Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ህዝቢ ማእኸል ዝገበረ ህዱእ ህዝባዊ ሰላምን ምምሕዳርን ኣብ ትግራይ ንምርግጋፅ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብረሃም በላይ፥ ህዝቢ ማእኸል ዝገበረ ህዱእ ህዝባዊ ሰላምን ምምሕዳርን ኣብ ትግራይ ንምርግጋፅ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።
ኣብ ክልል ትግራይ…
ህወሓት ስልጣን ድሕሪ ምስኣኑ ” መምርሒ ሓይሊ ፀፅታ” ዝብል ዓውዲ ወዲቡ ንግብረ ራዕዲ እንትንቀሳቐስ ፀኒሑ እዩ- ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራት (ህወሓት) ኣብ ማዕኸላዊ መንግስቲ ዝነበሮ ስልጣን ድሕሪ ምስኣኑ ናብ ትግራይ ብምኻድ ካብ 2011 ዓ ም ጀሚሩ " መምርሒ ሓይሊ ፀፅታ" ዝብል ዓውዲ ወዲቡ ንግብረ ራዕዲ እንትንቀሳቐስ ፀኒሑ ኢዩ ክብል ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ…
ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ኣኽሱም በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዝተፈፀሙ ገበናትን ዝተሳለጡ ተግባራት ምርመራ ገበንን ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ…
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ኣኽሱም በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዝተፈፀሙ ገበናትን ዝተሳለጡ ተግባራት ምርመራ ገበንን ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ።
ሙሉእ ትሕዝቶ ናይቲ መግለፂ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡-
ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዒድ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ታሕተዋይ ብርኪ ናብራ ንዘለዉ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ደገፍ ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ዒድ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ታሕተዋይ ብርኪ ናብራ ንዘለዉ ሰዓብቲ እምነት እስልምና ደገፍ ገይረን።
እተን ፕሬዚዳንት ኣብዚ ሰሙን ንዝኽበር በዓል ዒድ ንምኽባር ዝሕግዙ ዝተፈላለዩ ደገፋት ምግቢ ገይረን።
እቲ…
ኣብ መዓልቲ ልዕሊ 1 ሺሕ ዜጋታት ክምግብ ዝኽእል ማእኸል መመገቢ ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ዝተሃነፀ ማእኸል ምገባ ካልኣይ ተስፋ ብርሃን ብዕሊ ኣጀሚረን።
እቲ ሓደ ንቲ ሓደ ተስፋ ብርሃን ብምዃን ምድግጋፍን ምትሕግጋዝን ይግባእ ዝበላ እተን ምክትል…
መረፃ ናፃን ፍትሓዊን ንምግባር መዳርግቲ ኣካላት ብዘሳተፈ መልክዑ እናተሰርሐ ይርከብ – ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ሃገራዊ መረፃ ናፃን ፍትሓዊን ንምግባር መዳርግቲ ኣካላት ብዘሳተፈ መልክዑ እናተሰርሐ ምዃኑ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ፥ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ጄፍሪ ፌልትማንን ሴናተራት ኣሜሪካን እቲ መረፃ…
ብብፅዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ዝተመሓላለፈ መልእኽቲ ንሲኖዶስ ከምዘይውክል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም ወጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ንሲኖዶስ ከምዘይውክል ተገሊፁ።
ዋና ፀሓፊ እቲ ሲኖዶስ ብጹዕ አቡነ ዮሴፍ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…
ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ጀፍሪ ፊልትማን ተዛቲዮም።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ብወገን ኢትዮጵያ ተደራደርቲ ዓብዪ ህዳሰ ግድብ ተረኺቦም።
ነቶም ፍሉይ ልኡኽ ሀንፀት…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ንዝተፈጠረ ምትእጉጓ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣደባባይ ይቕሬታ ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትማሊ ንዝተፈጠረ ምትእጉጓ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣደባባይ ይቕሬታ ሓቲቱ።
ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥ “ትማሊ ንዝተፈጠረ ነገር ብሽመይን ብሽም ምምሕዳር…
መረፃ ተኣማኒ፣ ሰላማዊን ፍትሓዊን ንኽኸውን ግደ ደቂ ኣንስትዮ ዕዙዝ ክኸውን ይግባእ – ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሃገራዊ መረፃ ተአማኒ፣ ሰላማዊን ፍትሓዊን ንኽኸውን ግደ ደቂ ኣንስትዮ ዕዙዝ ክኸውን ከምዝግባእ ኣገንዚበን።
ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ኩለመዳይ ምንቅስቓስ ደቂ ኣንስትዮ…