Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቻይና፥ ኢትዮጵያ ብዓወት ዝዛዘመቶ ምርጫ ብዝምልከት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና፥ ኢትዮጵያ ብዓወት ዝዛዘመቶ ምርጫ ብዝምልከት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፋ። እታ ሃገር ብኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢኣ ሊያን ዣኦ ኣቢላ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘመሓላለፈቶ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ዘካየደቶ ምርጫ ብዓወት ምዝዛማ…

ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ወተሃደራዊ ቴክኒክ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ዓውዲ ወተሃደራዊ ቴክኒክ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። እተን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ወተሃደራዊ ቴክኒክ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል መድረኽ ዘተ ንሰለስተ መዓልታት ዘካየዳ እንትኾና፥  ኣብቲ ዘተ ኣብ ዝሓለፈ ናይ…

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሸከርከርቲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ናብ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሰብ ኣዊ ሓገዝ ሒዘን ናብ ትግራይ እናተጓዓዛ ዝነበራ ተሸከርከርቲ ናብ ከተማ መቐለ ከምዝኣተዋ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፁ ከምዝገለፆ፥ ኣብ ትግራይ ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ዘድሊዮም 2 ነጥቢ 1 ሚሊየን…

ንዘጋጥሙ ፀገማት ሃገር ቦቆል ፍልጠት ብምጥቃም ብሳይንስን ምርምርን ብምድጋፍ መፍትሒ ምሃብ ይግባእ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ   

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ኮንቬንሽን ምትእስሳር ምርምር፣ ቴክኖሎጂን ኢንዱስትሪን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንቬንሽን “ፍልጦ ዝመርሖ ኢኮኖሚ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ካብ ሎሚ መዓልቲ…

ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኮሚሽጋ ብርሃን ዝመሃሩ ተምሃሮ ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኮሚሽጋ ብርሃን ዝመሃሩ ተምሃሮ ፈልሲ ተኺሎም። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዞባ ኣሶሳ ኣብ ዘህነፆ ቤት ትምህርቲ ዝመሃሩ ተምሃሮ ኣብ ቤት ትምህርቶምን…

ሳራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ እንጦጦ ፈልሲ ተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ እንጦጦ ልዕሊ 3 ሺሕ ፈልሲታት ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታተር ዝሰርሑ ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ልዕሊ 3ሺሕ ሃገር በቆል ፈልሲታት ብምትካል ንኢትዮጵያ ንኽደና…

ኣብ ዝጣየሽ ሓዱሽ ፓርላማ ውፅኢታዊ ንኽኸውን ዝሕግዝ ቤት ፅሕፈት ክህሉ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝጣየሽ ሓዱሽ ፓርላማ ውፅኢታዊ ንኽኸውን ዝሕግዝ ቤት ፅሕፈት ክህሉ ይግባእ ተባሂሉ። ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ዝተኻየደ መድረኽ ዘተ፥ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ወይዘሮ ሽታየ ምናለ ሓዊሱ ላዕለዎት…

ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ፥ ካብ 20 ሰነ ክሳብ 2 ሓምለ 2013 ዓ.ም ካብ ሃገር ክወፅን ናብ ሃገር ክኣትዉን ክብሉ ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።…

2 ሺሕን 385 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)2 ሺሕን 385 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ…

ኮንቬንሽን ምትእስሳር ምርምር፣ ቴክኖሎጂን ኢንዱስትሪን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ኮንቬንሽን ምትእስሳር ምርምር፣ ቴክኖሎጂን ኢንዱስትሪን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንቬንሽን “ፍልጦ ዝመርሖ ኢኮኖሚ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ካብ ሎሚ መዓልቲ…