Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ባህጊ ግብፂ ፅዕንቶ ኣይብሉን-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ግብፂ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ባህጊ ግብፂ ፅዕንቶ ከምዘይህልዎ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ግብፂ ሳሜህ ሹክሪ ገሊፆም።
ግብፂ ኣብ ኣብ ግድብ ኣስዋን ዘለዋ ዕቑር ማይ ምትእምማን ከምዝፈጠረላ እቶም ሚኒስትር ተዛሪቦም።
ሚኒስትር ጉዳያት…
ሃገራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ሓድነት ኣብ ዘረጋግፁ ክብሪታት ትኹረት ምግባር ይግባእ-ሚኒስቴር ሰላም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንባት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ሃገራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ሓድነት ኣብ ዘረጋግፁ ክብሪታት ትኹረት ምግባር ይግባእ ከብላ ሚኒስትር ሰላም ሙፈሪሃት ካሚል ተዛሪበን።
“ከይዲ ሽግግር ዴሞክራሲ፣ ብሄራዊ ምርድዳእ፣ ምርጫ 2013 ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሚኒስቴር ሰላም ዘሰናድኦ…
ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምዝገባ ካርድ መረፃ ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምዝገባ ካርድ መረፃ ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣናዊሑ።
ኣብ ጣቢያታት ምርጫ ዝካየድ ምዝገባ መረፅቲ እኳ እንተተዛዘመ ንተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ግዘ ምሃብ ከምዘድሊ እቲ ቦርድ ወሲኑ።
ብመሰረት…
ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ዓለም ዘስዓቦ ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶ ንምፅዋር ዝሕግዝ 650 ቢሊየን ዶላር ተሰሊዑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ዓለም ዘስዓቦ ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶ ንምፅዋር ዝሕግዝ 650 ቢሊየን ዶላር ተሰሊዑ።
ብፕሬዚንዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝምራሕን ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ዘካተተን ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ፓርስ ኣብ ዝተሳለጠ…
ግድብ ህዳሰ ኣብ ክራማት ቅድመ ምፍራይ ከምዝጅምር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ክራማት ቅድመ ምፍራይ ከምዝጅምር ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ዝተፈላለዩ ትካላት ሃይማኖትን ሲቪክ ማሕበራትን ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ተዛቲዩ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኣብ ክራማት ቅድመ ምፍራይ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 46 ሰባት ጉድኣት ኣካል በፂሑዎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 1:30 ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 46 ሰባት ጉድኣት ኣካል ከምዝበፅሖም ኮሚሽን ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
61 ሰባት ኣሳፊራ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ባህርዳር እትጓዓዝ ዝነበረት ታታ ዝዓይነታ ኣብቶብስ መስ ኣይስዙ…
ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ብቤት ፅሕፈተን ኣቢሉ ኣብ ቤኒሻንጉል ጉምዝ ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ መሪቐን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ብቤት ፅሕፈተን ኣቢሉ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ፣ ዞባ መተከል ጣቢያ ወላምባ ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዋላምባ ብርሃን መሪቐን።
እቲ ቤት ትምህርቲ ንምህናፅ 13 ነጥቢ 8 ሚሊየን በር ወፃኢ…
ባንኪ ኣዋሽ ንዝተፈላለዩ ትካላት 17 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ
አዲስ አበባ ፣ ግንቦት 11 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣዋሽ ንዝተፈላለዩ ትካላት 17 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
እቲ ባንኪ ዝገበሮ ደገፍ ማሕበራዊ ሓላፍነቱ ንምውፃእ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።
ብመሰረት እዚ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኢሊሊ ኢንተርናሽናል ሆቴል ኣብ ዝተዳለወ…
ኢትዮጵያ ንኽብራን ነፃነታን ዘይትደራደር ከምዝኾነት ኩሉ ክግንዘብ ኣለዎ -ቀ/ ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንኽብራን ነፃነታን ፍፁም ዘይትደራደር ከምዝኾነት ኩሉ ክግንዘብ ኣለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 16 ግንቦት 2013 ዓ.ም ኣብ ፓርክ ሕውነት ዝኽበር መርሃ ግብሪ ሰሙነ ኢትዮጵያ…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያን ሰንድ ስምምዕነት ብር 510 ሚሊየን ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ሃገረ ስብከት ኣዲስ ኣበባን ንሕብረተሰብ ተረባሕቲ ዝገብሩ ፕሮጀክታት ተግባራዊ ንምግባር ሰንድ ስምምዕነት ብር 510 ሚሊየን ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት ምክልት ከንቲባ ወይዘሮ…