Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ሃፍቲ ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተወሳኺ ሓበሬታ ንኽግበር ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኾኑ ንብረታት ብኽራይ፣ ብምውክልናን ካልኦት መገዲታትን ተታሒዞም ዝርከቡ ሃፍቲታት ሓበሬታ ንኽቐርብ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ፌዴራል ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት፥ ብሽሞም፣ ብስም ስድረኦምን…
መንግስቲ ኣብ ትግራይ ንሓረስቶት እታወታት ሕርሻ እናቕረበ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሓረስቶት ኣብ ስራሕቲ ሕርሻ ተዋፊሩ ንኸፍሪ መንግስቲ ኣድላዪ ዘበለ እታወት ሕርሻ እናቕረበ ከምዝኾነ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳ ትግራይ ኣይተ ብርሃነ ኣርኣያ…
ኣብ ካናዳ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 140 ሺሕ ዶላር ካናዳ ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ግዝኣት ኣልበርታ ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 140 ሺሕ ዶላር ካናዳ ተኣኪቡ።
ኣብታ ግዝኣት ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ብምትሕብባር ኮንፈረንስ ቨርቺዋልን ፕሮግራም ምትእኽኻብ እቶትን ብምግባር 142 ሺሕን 900…
ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኬንያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኬንያ ኣምባሳደር ሪይቸል ኦማሞ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ዘድሃበ ከምዝነበረ ተገሊፁ።
ኣምባሳደር ሬድዋን አብ ዝቕፅል ሃገራዊ…
ፌስቡክ ገፅ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ልዑል ተሳትፎ ካብ ዘለዎም ገፃት ሓደ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፅ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ልዑል ተሳትፎ ካብ ዘለዎም ማሕበራዊ ሚዲያ ገፅ መራሕቲ ዓለም ሓደ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ፌስቡክ ካብ ሞንጎ ዝጥቀሙ መራሕቲ ሃገራት ብዝተፈለየ ኩነታት ገፆም ብመጠን ተሳተፍቲ Interaction…
322 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)322 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ፓርላማ ዝገበርዎ መደረ ዝሓዘ ”ኣሻራ” መፅሓፍ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፓርላማ ዝገበርዎ መደረ ዝሓዘ ''ኣሻራ'' መፅሓፍ ተመሪቑ።
እቲ መፅሓፍ ብትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ዝተዳለወ እንትኸውን፥ ካብ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ ኣብቲ ፓርላማ ዝገበርዎ መደረ ዝሓዘ ኢዩ።…
ኣብ ከተማ መቐለ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ስሩዕ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ሎሚ መዓልቲ ከምዝተጀመረ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ተወካት እቲ በሀት ፅሕፈት ወይዘሪት ገነት መብራህቱ ከምዝገለፀኦ፥ እቲ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣብ 32 መንግስታዊን 30…
ዩንቨርስቲ መቐለ ምስ ትካል ገባሪ ሰናይ ኤልሻዳይን ብምዃን ኣብ ወረዳ እንደርታ ንዝርከቡ ሓረስቶት ግራውቶም ብትራክተር ይሓርሱሎም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ መቐለ ምስ ትካል ገባሪ ሰናይ ኤልሻዳይን ካልኦትን ብምዃን ኣብ ወረዳ እንደርታ ንዝርከቡ ዓቕሚ ዘይብሎምን ኣረጋውያንን ሓረስቶት ግራውቶም ብዘመናዊ ትራክተር ይሓርሱሎምን ደገፍን ክትትል ይገሩሎምን ከምዘለዉ ተሓቢሩ።
እቲ ደገፍ ኣብቲ…
ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 41 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ 20 ትራክተራት ንዝተፈላለያ ወረዳታት ተኸፋፊለን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (USAID) ምስ ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ብምትሕብባር ብ41 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ 20 ትራክተራት ን6 ወረዳታት ትግራይ ከምዝተኸፋፈላ ማረት ገሊፃ።
እተን ትራክተራት ኣብቲ ክልል ብሰንኪ ወራር…