Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጁንታ ኣብ ከተማ ሑመራ ናይ ማይ ካድራ ዓይነት ጨፍጫፍ ንምፍፃም ዝሓሰቦ ትልሚ ተቓሊዑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ኣብ ከተማ ሑመራ ናይ ማይ ካድራ ዓይነት ጨፍጫፍ ንምፍፃም ዝሓሰቦ ትልሚ ምቅልዑ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እቲ ትልሚ ካብ ትግራይን ሱዳንን መጥቃዕቲ ዝፍፅሙ ሰባት መልሚሉ ብምእታው በቶም ፈፀምቲ ጥቕዓት ኣቢሉ…
ኢትዮጵያ ተዓዊታ ኢያ ሰላማ ክትሕሊ ኢያ – ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ዝቃወምን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ሰልፊ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ዘስምዑ እንትኾኑ፥ ብጁንታ ህወሓት እናደመና ኣይንነብርን፣ ውሽጣዊ ሓድነትና…
ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ጁንታ ህወሓት ብምቅዋም ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስላፎም ዘረጋግፅ ሰልፊ ድጋፍ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፈጣሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምቅዋም ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስላፎም ዘረጋግፅ ሰልፊ ድጋፍ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ሰልፊ፥ ፈጣሪ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሮ ምንቅስቓስ…
ብኣንፈት ክልል ዓፋር ፅሕተራ ዝፈፀመ ፈጣሪ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ተደምሲሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ብኣንፈት ክልል ዓፋር ኣለሌ ሱሉሌ ኣብ ዝበሃል ከባቢ ሜይደይ ብዝብል ዝሰየሞ ሓይሊ ተግባር ግብረ ራዕዲ ብምፍፃሙ ሙሉእ ብሙሉእ ምድምሳሱ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ…
ትልሚ መርሃ ግብሪ ሓምለወይ ኣሰር 2013 ዓ.ም 61 ሚኢታዊት በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትልሚ መርሃ ግብሪ ሓምለወይ ኣሰር 2013 ዓ.ም 61 ሚኢታዊት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።
ኣተሓባባረ ኮሚቴ እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ምድላውን ኣተገባብራን ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት መግለፂ ሂቡ።
ኣባል እተ ኮሚቴ ናይ ግብርና ሚኒስትር…
ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 5 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ከቲሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 5 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ከቲሞም
ኣብቲ ሰነድ ስምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ምክትል ዋና ዳይሬክተር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዶክተር ኣብዱ ካማራን ክታሞም ኣንቢሮሙሉ።…
ዓወት ብዘይመስዋእትነት ኣይርከብን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሐምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ብዘይ መስዋእትነት ኣይርከብን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋን ምኽባር ሕጊ ጉድኣት ምስ ዘጋጠማ ወተሃደር ኣለሚቱ ኣምባ ፃንሒት ገይሮም።
ፃንሒቶም ብዝምልከት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር…
ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ንዝተፈላለዩ ጀነራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ምድብ ስራሕ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ንዝተፈላለዩ ጀነራላትን ላዕለዎት መኮንናትን ምድብ ስራሕ ሂቦም።
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር እቲ ክልል ንኣሚኮ ከምዝበሎ፥ ብርጋዴር ጄኔራል ተፈራ ማሞ ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልል ብምዃን ተመዲቦም።…
ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ጁንታ ህወሓት ብምቅዋም ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስላፎም ዘረጋግፅ ሰልፊ ድጋፍ ፅባሕ ከሳልጡ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፈጣሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምቅዋም ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስላፎም ዘረጋግፅ ሰልፊ ድጋፍ ፅባሕ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ከምዘሳልጡ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቲ ሰልፊ፥ ፈጣሪ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት…
ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ሰልፊ ምኽኒያት ብምግባር ንትራፊክ ዕፁው ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስላፎም ዘረጋግፅ ሰልፊ ድጋፍ ፅባሕ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ከሳልጡ ኢዮም።
እቲ ሰልፊ፥ ፈጣሪ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገብሮ ምንቅስቓስ ብምቅዋምን ንሰራዊት ምክልኻል…