Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ህንዲ ዘጋጠመ ዓሌት ኮቪድ 19 ኣተሓሳሳቢ ብምዃኑ ጥንቃቐ ክግበር ከምዘለዎ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ህንዲ ዘጋጠመ ዓሌት ኮቪድ 19 ኣተሓሳሳቢ ብምዃኑ ጥንቃቐ ክግበር ከምዘለዎ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ህንዲ ዘጋጠመ ዓሌት ኮቪድ 19 ኣተሓሳሳቢ ከምዝኾነን ዓለም ለኻዊ ስግኣት እናኾነ ከምዝመፅአን…

ብፁእ ወቅዱስ ፓትሪያርክ ኣቡነ ማትያስ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ዝተተርጎመ ቃለ ኣዋዲ ብዕሊ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓትሪያርክ ኦርቶዶክ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ፓትሪያርክ ኣቡነ ማትያስ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ዝተተርጎ ቃለ ኣዋዲ ብዕሊ መሪቖም። ኦርቶዶክ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ትምረሐሉ ቃለ ኣዋዲ፥ ብመምርሒ መዋደዲ ሰበኻ ጉባኤ…

ምዝገባ መረፅቲ ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ 11 ከልላትን ክልተ ምምሕዳራት ከተማን ክሳለጥ ዝፀንሐ ምዝገባ መረፅቲ ሎሚ መዓልቲ ከምዝዛዘም ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን፣  ክልል ዓፋር፣ ኣማራ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ሃረሪ ፣ ኦሮሚያ፣ ጋምቤላ፣…

ኣብ መቐለ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዘላቒ መፍትሒ ክሳብ ዝወሃብ ቅድሚ ኽረምቲ ዘፅልሉ ግዝያዊ መፅለሊ የስራሕ ኣሎ-ዶ/ር ኣብረሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ መቐለ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ዘላቒ መፍትሒ ክሳብ ዝወሃብ ቅድሚ ኽረምቲ ዘፅልሉ ግዝያዊ መፅለሊ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብረሃም በላይ ኣፍሊጦም። እቲ…

ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ትግራይ ክታበት ኮቪድ-19 ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጉንት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ትግራይ ክታበት ኮቪድ-19 ከምዝወሃብ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልለ ኣፍሊጡ። ኮቢድ-19 ንምክልኻል ንኽሕግዝ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተጀመረ ክታበት ናብ ኩሎም ከባቢታት ክልል ትግራይ ንምስፋሕ ፃዕሪ እናተገበረ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ካርድ መረፃ ዘይወሰዱ መረፅቲ ዝተረፉ መመዝገቢ መዓልቲታት ንኽጥቀሙ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቀ/ሚ ኣቢይ ካርድ መረፃ ዘይወሰዱ መረፅቲ ዝተረፉ መመዝገቢ መዓልቲታት ንኽጥቀሙ ፀዊዖም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣብ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ድምፂ ንመሃብ ካርድ መረፃ…

ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ኣሽጎዳ ኣብ ዝርከብ መገጣጠሚ ትራክተር ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ  ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ኣብ ኣሽጎዳ ዝርከብ መገጣጠሚ ትራክተር ዑደት ኣካይዶም። ስራሕቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናብ ንቡር ንምምላስ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ማሕረስ ንምክያድ ዘይተሓለለ…

ካብ ቦርድ መረፃ ወፃእ ዕላዊ ካብ ዝግበሩ ቁፅሪ ተመዝገብቲ ተቐባልነት ከምዘይብሎም ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ካብቲ ትካል ወፃእ ዕላዊ ዝግበሩ ቁፅሪ ተመዝገብቲ ተቐባልነት ዘይብሎም ከምዝኾኑ ኣፍሊጡ። ብዛዕባ ቁፅሪ ተመዝገብቲ ሓበሬታ ዘመሓላልፉ ኣካላት ካብቲ ቦርድ ዝረኽቡዎ ቁፅሪ ጥራሕ ክጥቀሙ ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ፡፡ ኣብ…

ኣብ ኣርባዕተ ዞባታት ምዕራብ ኦሮሚያ ዕዉት ምዝገባ መረፅቲ እናተኻየደ ከምዝርከብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ከተማ ነቀምቴ ሓዊሱ ኣብ ኣርባዕተ ዞባታት ምዕራብ ኦሮሚያ ዕዉት ምዝገባ መረፅቲ እናተኻየደ ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡ ምዝገባ መረፅቲ ደንጉዩ ኣብ ዝተጀመረሎም ዞባታት ምዕራብ ኦሮሚያ፤ ምዝገባ ካብ ዝጀመረሉ 29 ሚያዝያ ጀሚሩ ብዙሕ ተመዝጋቢ ካርድ መረፃ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም። ኣብ በዓለ ሲመት ፕሬዚዳንት ዮዌሪ ሙሴቪኒ ዝተረኸባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ኣብ ጉዳያት ክልተኣዊ ርክብ ኣድሂበን ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲየን። ምስ ፕሬዚዳንት…