Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ስራሕቲ ልምዓት ብሙየኦም ንምድጋፍ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ሰላምን ሓድነትን ህዝብታት ኣብ ዘጠናኽሩ ስራሕቲ ብሙየኦም ንምድጋፍ ቁርፀኛታት ከምዝኾኑ ገሊፆም። "ጥበብን ሃገርን፣ ጥበብ ንኢትዮጵያ ብራኸ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገራዊ ሰብ ሙያ ኪነ ጥበብ መድረኽ ዘተ ኣብ ክልላትን…

መንግስቲ ጃፓን ንኢትዮጵያ ደገፍ 17 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ጃፓን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ኣገልግሎት ሕክምና ተመሓላለፍቲ ሕማማት  ንምጥንኻር ዝውዕል ደገፍ 17 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ገይሩ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሺበታ…

ኪነ ጥበብ ሕብረ ብሄራዊት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ርኡይ ግደ ይፃወት – ነብዩ ባዬ (ረ/ፕ)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኪነ ጥበብ ሕብረ ብሄራዊት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ኣብ ዝተጀመሩ ፃዕሪታት  ርኡይ ግደ ይፃወት  ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ (ረ/ፕ) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ምስ ፋና ዲጂታል ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኪነ…

ቅርታታት ይግበአኒ ታክስ ብምምርማር ፍትሓዊ ውሳነ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣከፋፍላ ታክስ ዝቐርቡ ቅርታታት ይግበአኒ ብምምርማር ፍትሓዊ ውሳነ ይወሃብ ከምዘሎ ኮሚሽን ይግበአኒ ታክስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ጉዳያት ርክብ ህዝቢን  ኮሚኒኬሽንን እቲ ኮሚሽን ኣይተ ሃይማኖት ደመቀ፥ ኣብ ከይዲ ኣከፋፍላ ታክስ ነዝቐርቡ…

ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ መሪሕ ሃገር ትኸውን ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ፣ ዲጂታል መሰረተ ልምዓትን ስራሕቲ መማዕበሊ ክእለትን መሪሕ ሃገር ትኸውን ኣላ  ክብሉ  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስን ንምዕባለን…

ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ኣብ ዝሓለፉ ሕዲት ዓመታት ርኡይ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዝተሰርሑ ስራሕቲ ርኡይ ውፅኢት ምምዝጋቦም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ገሊፆም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝኾነ ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኣብ ሓድሽ ዓለም ለኸ ማእከል ኮንቬንሸን…

ኣብ 18 ገፀር ከተማታት ዝርከባ 50 ሺሕ ኣባይቲ ኣናእሽቱ ሓይሊ ሶላር ተረባሕቲ ኮይነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋረሕ እዚ ባጀት ዓመት ኣብ 18 ገፀር ከተማታት ዝርከባ 50 ሺሕ ኣባይቲ ኣናእሽቱ ሓይሊ ሶላር ተረባሕቲ ከምዝኾና ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚ ስራሕ ልምዓትን ሽግግርን ቴክኖሎጂ ኢነርጂ ገፀር ብርሃኑ…

ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ሎሚ ንጎሆ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ካብ ሃዋሳ ናብ ወላይታ ሶዶ እትጓዓዝ ዝነበረት ዶልፊን ተሽከርካሪት ብተፃራሪ ኣንፈት ምስ እትጓዓዝ ዝነበረት ናይ ፅዕነት መኪና ብምልታማ…

ቴክኖሎጂ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኖሎጂ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ‘ኢቴኤክስ 2025’ ካብ ሎሚ መዓልቲ 8 ግንቦት 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ብሓባር…

ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣገልግሎት ጥዕና ጠሚቱ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ንማኽበረሰብና ጥሬቱ ዝሓለወን ፍትሓዊን ኣገልግሎት ጥዕና ተበፃሒ ንምግባር ፖሊሲ ጥዕናን ስትራቴጂን ብምሕንፃፅ በዓል ዋናነት ሕብረተሰብ ብዘረጋገፀ መልክዑ ስራሐቲ ብትኹረት እናወገነ ከምዝኾነ ናይ ኣደባባይ ሓቂ ኢዩ። ምኸንያቱ ድማ…