Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክልል ትግራይ ክሳብ ሕዚ ብር 3 ነጥቢ 7 ቢሊየን ወፃኢ ብምግባር ሓገዝ ህፁፅ እዋን ቀሪቡ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ክሳብ ሕዚ ብር 3 ነጥቢ 7 ቢሊየን ወፃኢ ብምግባር ሓገዝ ህፁፅ እዋን ከምዝቐረበ ተገሊፁ።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣይተ ምትኩ ካሳ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ካብ ዝደልዩ 4 ነጥቢ 5 ዜጋታት…
ሙዚየም ወታደራዊ ሓለዋ ሓድጊ ኣብ ወለዶ ስምዒት ፍቕሪ ሃገር ንምስራፅ ዓቕሚ ከምዝለዎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሙዚየም ወታደራዊ ሓለዋ ሓድጊ ኣብ ወለዶ ስምዒት ፍቕሪ ሃገር ንምስራፅ ዓቕሚ ከምዝለዎ ተገሊፁ።
ሙዚየም ወታደራዊ ሓለዋ ሓድጊ ኣብ ኢትዮጵያ ዝህልዎ ረብሓ፣ ማሕለኻታትን ፅቡቕ ኣጋጣሚታትን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ዓውደ መፅናዕቲ ይሳለጥ ኣሎ።…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንፕሬዚዳንት ኒጀር ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ መብርሂ ሂበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንፕሬዚዳንት ኒጀር ሞሃመድ ባዞም ኣብ ክሊ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ በምድሃብ መብርሂ ሂበን።
እተን ፕሬዚዳንት መበርሂ ዝሃባሉ ምኽኒያት፥ ኒጀር ተለዋጢት ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምዃና…
ዘተ ከንቲባታትን ዘፈር ውልቀን ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28በ ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ዘተ ከንቲባታትን ዘፈር ውልቀን ይሳለጥ ኣሎ።
ከንቲባታትን ዘፈር ውልቀን ኣብ ሓደ ዘተኣኻኸበ ሃገር ለኸ ኣኼባ ኢዩ ተባሂሉ፡፡
ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ፥ እቲ ኣኼባ ብዕሊ ኣጀሚረንኦ፡፡
“ግደ…
ኣብ ረቂቕ ፖሊሲን ስትራቴጂን ድሕንነት ሃገራዊ ኢንተርኔት ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ፖሊሲን ስትራቴጂን ድሕንነት ሃገራዊ ኢንተርኔት ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ረቂቕ ፖሊሲን ስትራቴጂን ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን ዘሰናድኦ እንትኸውን፥ ዓለም ኣብዚ እዋን ዝበፅሐቶ ብርኪ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ዝምጥን…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ “ህወሓት”ን “ሸኔ”ን ብፈጠርቲ ራዕዲ ንኽስየሙ ዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ “ህወሓት”ን “ሸኔ”ን ብፈጠርቲ ራዕዲ ንኽስየሙ ዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ።
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት “ህወሓት”ን “ሸኔ”ንፈጠርቲ ራዕዲ ተባሂሎም ንኽስየሙ ኣብ ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ፥ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ዶ/ር ሙሉ ነጋ ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ብምዃን ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዶ/ር ሙሉ ነጋ ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ብምዃን ተሾይሞም።
ዶክተር ሙሉ ነጋ ካብ 28 ሚያዝያ 2013 ዓ.ም ጀሚሮም ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከምዝተሸሙ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ፡፡
ዶክተር…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ተዛቲዮም።
ኣይተ ደመቀ ምስ ፕሬዚዳንት ራማፎሳ ኣብ ፕሪቶሪያ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት እዋናዊን ክልተኣዊን ጉዳያት ኣልዒሎም…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሬኢ ሎሚ መዓልቲ መበል 13 ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ።
እቲ ባይቶ፥ "ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)" ን "ሸኔ"ን ብሽብርተኝነት ንክስየሙ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዘቕረቦ ዉሳነ ሓሳብ መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል…
መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምትዕንቓፍ ብሕቡእ ተወዲቦም እንትንቀሳቐሱ ናይ ዝነበሩ ጉጅለታት እኩይ ሽርሒ ከምዘፍሸለ ግብረ ሓይሊ ድሕነትን ፀፅታን ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምትዕንቓፍ ብሕቡእ ተወዲቦም እንትንቀሳቐሱ ናይ ዝነበሩ ጉጅለታት እኩይ ሽርሒ ከምዘፍሸለ ግብረ ሓይሊ ድሕነትን ፀፅታን ኣፍሊጡ።
ኣብ ሃገራት ወፃኢ ብዝነብሩ ውሱናት ፅንፈኛታት ኣባላት ዲያስፖራ ደገፋት ፋይናንስ፣…