Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ብሓባር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ዩኒቨርሲቲታት ብሓባር መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ጀሚረን።
እተን ትካላት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ፣ ሜትሮ ፖሊታን ዩኒቨርሲቲ ኮተቤን ቴክኒካል ዩኒቨርሲቲ…
ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ኣምባሳደራት ፈረንሳይ፣ ህንዲን ጃፓንን ኣብ ሱዳን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ኣምባሳደራት ፈረንሳይ፣ ህንዲን ጃፓንን ኣብ ሱዳን ተዛቲዮም።
እቶም ኣምባሳደር፥ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ሱዳን ኢማኑኤሌ ብላትማን፣ ኣምባሳደር ህንዲ ራቪንድራ ፕራሳድን ኣምባሳደር ጃፓን…
ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ብዘይሕጋዊ መገዲ ተታሒዞም ዝነበሩ 138 መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣብ ትሑት መነባብሮ ንዝርከቡ ነበርቲ ተመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ብዘይሕጋዊ መገዲ ተታሒዞም ዝነበሩ 138 መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣብ ትሑት መነባብሮ ንዝርከቡ ነበርቲ ኣመሓላሊፉ።
ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ቢሊቃ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ብቤት ፅሕፈትን ኣቢለን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ሃዊ ጉዲና ዘህነፀኦ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፋ ቢሊቃ መሪቐን።
እቲ ቤት ትምህርቲ ብር 13 ነጥቢ 8 ሚሊየን ወፃኢ ከምዝተገበረሉ ተሓቢሩ፡፡
ብኽልተ ፈረቓ…
ዶላር ነራብሕ ኢና ብምባል ተግባር ምጭብርባር ዝፈፀሙ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ቦሌ ዶላር ነራብሕ ኢና ብምባል ተግባር ምጭብርባር እናፈፀሙ ዝነበሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል ኣፍሊጡ።
እቶም ውልቀሰባት ካሜሮናዊን ኢትዮጵያዊትን እንትኾኑ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ማእኸል መትከሊ እግሪ ጉዱኣት ማሕበራዊ ፀገም ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰርሐ ህንፃ ማእኸል ልምዓት መትከሊ እግሪ ጉዱኣት ማሕበራዊ ፀገም ተመሪቑ።
ኣብ ስነ-ስርዓት ምረቓ እቲ ማእኸል ዝተረኸባ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ፀገም ማሕበረሰብ ምቅላል ትልሚ…
409 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)409 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ።
ተወካሊ ዳይሬክቶሬት…
ልዕሊ 34 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፈ ቦሩ ኣዋሽ መልካ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 34 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኢፈ ቦሩ ኣዋሽ መልካ ተመሪቑ።
እቲ ቤት ትምህርቲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መሪቖም ከፊተምዎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣይተ ሽመልስ…
ኢትዮጵያ ምስ ኣሜሪካ ዘለዎ ርክብ ንክሕርፍፍ ባህጊ ኣይብላን-ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኣሜሪካ ዘለዎ ርክብ ንክሕርፍፍ ባህጊ ኣይብላን ክብል ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር አምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ዴሞክራሲያዊ ምርጫ ንምክያድ ኣብ…
ክታበት ሲኖቫክ ንሃንደበታዊ ሕማም ኮቪድ 19 ኣብ ረብሓ ንክውዕል ኣፍልጦ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ናይ ቻይና ክታበት ሲኖቫክ ንሃንደበታዊ ሕማም ኮቪድ 19 ኣብ ረብሓ ንክውዕል ኣፍልጦ ሂቡ።
እቲ ክታበት ምልክት ንዘርኣዩ 51 ሚኢታዊ፣ ልዑል ምልክት ንዘርኣዩ ድማ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝከላኸል ተገሊፁ።
ይኹን እንበር…