Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኮንቬንሽን ምትእስሳር ምርምር፣ ቴክኖሎጂን ኢንዱስትሪን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ኮንቬንሽን ምትእስሳር ምርምር፣ ቴክኖሎጂን ኢንዱስትሪን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ የሳለጥ ኣሎ።
እቲ ኮንቬንሽን “ፍልጦ ዝመርሖ ኢኮኖሚ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።
ካብ ሎሚ መዓልቲ…
ናውቲታት መከላኸሊ ኮቪድ 19 ናብ ኢትዮጵያ ተላኢኾም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ዝተለገሱ ናውቲታት መከላኸሊ ኮቪድ 19 ናብ ኢትዮጵያ ከምዝተልኣኹ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣይተ ፍፁም ኣረጋ ገሊፆም።
እቶም ኣምባሳደር ኣብ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ናውቲታት ነዝለኣኹ…
6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ ጥንኩር መሰረት ዘንበረ ኢዩ – ፓርቲ ብልፅግና
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ተዓዋትነት ኢትዮጵያ ዘረጋገፀ ኣብ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ ጥንኩር መሰረት ዘንበረ ከምዝኾነ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ።
ፓርቲ ብልፅግና 3 ሓምለ 2013 ዓ.ም ዝተገለፀ ቀዳማይ ብርኪ ውፅኢት መረፃ ኣመልኪቱ መግለፂ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 1 ነጥቢ ሓሙሽተ ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 1 ነጥቢ ሓሙሽተ ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሉ።
ዛሬ በአዲስ አበባ ከተማ በተካሄደው የአረንጓዴ አሻራ የችግኝ ተከላ መርሐግብር ከ1ነጥብ 5 ሚሊየን በላይ ችግኞችን መተከሉ ተገለጸ።
ኣብ 11 ክፍለ…
ፕሬዚዳንት ሶማሊያ መሓመድ ፋርማጆ ንቀ/ሚ ኣቢይ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በሎም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ መሓመድ ፋርማጆ ንቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በሎም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መልእኽቶም፥ “ቀዳማይ ሚኒስትር ዳግም ካብ ህዝቢ ኢትዮጵያ ተቐባልነት ብምርካቦም ዕንኳዕ ደስ በሎም” ኢሎም፡፡…
ኣብ መርሃ ግብሪ ምገባ ቤት ትምህርቲ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዝቕፅል ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝጀመሮ ካገር ለኸ መርሃ ግብሪ ምገባ ቤት ትምህርቲ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ገሊፁ።
ኣብ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ምክትል ዳይሬክተር ኢትዮጵያ ካትሪን ፊኒ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ…
ኣብ ከተማ ዱከም 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃ ዝተገበረሎም 48 ፕሮጀክታት ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዱከም 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃ ዝተገበረሎም 48 ፕሮጀክታት ተመሪቖም።
እቶም ፕሮጀክትታት፥ ቤት ትምህርቲ ኢፈ ቦሩ ሓዊሱ ትካላት ጥዕና ሓምለዎከባቢታት፣ ፓርኪታት፣ ፕሮጀክታት ፅሩይ ዝስተ ማይን መሰል ፕሮጀክታትን ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…
ልዕሊ 500 ሺሕ ስድራ ቤት ስፖርት ተሳተፍቲ ዝኾኑሉ መርሃግብሪ ኣገልግሎት ወለንታ ክረምታዊ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣገልግሎት ወለንታ ብሓምለዋይ ኣሰር ዝዓምበበት፣ ብሰብኣዊነት ዝተሃነፀት ኣዲስ ኣበባ ክንሃንፅ ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣደባባይ መስቀል መርሃግብሪ ኣገልግሎት ወለንታ ክረምታዊ ኣዋርሕ ብዕሊ ተጀሚሩ።
እቲ ንዝቕፅሉ ሰለስተ ኣዋርሕ ዝፅንሕ መርሃ…
መድረኽ ዘተ “ክብሪ ንሓድነትን ሕብርነትን ሃገር ንዝተሰውኡ ጀጋኑ” ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)“ክብሪ ንሓድነትን ሕብርነትን ሃገር ንዝተሰውኡ ጀጋኑ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ምስ መናእሰይ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፣ መተሓባበሪ ስራሕቲ…
2 ሺሕን 573 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)2 ሺሕን 536 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ካብ ሞንጎ እቶም ተመለስቲ 118 ደቂ ኣንስትዮን 72 ህፃናትን ከምዝርከቡዎም ተገሊፁ።
ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ…