Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኮንፈረንስ ተቓላዕነት ሚዲያ ሳይበር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ናይ ሓባር ሓላፍነት ንደሕንነት ሳይበር” ብዝብል መሪሕ ቃል ኮንፈረንስ ተቓላዕነት ሚዲያ ሳይበር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኮንፈረንስ ተቓላዕነት ሚዲያ ሳይበር ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን ምስ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ4 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ4 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር 100 ሺሕ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ተወካሊ ኩባኒያ 2000 ደቡብ…

ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ምስ ማረት ብምትሕብባር ንሓረስቶት ትግራይ 20 ትራክተራት ክድግፍ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(USAID) ምስ ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ብምትሕብባር ንሓረስቶት ትግራይ 20 ትራክተራት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ። እተን ትራክተራት ኣብቲ ክልል ንዘጋጠመ ፀገም ንምፍታሕ ዝሕግዛ ከምዝኾና ዝገለፁ ላዕለዋይ በዓል ሞያ…

ኣብ ክልል ትግራይ ዘጋጠሙ ፀገማት ንምፍታሕ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘጋጠሙ ፀገማት ንምፍታሕ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ኣብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ዴሞክራሲያዊ ሓድነት፣ ትምህርቲ ሕግ-መንግስቲን ህንፀት ሰላምን ገሊፁ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር…

ፓርቲ ብልፅግናን ገዛኢ ፓርቲ ቬትናምን ተዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግናን ገዛኢ ፓርቲ ቬትናምን ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ልዝብ ኣካይዶም። ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ጉዳያት ወፃኢን ፓርቲ ብልፅግና ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝተሸሙ ሓዱሽ ኣምባሳደር…

ሓደሽቲ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት 10 ሃገራት ደብዳበ ሽመቶም ናብ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት 10 ሃገራት ደብዳበ ሽመቶም ሎሚ መዓልቲ ናብ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣቕሪቦም፡፡ ደብዳቤ ሽመቶም ናብ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዘቕረቡ፥ ኣምባሳደራት ካናዳ፣ እስራኤል፣ ባንግላዴሽ፣ የሞዛምቢክ፣ ናይጄሪያ፣…

ናብ ሓደ ሺሕ ዝፅግዑ ኣብ ዝተፈላለዩ ገበናት ዝተሳተፉ ውልቀ ሰባት ተታሒዞም ምርመራ ይግበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ገበናት ብምፍፃም ስግኣት ፀፅታ ዝኾኑ 1 ሺሕ ዝኾኑ ውልቀ ሰባት ሒዙ ምፅራይ እናገበረ ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን 22 ጉንበት 2013 ዓ.ም ኣብ ሸውተ ክፍለ ከተማታት ኣብ ዝተመረፁ…

መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ህዝቢ እቲ ክልል ተረባሒ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ህዝቢ እቲ ክልል ተረባሒ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ተዛሪቦም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መንግስቲ እቲ ክልል ንብዙሓት ርእሰ ጉዳያት…

ዘዕግብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላትን ኣመራርሓታትን ሰራዊት ምክልኻል ስነ-ስርዓት ምልባስ መዓርግ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ መዓርግ መፅመንሒ ግዜኦም ዝሸፈኑን ዘዕግብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣመራርሓታት እቲ መምርሒ ስነ-ስርዓት ምልባስ መዓርግ ኣካይዱ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምልባስ መዓርግ፥ ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ዋና መተሓባበሪ ህንፀት ዓውዲ…

“ንቑሕ ተሳትፎ ሙሁራትን ዜጋታትን ኣብ ምግሃድ ግድብ ህዳሰ” ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ ምስ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ መተሓባበሪ ተሳትፎ ህዝቢ ግድብ ህዳሰ ብምትሕብባር “ንቑሕ ተሳትፎ ሙሁራትን ዜጋታትን ኣብ ምግሃድ ግድብ ህዳሰ” ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ…