Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ማእኸል ስሕበት ኮንፈረንስ ቱሪዝም እናኾነት ትርከብ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ማእኸል ስሕበት ኮንፈረንስ ቱሪዝም እናኾነት ትርከብ ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም እንደገና ኣበበ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ኣብቲ ዓውዲ ለውጢ ፖሊሲ ምግባሩ ሓዊሱ ልምዓት ኮሪደርን ካልኦት ምቹዋት መሰረተ-ልምዓታትን፣ ምስ ቪዛ ተተሓሂዙ…
ኢትዮጵያ ሰላም ዞባ ኣፍሪካ ንምሕላው ዘኽእል ሪፎርም እናገበረት ምዃና ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ሃገር ብዝዘለለ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ዞባ ንምሕላ ብዘኽእል መልክዑ ትካላዊ ሪፎርም እናካየደት ምዃና ዋና ዳይሬክተር ጀኔራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ተዛሪቦም።
ኣምባሳደር ሬድዋን እዚ ዝበሉ…
ኣብ ኢትዮጵያ ሃፍቲታት ጂኦ ቱሪዝምን ጂኦ ፓርክን ንምልማዕ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሃፍቲታት ጂኦ ቱሪዝምን ጂኦ ፓርክን ብዝበለፀ ንምልማዕ ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ኣፍሊጠን፡፡
ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ወርክሾፕ ጂኦ ቱሪዝምን ጂኦ ፓርክን ኣመልኪቶም እተን ሚኒስትር ንፋና ዲጂታል…
ኢኮኖሚ ንምርግጋዕ ዕዉት ስራሕቲ ተኻይዶም – እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ከም ሃገር ኢኮኖሚ ንምርግጋዕ ዕዉት ስራሕቲ ውፅኢት ምስርሖም ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ዝገበሩ ቢዝነስ ፎረም 2025 እቶም ሚኒስትር ዲኤታ ከምዝበልዎ፤ ኣብ ዝሓለፉ…
ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ማእኸል ልህቀት ምብራቕ ኣፍሪካ ንምዃን እናተግሀ ዝርከብ ኮሌጅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ጀኔራል ዊንጌት ኣብ ዘፈር ስልጠና ማእኸል ልህቀት ዓውዲ ኢነርጂ ምብራቕ ኣፍሪካ ንምዃን እናሰርሐ ከምዝርከብ ገሊፁ፡፡
እቲ ትካል ሓይሊ ፀሓይ መበገሲ ብምግባር ኣብ ዓውዲ ዝሕደስ ሓይሊ ብፍሉይ ጠመተ እናሰርሐ ከምዝኾነ ምክትል…
ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ዕፅው ኮይኖም ዝፀንሑ ዓውዲታት ምኽፋት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ የዕቢ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንመንግስታዊ ትካላት ልምዓት ሓዊሱ ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ዕፅው ኾይኖም ዝፀንሑ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ቀጥታዊ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ክዓቢ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ።
ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ዝገበሩ ቢዝነስ ፎረም 2025 ÷ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ፣…
ቀጥታዊ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ብድሆታት ብምፍታሕ ምቹው ዕድላት ተፈጢሩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከይዲ ቀጥታዊ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ዝነበሩ ብድሆታት ብምፍታሕ ኣብቲ ዓውዲ ምቹው ዕድላት ምፍጣር ተኻኢሉ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ገሊፆም፡፡
3ይ "ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2025" ዓለም ለኸ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ…
ዜጋታት ዓለም ለኸ ተወዳዳርነት ንምዕባይ ብነፃ ዝቀረበ ስልጠና ኮደርስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዜጋታት ዓለም ለኸ ተወዳዳርነት ንምዕባይ ኢትዮጵያ ብነፃ ክቀርብ ዝገበረቶ ስልጠና ኮደርስ ልዑል ሸርፊ ወፃኢ ዝሓትት ምዃኑ ኣማካሪ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብዮት ባዩ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡
5 ሚልዮን ኢትዮጵያውያን ኮደርስ ፕሮግራም…
ዓለም ለኸ ፎረም ኢንቨስትመት “ኢንቨስት ኢትዮጵያ” ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲን ፅባሕን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ዓለም ለኸ ፎረም ኢንቨስትመት "ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2025" ክያድ ጀሚሩ።
ኣብ መኽፈቲ እቲ ፎረም ፕሬዘዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ዓለም ለኸ ኢንቨስተራት፣…
3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓበራዊነትን ልምዓትን ፅባሕ ምክያድ ክጅምር እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓበራዊነትን ልምዓትን ካብ 5 ክሳብ 6 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣፍሊጦም፡፡
እቲ ጉባኤ ምስ ጂ 20 ፎረም ኢንተር ፌዝ ፣ ምስ ሕብረት ኣፍሪካን ኣብ ትሕቲ ሕብረት…