Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጀኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጀኔራል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሊስተር ሚሲፔል ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ብዛዕባ ጉዳያት ሰላም ድሕንነትን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ከምኡ እውን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ዘቲዮም፡፡…
ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ።
ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ…
ኣህጉረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት 350 ሺሕ ዶላር ደገፍ ኣተኣኻኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣህጉረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ብዘጛጠመ ፀገም ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት 350 ሺሕ ዶላር ደገፍ ኣተኣኻኺቡ።
ኣባላት እቲ ልኡኽ ምስ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ሰብኣዊ ሓገዝን እግሪ…
134 መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ነበርቲ ተመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)134 መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ነበርቲ ተመሓላሊፉ።
እቶም ኣባይቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ዝርከቡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ካብ እቶም ተረባሕቲ 62 ሚኢታዊ ደቂ ኣኒስቲዮን መናእሰይን አንትኾኑ፥ 22 ሚኢታዊ ድማ ጉድኣት ኣካልን…
ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ 25 ሺሕ ኪዩቢክ ሜትር ፈሳሲ ከፃሪ ዝኽእል ሰለስተ ዘመናዊ ዝተማእኽለ ፈሳሲ መፃረይ ፕሮጀክት ስራሕ ኣጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ 25ሺሕ ሜትር ኪዩቢክ ፈሳሲ ከፃሪ ዝኽእል ሰለስተ ዘመናዊ ዝተማእኽለ ፈሳሲ መፃረይ ፕሮጀክት ስራሕ ኣጀሚረን።
ንሰለስቲኡ መፃረይ ፈሳሲ ፕሮጀክት 1 ነጥቢ 17 ቢልየን ብር ወፃኢ ተገይርሉ እዩ።…
ወይዘሮ መዓዛ ኣሸናፊ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳነት ላዕለዋይ ቤት ፈርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መዓዛ ኣሸናፊ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ተዛቲየን።
ኣሜሪካ ኣብ ክሊ ምምሕያሽ ዓውዲ ፍትሒ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትገብሮ ደገፍን ሓገዝን ተዛቲየን።
ኣምባሳደር ጊታ ፓሲ፥ ሰርዓት…
ኣብ ኣጣየን ጭልጋን ዝተፈፀመ ተግባር ገበን ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ናብቲ ከባቢ ተላኢኹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣጣየን ጭልጋን ዝተፈፀመ ተግባር ገበን ሰብኣዊን ንዋታዊን ሃፍቲ ዘፃሪ ጉጅለ ምርመራ ናብቲ ከባቢ ከምዝተልኣኸ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ።
ዓቃቤ ሕጊ ኣይተ ገረመው ገብረጻዲቅ ከመዝበልዎ፥ እቲ ጉጅለ ካብ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊን…
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገምጋም መደባት ስራሕ 9 ኣዋርሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ገምጋም መደባት ስራሕ 9 ኣዋርሕ ጀሚሩ።
ኣብቲ ገምጋም ላዕለዎት ኣመራርሓ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።
በግምገማው ማጠቃለያ ላይ አቅጣጫ ይቀመጣል ተብሎ እንደሚጠበቅም ከምክር ቤቱ ያገኘነው…
ኣብ ሶማሌላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣምቡላንስ ኣበርኪቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሌላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣምቡላንስ ኣበርኪቶም።
እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ ክልል ትግራይ ወፍሪ ሕጊ ምኽባር ዝተዋፈሩ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር 2 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ግምት ዘለዎ ዝተማልአ ግልጋሎት ክህብ…
ኣይተ ደመቀ ምስ ላዕለዋይ ተፀዋዒ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ምብራቕ ኣፍሪካ ውሕመ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ላዕለዋይ ተፀዋዒ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ምብራቕ ኣፍሪካ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ማርሴል ኣክፖቮን ተዛቲዮም።
ኢትዮጵያ ኣብ ሓለዋ ሰብኣዊ መሰል ብእትገብሮ…