Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣሚሶም ኣብ ሰላምን ምርግጋእን ሶማሊያ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ወታደራት ኢትዮጵያ ናይ ክብሪ ሜዳሊያ ሸሊሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ሓይሊ ዓቃቢ ሰላም ሕብረት ኣፍሪከሳ ኣብ ሶማሊያ (አሚሶም) ኣብ ሰላምን ምርግጋእን ሃገረ ሶማሊያ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ወታደራት ኢትዮጵያ ተሸለምቲ ናይ ክብሪ ሜዳሊያ ኮይኖም።
ኢትዮጵያውያን ወታደራት ኣብ ሶማሊያ ዝነበሮም ናይ ሓደ…
ዓበይቲ ኩባኒያታት ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ዓሊሞም ዑደት ይገብሩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓበይቲ ኩባኒያታት ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ዓሊሞም ዑደት ይገብሩ ኣለዉ።
ኣብታ ሃገር ብዓውዲ መፍራይ ኬሚካል፣ ማዕድንን ዝተፈላለዩ ናውቲታት ኣብ ምፍራይን፣ ምቅንብባር ጣፍ ሕርሻን ጨርቃ መርቅን ናይ ዝተዋፈሩ ኩባኒያታት…
ፀላእቲ ሃገር ንምስዓር ኢትዮጵያውያን ብሓባር ጠጠው ክብሉ ይግባእ – ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀላእቲ ሃገር ንምስዓር ኢትዮጵያውያን ብሓባር ጠጠው ክብሉ ከምዝግባእ ፕሬዚዳነንት ማሕበር ጀጋኑ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን።
ኢትዮጵያ ቅድሚ 80 ዓመት ካብ ዝገጠማ ናይወፃኢ ወረራ ዝመሳሰል ፀገም እናጋጠማ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡…
መረፃ ብሰላም ንክዛዘም ፍቕርን ምትሕስሳብን ክህልው ከምዝግባእ ተገሊፁ
አቸኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ብሰላም ንክዛዘም ፍቕርን ምትሕስሳብን ክህልው ይግባእ ክብሉ ኣካቢ መድረኽ ሽማግለ ሃገር ኢትዮጵያ ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ገሊፆም።
እዚ ድማ ኣብ ሓደ ክልል ወይ ኣብ ርእሰ ከተማ ጥራሕ ከይኮነን ኣብ መላእ እዛ ሃገር ክኸውን ከምዝግባእ…
ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዩኒቨርሲታት ኣፍሪካ 10ይ ዝበለፀ ዩኒቨርሲቲ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኢትዮጵያ ዓቢዪን ቀዳማይን ዝኾነ ላዕለዋይ ትካ ትምህርቲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዩኒቨርሲታት ኣፍሪካ 10ይ ብሉፅ ዩኒቨርሲቲ ተባሂሉ።
ዩኤስ ኒውስ ግሎባል ኣብዚ ዓመት ኣብ ዘውፀኦ ደረጃ፥ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዩኒቨርሲቲታት ሃገራት…
ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ንሰዓብቲ እምነት ክርስትና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።
እቲ በዓል ኣብ መረበቶም ብምዃን ኣብ ምዉቕ ቤቶም ዘለዎም ተላኺፎም ንምኽባር ዕድል ንዘይረኸቡ ብዙሓት ወገናት ብምሕሳብ፣…
በዓል ትንሳኤ ብሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ትንሳኤ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃኢን ብዘለዉ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ።
ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያንን ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስቲያናትን ኢትዮጵያ ለይቲ ብዝተፈላለዩ መንፈሳዊ ስነ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ. ም (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ንዝተፀገሙ ወገናት መኣዲ ኣካፊሎም።
እቶ መኣዲ ዝተኻፈሉ፥ 210 ንዝኾኑ ኣረጋውያን፣ ጉዱኣት ኣካልን ንፀገም ዝተቓልዑ ወገናት ከምዝኾኑ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ውድባት “ህዝቢ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ሕወሓት)ን” “ሸኔን” ብግብረ ሽበራውያን ንኽየሙ ውሳነ ሓሳብ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ውድባት “ህዝቢ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ሕወሓት)ን” “ሸኔን” ብግብረ ሽበራውያን ንኽየሙ ውሳነ ሓሳብ ኣቕሪቡ።
ሙሉእ መግለፂ እቲ ቤት ምኽሪ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፦
ኣብ ዘሓለፉ 3…
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም፡፡
ብመሰረት እዚ፦
ኣይተ ሰማ ጥሩነህ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓላደፊ ቢሮ ድሕንነት ህዝቢን መተሓባበሪ ክላስተር ሰናይ ምምሕዳርን
ኮሚሽነር ተኮላ…