Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሃገርና ብዝተፈላለዩ እዋናት ዝተፍሓሰላ ውዲት ዘፈሽል ጅግና ሰራዊት ኣለዋ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገርና ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ዝተፍሓሰላ ውዲት ዘፈሽል ጅግና ሰራዊት ኣለዋ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡
መበል 47 ዓመት ምሰረታ እዚ ምዕራብ “ተምሳሌት ፅንዓት፤ ጋሻ ኢትዮጵያ”…
መበል 47 ዓመት በዓል ምስረታ እዚ ምዕራብ ኣብ ከተማ ነቀምቴ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 47 ዓመት በዓል ምስረታ እዚ ምዕራብ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ነቀምቴ ስታዲየም ወለጋ ይኽበር ኣሎ።
ኣኸባብራ ኣብቲ ስነ-ስርዓት፤ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት…
መበል 47 ምስረታ በዓል እዚ ምዕራብ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 47 በዓል ምስረታ እዚ ምዕራብ "ተምሳሌት ፅንዓት፤ ጋሻ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፓናል ዘተ ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ ይርከብ፡፡
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምኽባር፤ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ…
ኢትዮጵያ ኣብ ቻርተር ባንጁልን ማፑቶ ፕሮቶኮልን ዘለዋ ኣፈፃፅማ ኣቕሪባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ቻርተር መሰል ሰባትን ህዝቢታትን ኣፍሪካ እናተሳተፈት ትርከብ፡፡
ኣብ ጋምቢያ ባንጁል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኣኼባ÷ ኣብ እዋናዊ ኣፈፃፅማ ኢትዮጵያ ቻርተር መሰል ሰባትን ህዝቢታትን ኣፍሪካ (ባንጁል ቻርተር) ከምኡ እውን ኣብ…
ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ምርካባ ንሰላም እቲ ከባቢ ልዑል ረብሓ ኣለዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ምርካባ ንሰላም እቲ ከባቢ ልዑል ረብሓ ከምዝህልዎ ነበር ኣባላ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ፔቲ ኦፊሰር ወንድወሰን ኣሰፋ ገሊፆም፡፡
ፔቲ ኦፊሰር ወንድወሰን ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን መደብ “ኣንድ እድል” ኣብ ዝገበሩዎ…
ፈተና 12 ክፍሊ ካብ 23 ሰነ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ክውሃብ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ዓመት 12 ክፍሊ መዛዘሚ ፈተና ካብ 23 ሰነ ክሳብ 8 ሓምለ 2017 ዓ.ም ከምዝካየድ ሃገር ለኸ ግልጋሎት ምዘናን ፈተናን ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ኣይተ እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን፤ ብመርበብ ኢንተርኔት…
ንሃገር ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊ ልምዓትን ዲያስፖራ ልዑል እጃም ኣለዎ – ኣምባሳደር ዑመር ሁሴን (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንሃገር ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊ ልምዓትን ክቀላጠፍ ዲያስፖራ ልዑል እጃም ኣለዎ ክብሉ በዓል ሙሉእ ስልጣን ፍሉይ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ኣምባሳደር ዑመር ሁሴን (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬታት ካብ ኩሎም…
ወታደራዊ መሳርሒታት ዘፍርይ ፋብሪካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሳልሳይ ሃገር ለኸ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኤክስፖ ፍርያታቶም ካብ ሞንጎ ዘቕረቡ ኣፍረይቲ ትካላት ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ፋብሪካ ውሽጢ ዝርከብ ቴክስታይል ቴክኒካል ኣንበሳ ፋብሪካ እቲ ሓደ እዩ፡፡
ወታደራዊ ክዳውንትን ካልኦት ናውቲን ዘፍርይ ምምሕዳር…
ውፅኢት ፋብሪካ ሽኮር ወንጂ ኣብ ካልኦት ፋብሪካታት ትፅቢት ይግበር – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውፅኢት ፋብሪካ ሽኮር ወንጂ ዝተረኸበ ሪፎርም ውፅኢት ኣብ ካልኦት ፋብሪካታት ከምዝድገም ትፅቢት ይግበር ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ሪፎርም ከመይ ከምዝስራሕ ቀዋሚ ዓውደ ምርኢት ዝኾነ ውፅኢት ሽኮር ፋብሪካ ወንጂ…
ርክብ ንግዲ ኢትዮጵያን ሩስያን እናዓበየ መፂኡ – ኣምባሳደር ኢቭጌኒ ተረክሂን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሞንጎ ሩስያን ኢትዮጵያን ዘሎ ርክብ ንግዲ እናዓበየ ምምፅኡ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተረክሂን ገሊፆም፡፡
ኢትዮጵያ ኣባል ብሪክስ ምዃና ንክልተኣዊ ኢኮኖሚ ልምዓትን ዓለም ለኸ ምትሕብባር ልዑል ግደ ከምዝህልዎ ዝገለፁ ኣምባሳደር…