Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል፥ ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስቲያንን ሕብረት ኣቢያተ ክርስቲያናት ወንጌላውያንን…
ብር 371 ሚሊየን ወፃኢ ዝተገበረሎም ኣፋውስን ካልኦት ኣቑሑት ሕክምናን ናብ ክልል ትግራይ ቀሪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብር 371 ሚሊየን ወፃኢ ዝተገበረሎም ኣፋውስን ካልኦት ኣቑሑት ሕክምናን ናብ ክልል ትግራይ ከምዝቐረቡ ኤጀንሲ ኣቕራቢ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ጀነራል እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ኣብዱልቃድር ገልገሎ…
በዓል ፋሲካ ብድምቀት ኽኽበር ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፋሲካ ኣብ መላእ ሃገር ሕብረተሰብ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀግም ፀፅታ ብድምቀት ንኸኽብር እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ።
ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፥ በዓል ፋሲካ ኣመልኪቶም መልእኽቲ…
ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ንበዓላት ዓርቢ ስቕለጥን ፋሲካን ትልሚ ፀፅታ ኣውፂኡ ናብ ተግባር ምእታዉ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓላት ዓርቢ ስቕለጥን ፋሲካን ምኽንያት ብምግባር እዋኑ ዘገናዘበ ትልሚ ፀፅታ ኣውፂኡ ናብ ተግባር ከምዘኣተወ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ኣብ ድሮ በዓላት ካብ ወትሩ ብዝተፈለየ ወሲኹ ዝረአ ምንቅስቓስ ሰባትን ተሸከርከርቲን ስዑቡ ሓደጋ…
ንኢትዮጵያ ከገልግል ኢየ ዝብል ማዕረ መሰል ዝረኽበሉ መረፃ ክኸውን ኢና ንደሊ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንኢትዮጵያ ከገልግል ኢየ ዝብል ማዕረ መሰል ዝረኽበሉ መረፃ ክካየድ ከምዝደልዩ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ሕድሕድ ዜጋ ሰላም መሰረት ኩሎም ነገራት ከምዝኾኑ ፈሊጡ…
ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌዴራል ዘሰልጠኖም 387 ሕፁያት መኮንናት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ቤት ህንፀት ፌዴራል ን8ይ ግዘ ዘሰልጠኖም 387 ሕፁያት መኮንናት ኣመሪቑ።
ኮሚሽነር ጀነራል እቲ ጀነራል ዳመነ ዳሮታ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ረኺቦም ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፥ ኣብ ኢትዮጵያ እናተረኣዩ ዝነበሩ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት…
ዕድጊት ዝተረጋገአን ወሰኽ ዋጋን ከይግበር ፍሉይ ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ ቁፅፅር ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድጊት ንግዲ ዝተረጋገአን ወሰኽ ዋጋ ከይግበርን በዘኽእል መልክዑ ፍሉይ ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ ክትትልን ቁፅፅርን እናተገበረ ምዃኑ ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ዓብዱል ፈታሕ የሱፍ በዓል ፋሲካን ዒድ…
ኣብ እዋን በዓላት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከይፍጠር ሕብረተሰብ ኣብ ኣጠቓቕማ ኤሌክትሪክ ጥንቃቐ ንኽገብር ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓላት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከይፍጠር ሕብረተሰብ ኣብ ኣጠቓቕማ ኤሌክትሪክ ጥንቃቐ ንኽገብር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ስግኣት ሓደጋን ኣዲስ ኣበባ ፀዊዑ።
መራሒ ጉጅለን ርክብ ህዝቢን እቲ ኮሚሽን ኣይተ ጉልላት ጌታነህ፥ ሕብረተሰብ በዓል…
መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሓዱሽ ስርዓት ዲጂታል ሓበሬታ ትምህርቲ በፃሓት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መርሃ ግብሪ መጀመሪ ሞጃ ዝተብሃለ ሓዱሽ ዘፈር ስርዓት ዲጂታል ሓበሬታ ትምህርቲ በፃሓትን ዘይስሩዕ ትምህርቲን ኣካይዱ።
እቲ ሓዱሽ ስርዓት ዲጂታል ሓበሬታ ብብርኪ ኣፍሪካ በፃሓትን ዘይስሩዕን ትምህርቲ ዝምልከቱ ዝኾኑ ይኹኑ ሓበሬታታት…
ኣብ ከተማ መቐለ ማእኸል ብምጥያሽ ሓገዝ ብቕርበት ናብ ወረዳታት ንኽበፅሕ ይግበር ኣሎ – ኣይተ ምትኩ ካሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ከተማ መቐለ ማእኸል ብምጥያሽ ሓገዝ ብቕርበት ናብ ወረዳታት ንኽበፅሕ እናተገበረ ምዃኑ ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣይተ ምትኩ ካሳ ገሊፆም።
ቻታም ሀውስ ዝተብሃለ ዓለም ለኸ ትካል ምርምርን…