Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቻይና ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ዝካየደድ ድርድር ግድብ ህዳሰ ሰለስቲአን ሃገራት ከምትድግፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብኣደራዳራይነት ሕብረት ኣፍሪካ ዝካየደድ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ከምትድግፍ ገሊፃ። ምክትል ሓላፊ ልኡኽ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዢ ቲያን፥ ግድብ ህዳሰ ቀልቢ ማሕበረሰብ ዓለም ዝሰሓበ ከምዝኾነ ገሊፆም። ነኣብነት እውን ኣብ…

እዋናዊ ሓበሬታ ምዝገባ መረፅቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሕዚ ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 36 ሚሊየን 245 ሺሕ ሰባት ን6ይ ሃገራዊ መረፃ ተመዝጊቦም። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 1 ሚሊየን 451 ሺሕን 790 ሰባት ዝተመዝገቡ እንትኾኑ፥ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ድማ 177 ሺሕን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ኣመራርሓ ክልላት ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቀፀልቲ ሰለስተ ኣዋር ብዛዕባ ዝፍፀሙ ተግባራት ብዝምልከት ምስ ኣመራርሓ ክልላት ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ ዘተ ኣብ ሃገራዊ፣ ቀጠናን ጂኦፖለቲካዊን ጉዳያት  ዘተኮረ እንትኸውን ንቐፀልቲ ክልተ መዓልታት ከምዝፀንሕ  እቶም…

ናይ ዝኾነ ይኹን ሃገር ኢድና ዝጥምዝዝ ባዕዳዊ ሓሳብ ከይተቐበልና ብልፅግናና ዕላዊ ክንገብር ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ዝኾነ ይኹን ሃገር ኢድና ዝጥምዝዝ ባዕዳዊ ሓሳብ ከይተቐበልና ብልፅግናና ዕላዊ ክንገብር ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናይ ሰመራ ኢንዱስትሪ ፓርክ  መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር…

ቀ/ሚ ኣቢይ በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ዑመር ጉሌ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ዑመር ጉሌ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ በዓለ ሲመት ፕሬዚዳንት ኢስማኤል ዖማር ጊሌህ…

መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ዝካየደሉ ዕለት ክናዋሕ ይኽአል ኢዩ – ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መርጫ ክናዋሕ ይኽአል ኢዩ ክብል ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ዕለተ ምርጫ ካብ ክልተ ክሳብ ሰለስተ ሰሙን ክናዋሕ ከምዝኽእል ኢዩ ተገሊፁ። እቲ ቦርድ ኣብ ክሊ ከይዲ ምዝገባ መረፅትቲን…

ፊቼ-ጨምበላላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊቼ-ጨምበላላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ። እቲ በዓል “ፊቼ-ጨምበላላ ተምሳሌት ሰላም፣ መክብባር፣ ፍቕሪ፣ ሓድነት፣ ምክእኣልን ዕርቀ ሰላምን” በዝበል መሪሕ ቃል ኢዩ ተኸቢሩ። ኣብቲ በዓል ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ…

ክሳብ ዕለተ ረቡዕ 36 ሚሊየን ዜጋታት ካርድ ምርጫ ከምዝወሰዱ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ክሳብ ዕለተ ረቡዕ 4 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም 36 ሚሊየን ዜጋታት ካርድ ምርጫ ከምዝወሰዱ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ኣብ ክሊ ከይዲ ምዝገባ መረፅትቲን ዘጋጠሙ ፀገማትን ይዛተ ኣሎ። ካረድ ምርጫ ክወሰድ ኢዩ ተባሂሉ ካብ…

ተኸቢርና እንፍራሕ ሓደ እንትንኸውን ጥራሕ ኢዩ-ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነሽ ኣበቤ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መድረኽ ምንቕናቕ ዓመታዊ ጉባኤ አድራት ከተማ ኣዲስ ኣበባ “እድራት ንሰላምን ምዕባለን” ብዝብል መሪሕ ቃል ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነሽ ኣበቤ፥ ተኸቢርና እንፍራሕ ሓደ እንትንኸውን ጥራሕ ኢዩ ኢለን። ኣብታ…

መርካቶ ዘመናዊ ተርሚናል ኣውቶቡስ ከተማ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ200 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ መርካቶ ዘመናዊ ተርሚናል ኣውቶቡስ ከተማ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። እቲ ተርሚናል ብሓደ ጊዘ ን20 ኣብቶብሳት ኣገልግሎት ምሃብ ዘኽእል እንትኸውን፥ ናይ ባዕሎም ከልተ መእተውን መውፅእን ዘለዎ ኢዩ። ንኣስታት 35…