Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ከባቢ ተፋሰስቲ ናይል ዘሎ ኢንቨስትመንት ንምንቕቓሕ ትኹረት ዝገበረ 6ይ ፎረም ልምዓት ተፋሰስ ናይል ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከባቢ ተፋሰስቲ ናይል ዘሎ ኢንቨስትመንት ንምንቕቓሕ ተሓሲቡ እናተሳለጠ ዝፀንሐ 6ይ ፎረም ልምዓት ተፋሰስ ናይል ተዛዚሙ። እቲ ፎረም ዝርገሐ ኮቪድ ስዒቡ ብመርበብ ሓበሬታ ኣቢሉ እናተኻየደ ከምዝፀንሐ ተሓቢሩ። ኣብቲ መዕፀዊ መርሃ ግብሪ…

ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያን ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያን ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ፍርያታት መዓድን ንምትዕድዳግ ዘኽእል ስርዓት ኣሰራርሓ ንምሕንፃፅ ዘኸእል ሰነድ መረዳድኢ ተፈራሪሞም። ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ሓረስቶት ተረባሕቲ ንምግባርን ወፃኢ ንግዲ እዛ ሃገር ንምድንፋዕን…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ሓገዝ ንዝደልዩ 117 ዜጋታት መንበሪ ኣባይቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ሓገዝ ንዝደልዩ 117 ዜጋታት መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣመሓላሊፈን። ንመናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ዝሕግዙ 26 ኣቢያተ ንግዲ እውን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ካብ 2020 ጀሚሩ ኣብ ዘፈር ፋይናንስ ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ዕዉታት ለውጢታት ከምዝተመዝገቡ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2020 ጀሚሩ ኣብ ዘፈር ፋይናንስ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዕዉታት ለውጢታት ከምዝተመዝገቡ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝሓበሩዎ፥ ናይ…

ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ኢትዮጵያ ሓገዛ ዘይፈለየትላ መሓዛ ሃገር ኢያ – ዶ/ር ባርናባ ማሪያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ደቡብ ሱዳን ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ኢትዮጵያ ሓገዛ ዘይፈለየትላ መሓዛ ሃገር ከምዝኾነት ሚኒሰስትር ፕሬዚዳንታዊ ጉዳያት ደቡብ ሱዳን ዶክተር ባርናባ ማሪያ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፥ ምስ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…

ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ሙሁራት ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣእምሮ ምስ ሱዳናውያን ምሁራት ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሙሁራት ካብ ካርቱም፣ ኣልኒሊን ዩኒቨርሲቲ ሱዳንን ዝተውፃእፅኡ ኢዮም ተባሂሉ፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ኣብ ሞንጎ…

ንኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ቤት ምኽሪ ፀፅታን  ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካን ኣብ እዋናዊ ጉዳይ መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ንኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ቤት ምኽሪ ፀፅታን ሰላምን  ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካን ኣብ እዋናዊ ጉዳይ መብርሂ ሂቦም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ትግራይ፣ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን፣ ህዳሴ…

ውድብ ሕቡራት ምንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል 65 ሚሊየን ዶላር ለቒቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት ምንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል 65 ሚሊየን ዶላር ክልቀቕ ወሲኑ። እቲ ሓገዝ ኣብታ ሃገር ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድልዮም ዜጋታት ምግቢ፣ መፅለሊ፣ ቀረብ ፅሩይ መስተ ማይን ግልጋሎት ሕክምናን ንኽኽቡ…

ስርዓተ ቀብሪ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ  ኣበረ ኣዳሙ ተፈፂሙ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰርዓተ ቀብሪ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ  ኣበረ ኣዳሙ ኣብ ባህር ዳር ፈለገ ገነት ቅዱስ ጊዮርጊስ ካቴድራል ቤተክርስቲያን ተፈፂሙ። ኣብቲ ሰርዓተ ቀብሪ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራል፣ ክልል፣ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ኣባላት…

ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ዲፒ ወርልድን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ዲፒ ወርልድን ብሓባር ንምስራሕ ኽእሎም ሰነድ መረዳድኢ ተፈራሪሞም። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት፥ ዲፒ ወርልድ ዝተብሃለ ኩባንያ ኣብ ውሽጢ ግዝኣት ኢትዮጵያ ኮሪደር በረራ ንምልማዕ ኢንቨስትመንት 1 ቢሊየን ዶላር ክፍፅም ኢዩ…