Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ድልየት ከምዘለወን ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ ፡ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብሓባር ንምስራሕ ድልየት ከምዘለወን ገሊፀን።
ምክትል ቀዳመይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጀሪያ ራምታኔ ላማምራ ተዛቲዮም።
እቶም…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊት ጉዳያት ህንፀት ፖለቲካን ሰላምን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊት ጉዳያት ህንፀት ፖለቲካን ሰላምን ሮዝመሪ ዲካርሎ ተዛቲዮም።
ኣይተ ደመቀ ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ሓረስቶት እዋን ዝናብ ንክጥቀሙ ስምምዕነት ደው…
ዓቃቢ ሕጊ ኣብ መዝገብ እኒ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ጀነራል ገብረፃድቃን ገ/ትንሳኤ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 74 ሰባት ክሲ መስሪቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣21 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቃቢ ሕጊ ኣብ መዝገብ እኒ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ጀነራል ገብረፃድቃን ገ/ትንሳኤ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 74 ሰባት ክሲ መስሪቱ።
ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ እቶም ተከሰስቲ ዝመስረቶ ክሲ፥ እቶም ተኸሰስቲ መንግስቲ ፌዴራል ብሓይሊ…
መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ኣብ ከተማ ደብረብርሃን ህዝባዊ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ኣብ ከተማ ደብረብርሃን ህዝባዊ ናይ ድጋፍ ሰልፊ ተኻይዱ።
እቶም ሰልፈኛታት ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ብምሓዝ ኢዮም ሰልፎም ኣካይዶም።
️ልፈኛታት ካብ ዘስምዕዎም ጭርሖታት፥ ባንዳ ሃገር…
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጀሪያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
አዲስ አበባ፣ ሃምሌ 21፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጀሪያ ራምታኔ ላማምራ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ኣቀባብላ ገይረናሎም።…
መኢአድ ናብ ፃውዒት ክተት ከምዝሕወስ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መኢአድ መነግስቲ ክልል ኣምሓራ ናብ ዘመሓላለፎ ፃውዒት ክተት ከምዝሕወስ ኣፍሊጡ።
እቲ ፃውዒት ሃገር ንምድሓን ዝቐረበ ብሕታዊ ኣማራፂ ብምዃኑ ነቲ ፃውዒት ከምዝሕወስ ምግላፁ ኣሚኮ ፀብፂቡ።
መኢአድ በቢብርኩ ዝርከቡ ኣባላቱን ደገፍቱን ናብቲ…
ኣሜሪካ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ስደተኛታት ኤርትራ ዝፍፅሞ ዘሎ መጥቃዕቲ ደው ንከብል ኣተሓሳሲባ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ ኣሜሪካ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ስደተኛታት ኤርትራ ዝፍፅሞ ዘሎ መጥቃዕቲ ደው ንከብል ኣተሓሳሲቡ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ኣብ ትግራይ ዘለዉ…
ፃውዒት ክተት ብምቕባል ኣብ ባህርዳር ህዝባዊ ድጋፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣21 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝኣወጆ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ኣብ ባህርዳር ህዝባዊ ድጋፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ኣምሓራ ዝወራረድ ዋላ ሓንቲ ሒሳብ የለን፣ ጉዕዞ ዕብየትና ብኣሸባሪ ጉጅለ ኣይተዓናቐፍን፣ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝምነዩ…
ፋና ሓዊሱ ካልኦት ትካላት ሚዲያ ኣብ ከተማ ነገሌ ወለንተናዊ ክረምታዊ ኣገልግሎት ኣጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓዊሱ ካልኦት ትካላት ሚዲያ ኣብ ከተማ ነገሌ ወለንተናዊ ክረምታዊ ኣገልግሎት ኣጀሚረን።
ብመሰረት እዚ ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ዓቕሚ ዘይበሎም ሰባት መርሃ ግብሪ ምሕዳስ ገዛ ተጀሚሩ ኣሎ።
ብተወሳኺ ተኸላ ፈልስን…
ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ብዓለም ለኸ ገበን ምጥፋእ ዘርኢ ክሕተት ይግባእ-ትዴፓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት አብ ትግራይ ብዝፍፅሞ ዘሎ ሰብኣዊን ቁሳውን ኪሳራ ብዓለም ለኸ ገበን ምጥፋእ ዘርኢ ክሕተት ይግባእ ክብል ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ ፓርቲ ኣይተ ሙሉብርሃን ሃይሌ፤ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ…