Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምስ ዝዋፈር ኩባኒያ ቴሌኮም ወግዓዊ ስነ ስርዓት ምንባር ክታም ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚደንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምስ ዝዋፈር ኩባኒያ ቴሌኮም ወግዓዊ ስነ ስርዓት ምንባር ክታም ተኻይዱ። እቲ ስምምዕነት ኣወሃህባ ፍቓድ ስራሕ ኢዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኣብ ውድድር ፈጠራ ዕድል ስራሕ ዝተዓወቱ ተወዳደርቲ ሽልማት ተበርኪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፈጠራ ዕድል ስራሕ ተዓወትቲ ዝኾኑ 5 ተወዳደርቲ ሽልማት 840 ሺሕ ብር ተበርኪቱሎም። ማእኸል ልምዓት ኢንተርፕረነርሺፕ ኢትዮጵያ እናወዳደሮም ካብ ሞንጎ ዝነበሩ ተወዳደርቲ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሓምሻይ ንዝወፅኡ ፈጠርቲ ስራሕ ኢዩ እቲ ሽልማት…

ጃፓናዊ ኮርፖሬሽን ሱምቶም ብልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ኣብ ዓውዲ ቴሌኮም ኢንቨስት ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓናዊ ኮርፖሬሽን ሱምቶም ብልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ኣብ ዓውዲ ቴሌኮም ኢትዮጵያ ኢንቨስት ከምዝገብር ገሊፁ። መንግስቲ ሰብ ውልቀ ሃፍቲ ወፃኢ ኣብ ዘፈር ቴሌኮም ንኽሳተፉ ብመሰረት ዝወሰዶ ውሳነ ጨረታ ካብ ዝሰዓረ ትካል ‘የግሎባል ፓርትነርሽፕ ፎር…

ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ ብምዃን ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታ ብምዃን ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ መእታዎም ይዝከር። ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኣብ ፃንሒቶም ምስ…

ማዕቐብ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝፈጥሮ ፅዕንቶ ዝዝቲ መድረኽ ኣብ ድሬዳዋ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ማዕቐብ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝፈጥሮ ፅዕንቶ ዝዝቲ መድረኽ ኣብ ዩንቨርስቲ ድሬዳዋ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ መምህራንን ምሁራንን ተሳቲፎም። ምክትል ፕሬዚዳንት ኣገልግሎት ማሕበረሰብ ምርምር እቲ ዩንቨርስቲ ዶክተር ሰለሞን ዘሪሁን፥…

ኣብ ትግራይ 10 ሚሊየን ፈልሲታት ንተኸላ ተዳሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ 10 ሚሊየን ፈልሲታት ንተኸላ ከምዝተዳለዉ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ጊዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቢሮ ኣተሓባባሪ ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮን ዓውዲ ምግቢ ውሕስናን ኣይተ ደስታ ገብረስላሴ ከምዝበልዎ፥ ኣብቲ ክልል ኣብ ዝርከቡ…

ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኣብ ፃንሒቶም ምስ…

ጀርመን ህፁፅ እዋን ሓገዝ ዝውዕል 8 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ህፁፅ እዋን ሓገዝ ዝውዕል 8 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይራ። እታ ሃገር ዝገበረቶ ሓገዝ ብፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣቢላ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓገዝ ኣብ ትግራይ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ብምኽንያት ለውጢ ኣየርን…

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሄግ ኣብ ዓመታዊ ኤግዚቪሽን ቱሪዝም ኔዘርላንድ ተሳቲፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሄግ ኣብ ዓመታዊ ኤግዚቪሽን ቱሪዝም ኔዘርላንድ ብመርበብ ሓበሬታ ተሳቲፉ። እቲ ኤምባሲ፥ ኣብ ኤግዚቪሽን ቱሪዝም ቫካንቲብየርስ 2021 ብምስታፍ ኢዩ መባፅሕቲ ቱሪዝም ኣፋሊጡ ዘሎ፡፡ ኣብቲ ኤግዚቪሽን፥ ታሪኻዊን ባህላዊን…

ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዘበናዊ ማእኸል መሰልጠኒ ቡን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ሻሂን ቡንን ኢትዮጵያ ፈላማይ ዘበናዊ ማእኸል መቀነባበሪ ባሬስታን መሰልጠኒ ቡንን ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ፥ ሚኒስትር ሕርሻ ዑመር ሑሴን ሓዊሱ ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲን ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ተረኺቦም። ነቲ ማእኸል…