Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ኢትዮጵያ ሽፋን ደኒ ናብ 17 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ክብ ከምዝበለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 02 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሽፋን ደኒ ናብ 17 ነጥቢ 2 ሚኢታዊ ክብ ከምዝበለ ኮሚሽን ደንን ለውጢ ከባቢ ኣየርን ገሊፁ። ኣብ ኣፈፃፅማ ስራሕቲን ቀፀልቲ ትልሚታትን ደንን ለውጢ ከባቢ ኣየርን ዘተኮረ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ንለውጢ ከባቢ ኣየርን…

ኣብ ጣሊያን ከተማ ቱሪን ናይ ክብሪ ቆንስላ ኢትዮጵያ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሃምቢሳ ኣብ ጣሊያን ከተማ ቱሪን ናይ ክብሪ ቆንስላ ኢትዮጵያ መሪቐን ከፊተን። ኢንጂነር ፍራንኮ ሩቢኒ ሓዱሽ ናይ ክብሪ ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ቱሪን እንትኾኑ፥ ኣብ ፖሊቴክኒክ ኢንጂነሪንግ ዩኒቨርሲቲ ቱሪን…

ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ፍሉይ ሓይሊ ፖላዊስ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ቡልቡላ ዘሰልጠኖም ፍሉይ ሓይሊ ፖላዊስ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ካብቶም ፍሉይ ሓይሊ ፖላዊስ ብተወሳኺ ኣሽከርከርቲ መኻይን ከምዝተመረቑ እውን ተሓቢሩ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንተምሃሮ፣ መምህራንን ኣመራርሓታት ዘፈር ትምህርቲን መርሃ ግብሪሽልማትን ኣፍልጦን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ 10ይን 12 ክፍሊን፣ መምህራንን ኣመራርሓታት ዘፈር ትምህርቲን መርሃ ግብሪሽልማትን ኣፍልጦን ተኻይዱ። ኣብ ኣደባባይ ምሕዝነት ኣብ ዝተኻየደ እቲ መርሃ ግብሪ፥ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ…

ፖሊስ ፌዴራል ንመበል 19 ዙር ዘሰልጠኖም 6 ሺሕን 431 ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ማእኸል ወታደራዊ መሰልጠኒ ጦላይ ንመበል 19 ዙር ዘሰልጠኖም 6 ሺሕን 431 ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፣ ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ…

ኤጀንሲ ደረጃታት ኢትዮጵያ ዘህነፆ ዘበናዊ ማእኸል መሰልጠኒ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ደረጃታት ኢትዮጵያ ዘህነፆ ዘበናዊ ማእኸል መሰልጠኒ ተመሪቑ። እቲ ማእኸል ብምኽትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ድሉው ኮይኑ ኣሎ። ኣብ 1 ሺሕን 80 ሜትር ስኩየር…

ካብ ቁፅፅር ወፃኢ ዝኾነ ሮኬት ቻይና ኣብ ውቅያኖስ ህንዲ ወዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ቁፅፅር ወፃኢ ዝኾነ ሮኬት ቻይና ኣብ ውቅያኖስ ህንዲ ከምዝወደቐ ኢንስትቲዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስትቲዩቱ  ኣብዲሳ ይልማ ንኢቲቪ ከምዝበልዎ፥ ሎንግ ማርች 5ቢ ሮኬት ዝተወሰነ ክፋሉ ኣብ…

ስብርባር ሮኬት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ እንተወዲቑ እንታይ ዓይነት ስጉምቲ ክውሰድ ኣለዎ?

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ቁፅፅር ወፃእ ዝኾነ ስብርባር ሮኬት ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ እንተወዲቑ እንታይ ዓይነት ስጉምቲ ክውሰድ ኣለዎ? እቲ 5 ቢ ዝተብሃለ ሮኬት ካብ ቁፅፅር ወፃእ ካብ ዝኾነላ 21 ሚያዚያ ጀሚሩ ናብ መሬት ንምውዳቕ ኣብ ኣየር ይዛውን ከምዘሎ…

ኣብ ከይዲ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ተሳትፎ ሰራሕተኛታት ወሳኒ ኢዩ ክብል ኮንፌዴሬሽን ማሕበር ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ተሳትፎ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝተዋፈሩ ሰራሕተኛታት ወሳኒ ኢዩ ክብል ኮንፌዴሬሽን ማሕበር ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ኮንፌዴሬሽን ኣይተ ካሳሁን ፎሎ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ እቲ ኮንፌዴሬሽን…

ኣብ ሱዳን ዝነበሩ 38 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ንብዙሕ ዓማውቲ ዝነበሩ 138 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ፌዴሪኢ ኣብ ሱዳን፣ ገዳሪፍ ኣፍሊጡ። እቶም ስደተኛታት ካብ 15 ክሳብ 30 ዓመት ኣብታ ሃገር ዝተቐመጡ ከምዝኾኑ ተገሉፁ። ኣብ ኣሜሪካ ምስ…