Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓይኒና ካብ ግድብ ህዳሰ ንፃት እውን እንተኾነ ኣይንነቅልን- ሜጀር ጄኔራል ይልመ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓይኒና ካብ ግድብ ህዳሰ ንፃት እውን እንተኾነ እንከይነቐልና ድሕንነቱ ክንሕልዎ ይግባእ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይኢ ኣየር ሜጀር ጄኔራል ይልመ መርዳሳ ተዛሪቦም።
ሃገር ንምፍራስ ንዝፅዕር ዝኾነ ይኹን ሓይሊ መንግስቲ ፌዴሪኢ ብመሰረት ዝህብና ትእዛዝ ኣብ…
መርሃ ግብሪ ምፍናው ናብ ቀጠና “ግዳጅ” ዘምርሑ ተወሳኺ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምፍናው ናብ ቀጠና “ግዳጅ” ዘምርሑ ተወሳኺ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተኻይዱ።
ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገር ዘንፀላለዎ ሓደጋ ብንምምካት ኢትዮጵያውያን ብሓባር ይሰርሑ ኣለዉ።
ብመሰረት እዚ ፍሉይ…
ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ናብ ኲናት የሳውር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጣሪ ራዕዲ ህወሓት ህፃናት ናብ ኲናት የሳውር ከምዘሎ ካብ ቢሮ ጉዳያት ኮሚኒኬሽን ክልል ዓፋር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እቲ ጁንታ ኣብ ዓፋር መጥቃዕቲ ንምፍፃም ካብ ዘዋፈሮም ሓይሊታት መንጎ ህፃናት ከምዝርከብዎ ተሓቢሩ።
እቲ ጉጅለ…
ተወሳኺ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ናብ ቀጠና “ግዳጅ” ከምርሑ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወሳኺ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ናብ ቀጠና “ግዳጅ” ከምርሑ ኢዮም።
ኣሸባሪ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገር ዘንፀላለዎ ሓደጋ ብንምምካት ኢትዮጵያውያን ብሓባር ይሰርሑ ኣለዉ።
ብመሰረት እዚ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ ሃገራዊ ፃውዒት…
ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ካልኣይ በረራ ክገብር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ካልኣይ በረራ ክገብር ኢዩ።
መንግስቲ ኢትዮጵያ በይናዊ ደው ምባል ተዂሲ ካብ ዝእውጅ ጀሚሩ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ካብ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ በረራ ኣውሮፕላን ንምግባር ዘኽእል…
ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2013 ኩለን ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት ይግምገም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2013 ኩለን ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት ይግምገም ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ኩለን ሚኒስቴራት ፀብፃብ ድኹምን ጠንካራን ጎነን ብምቕራብ ይግምገም ከምዘሎ ተገሊፁ።
እቲ ገምጋም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ…
ህወሓት ህፃናት ኣብ ኲናት ምስላፉ ንምኽባር ሰብኣዊ መሰል ዘይግድሶ ምዃኑ መርኣዪ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ህፃናት ኣብ ኲናት ምስላፉ ንምኽባር ሰብኣዊ መሰል ዘይግድሶ ምዃኑ መርኣዪ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ህወሓት ኣብ ክልል…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ሰልፊ ድጋፍ ብሰላም ምዝዛሙ ፖሊስ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መስቀል ኣደባባይ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ሰልፊ ድጋፍ ብሰላም ምዝዛሙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ጁንታ ህወሓት ዝቃወምን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ሰለማዊ ሰልፊ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ተኻይዱ።…
ንዝኾነ ይኹን ምድራዊ ሓይሊ ብፍቕሪ እንበር ብሓይሊ ዘይንብርከኽ ህዝብና ሒዝና ዘጋጠመና ፈተና ብዓወት ክንሻገሮ ኢና-ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ዝቃወምን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይካየድ ኣሎ።
የአዲስ አበባ ከተማ አስተዳደር ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤ ተገኝተው ንግግር አድርገዋል።
ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ…
ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ማእኸል ሓቃዊ ምትሕብባር ሃገራት ተፋሰስ ብምዃን ክቕፅል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ብዓወት ዝተዛዘመሉ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ማእኸል ሓቃዊ ምትሕብባር ሃገራት ተፋሰስ ብምዃን ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ብቋንቋ ዓረብኛ ኣብ…