Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሕብረተሰብ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ይውዛዕ ዘሎ ምዃኑ ኣቐዲሙ ብምፍላጥ ጥንቃቐ ንክገብር ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ገበነኛታት ካብ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኢሜይል ኣድራሻ ዝተልኣኸ ብምምሳል ሓበሬታ ብምሕታትን ናይ ሓሶት ምላሽ ኣብ ምሃብን ከምዘለዉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ።
ስለ ዝኾነ ሕብረተሰብ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ይውዛዕ ዘሎ ምዃኑ…
ኣብ ባህሊን ቱሪዝምን ስፖርትን መማኽርቲ ጉባኤ ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባህሊን ቱሪዝምን ስፖርትን መማኽርቲ ጉባኤ ከምዝተጣየሸ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዙምን ኣፍሊጡ።
እቲ መማኽርቲ፥ ኣብ ኩለመዳይ ምዕባለ ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ኢትዮጵያ ዘበርክቶ ረብሓ ንምድንፋዕ ከምዝተጣየሸ ተገሊፁ፡፡
ኣብቲ መመስረቲ…
ዓለም ለኸ መዓልቲ ናፅነት ፕሬስ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ናፅነት ፕሬስ “ሓበሬታ ንረብሓ ህዝቢ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይኽበር ኣሎ።
ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ ዓልምለኸ መዓልቲ ናፅነት ፕሬስ፥ ኣካላት ሚዲያን መዳርግቲ ኣካላትን ተሳተፍቲ ኮይኖም።
ጋዜጠኛታት ካብ ስግኣት ናፃ…
ሓይሊ ባሕሪ ፌዴሪኢ ሓዱሽ ኣርማን ናይ ደምቢ ክዳንን ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ፌዴሪኢ ሓዱሽ ኣርማን ናይ ደምቢ ክዳንን ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።
ላዕለዋይ ኢታመዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ፥ ማእኸል መሰረታዊ መሰልጠኒ ባሕረኛታት ንምህናፅ ኣብ ደብረዘይት እምነሰረት ኣንቢሮም።
ጄኔራል…
መረፃ ብሰለማዊ መገዲ ንምፍፃም ዘኽእሉ ስራሕቲ ለውጢ ተሰሪሖም ኢዮም-ኣይተ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ብሰለማዊ መገዲ ንምፍፃም ዘኽእሉ ስራሕቲ ለውጢ ተሰሪሖም ኢዮም ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።
እቶም ኣፈ-ጉባኤ ቅድመ ምድላው እቲ ምርጫ ብዝምልከት ምስ ተዓዘብቲ ምርጫ ሕብረት…
ዝዘንብ ዘሎ ዝናብ ንምድላው ክረምታዊ ማእቶት ምቹው ብምዃኑ ሓረስታይ ጠንኪሩ ክሰርሕ ይግባእ-ሚኒስቴር ሕርሻ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝዘንብ ዘሎ ዝናብ ንምድላው ክረምታዊ ማእቶት ምቹው ብምዃኑ ሓረስታይ ጠንኪሩ ክሰርሕ ይግባእ ክብል ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ዳይሬክተር ጀነራል ኤክስቴንሽን ዘራእቲ እቲ ሚኒስቴር…
ርክብ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ፕሬዚዳንት ፎርማጆ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ኣቡዱልፈታህ ኣብዱላሂ ደብዳቤ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ሶማሊያ መሓመድ ፎርማጆ ኣቕሪቦም።
ፕሬዚዳንት ፎርማጆ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ኣፍሊጦም፡፡
ካብዚ ሓሊፉ ዞባዊ…
ሓደሽቲ ዝተመደቡ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ዘለዎም ቅርታ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ምቕራብ ከምዝኽእሉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ዝተመደቡ ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ዘለዎም ቅርታ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ምቕራብ ከምዝኽእሉ ሚኒስተር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር ብኣካል መፂኦም ቅርታ ዘቕርቡ ተምሃሮ ከምዘየተኣናግድ እውን ሓቢሩ።
እቶም…
በዓል ትንፋኤ ብሰላም ምኽባሩ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ትንፋኤ ብሰላም ከምዝተኸበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን፥ ሕብረተሰብ ንዝገበሮ ቅኑዕ ምትሕብባርን ሓላፍነቶም ብብቕዓት ንዘተዋፅኡ ኣካላት ፀፅታን ምስጋና ኣቕሪቡ፡፡
በዓል ትንሳኤ ብሰላም ንኽኽበር ነበርቲ እታ ከተማ…
ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንህፃናት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምቕራብ 31 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ትሕቲ 5 ዓመት ንዝኾኑ ህፃናት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምቕራብ ድኽዳኸ ንምክልኻን 31 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ኣፅዲቑ።
እቲ ሓገዝ ትሕቲ ሓሙሽተ ንዝኾኑ ህፃናት ዝቐርብ ኩለመዳይ ዝተመጣጠነ ምግቢ ንምድንፋዕ…