Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣምባሳደር ሙሉ ሰለሞን ደብዳበ ሽመተን ንፕሬዚዳንት ፖላንድ ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ሙሉ ሰለሞን ደብዳበ ሽመተን ንፕሬዚዳንት ፖላንድ ኣንድርዘጅ ዱዳ ኣቕሪበን። እተን ኣምባሳደር ተቐማጥነቶም ኣብ ጀርመን፣ በርሊን ገይሮም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፖላንድ ኮይነን ተሸይመን ኢየን። ኣብቲ እዋን ድማ ኣብ ክልል ትግራይ…

ሓይሊ ኣየር ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት ኣመሪቑ። ተመረቕቲ ምልምል ወታደራት ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ትምህርቲ በረራ፣ ፅገናን ቴክኒክን ናብ ዝረኽቡሎም ትካላት ከምዝኣትዉ ካብ ፌስቡክ ገፅ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ…

ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ሰብኣዊ ምንቅስቓስ ንማሕበረሰብ ዓለም መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም  ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚልን ናይ ብሔራዊ ስግኣት ሓደጋ ኣመራርሓ ስራሕ ኮሚሽነር ኣይተ ምትኩ ካሳ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ሰብኣዊ ምንቅስቓስ ንማሕበረሰብ ዓለም መብርሂ ሂቦም። እቲ መብርሂ ምክፍፋል ምግብን ምግቢ ተንከፍ…

ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሰ ግድብ ብቤት ምኽሪ ፀፅታ እንተይኮነስ ብሕብራት ኣፍሪካ ኢዩ ዝረአ-ም/ቀ/ሚ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሰ ግድብ ብቤት ምኽሪ ፀፅታ እንተይኮነስ ብሕብራት ኣፍሪካ ኢዩ ዝረአ ክብሉ መክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መቐመጢኦም ምስ ዝገበሩ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተፈላለዩ ሰነዳት ስምምዕነት ልቓሕ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክቲታት ልምዓት መፈፀሚ ዝውዕሉ ኣርባዕተ ሰነዳት ስምምዕነት ልቓሕ ኣፅዲቑ። እቶም ስምምዓት ልቓሕ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓት ዝገበረቶም ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…

ድምፂ ህዝቢ ከምዘኽብሩ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ክልል ደቡብ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፂ ህዝቢ ከምዘኽብሩ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ክልል ደቡብ ገሊፆም። እቲ ምርጫ ሰለማዊ ንክኸውን ሰፊሕ ድምፂ ህዝቢ ዝነኣድ ከምዝኾነ እቶም ፓርቲታት ኣብ ዘውፅእዎ በዓል 12 ነጥቢታት መግለፂ ቅዋም ዕላዊ ገይሮም። ኣብቲ ክልል ኣብ ዝተኻየደ መርጫ…

መበል 11 ሓበራዊ መድረኽ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ቴክኒክ ኢትዮ-ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ሓበራዊ መድረኽ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ቴክኒክ ኢትዮ-ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ ዘሎ እንትኸውን፥ ወተሃደራዊ ቴክኖሎጂ፣ ክእለትን ፍልጠትን ኢትዮጵያን ሩሲያን ንምዕባይ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር…

ቡሩንዲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምዕዳግ ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ትፅበ ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቡሩንዲ  ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምዕዳግ ምዝዛም ግድብ ህዳሰ ትፅበ ከምዘላ ተገሊፁ። ኣብ ዩጋንዳ ፍሉይቲ ልኡኽቲ ፌዴሪኢን በዓልቲ ሙሉእ ሰልጣን ኣምባሳደርን አለምጸሀይ መሰረት ምስ ሚኒስትር ማይ፣ ኢነርጂን መኣድንን እታ ሃገር ኢነንጂነር ኢብራሂም…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ማላእ ሃገር ዘለዉ ስድራ እቲ ኩባኒያ ዝሳተፍሉ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ “ሓምለዋይ ኣሰር” ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ማላእ ሃገር ዘለዉ ስድራ እቲ ኩባኒያ ዝሳተፍሉ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ “ሓምለዋይ ኣሰር” ኣጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ ትማሊ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ከምዝተጀመረ እውን ተገሊፁ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሽዱሽተ ዞባታት እቲ ኩባኒያን 17…

ድልየት ዘለዎም ኣካላት ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ንክገብሩ ፍቓድ በረራ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ድልየት ዘለዎም ኣካላት ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ ንክገብሩ ፍቓድ በረራ ሂቡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ እቲ ፍቃድ ካብ ዝሓለፈ ዕለተ ሰኑይ ጀሚሩ ከምዝሃበ መፃረዪ መረዳእታ ህፁፅ ግዚ ኣዋጅ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፁ ፅሒፉ።…