Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣምባሳደር ኣለማየሁ ተገኑ ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሰርሑሉ ኩነታት ኣመልኪቶም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ኣለማየሁ ተገኑ ሰብ ሃፍቲ ሩሲያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ተዋፊሮም መዋእለ ንዋዮም ኣብ ኢትዮጵያ ዘፍስሱሉ ኩነታት ኣመልኪቶም ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ፥ ኣብ ሴንት ፒተርስበርግ ብምትሕብባር ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን እቲ ክልልን…
ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘሎ ከይዲ ጎስጓ መረፃ ኣመልኪቱ ኣጠቓቕማ መራኸቢ ሓፋሽ ፓርቲታት ፖለቲካ ልዝብ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ቦርድ መረፃን ኣብ መረፃ 2013 ዓ.ም ክሳብ ሕዚ ዘሎ ከይዲኣጠቓቕማ መራኸቢ ሓፋሽ ጎስጓስ መረፃ ፓረቲታት ፖለቲካ ኣመልኪቶም ንዘተ ኣቕሪቦም።
እቲ ድረኽ ዘተ ድልድል ዝተገበረሉ መጠን ኣጠቓቕማ ጎስጓስ…
ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ምስ ብሄራዊ ቋት ሓይሊ ተራኺቡ – ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተከዘ ምስ ብሄራዊ ቋት (ግሪድ) ሓይሊ ናይ ምርኻብ ስራሕ ብዕዉት ኩነታት ከምዝተሰርሐ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ጣቢያ ምስ ብሄራዊ ቋት ሓይሊ (ግሪድ) ዝራኸበሉ መስመር ብምቁራፁ ንኣዋርሕ ሓይሊ…
ኣሜሪካ እትገብሮ ሰብዓዊ ደገፍ አጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ጊታ ፓሲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣሜሪካ እትገብሮ ሰብዓዊ ደገፍ አጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብላ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ገሊፀን።
ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ተዛቲየን።…
ኣልጀሪያን ደቡብ ሱዳንን ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ባህጊ ከምዘለወን ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣልጀሪያን ደቡብ ሱዳንን ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ባህጊ ከምዘለወን ገሊፀን።
ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፥ ምስ ኣምባሳደር ኣልጀሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ራቻድ ቢሎንስ ተዛቲዮም።
ኣይተ ታገሰ ርክብ ክልቲአን ሃገራት…
ኢትዮጵያ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ዘለዉ ዘይምርድዳኣትን ምጉታት ዘተን ብዝምልከት ኣኼባ ንኽካየድ ሓሳብ ኣቕሪባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ዘለዉ ዘይምርድዳኣትን ምጉታት ዘተን ብዝምልከት ኣኼባ ንኽካየድ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሓሳብ ኣቕሪባ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ኣብደላ…
ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን እቶት መተኣኻኸቢ ምልዕዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን እቶት መተኣኻኸቢ ምልዕዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ።
እቲ እቶት መተኣኻኸቢ ምንቅስቓስ፥ “ግድብና መግለፂ ሓድነትናን ሉእላውነትናን” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ እንትኸውን፥ ኣብ 11 ክፍለ ከተማታት ካብ ሎሚ መዓልቲ…
295 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)295 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ።
ተወካሊ…
ኣብዚ ሰሙን ሱዳን 61 ኢትዮጵያውያን ወታደራት ሒዛ ሰዲዳ ብዝብል ዝናፈስ ወረ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ – ኣምባሳደር ዲና
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ሰሙን ሱዳን 61 ኢትዮጵያውያን ወታደራት ሒዛ ሰዲዳ ብዝብል ዝናፈስ ወረ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ዲና ገሊፆም።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ፥ ኣብ ዋናዋና ሃገራዊ ጉዳያት ዘድሃበ ሰሙናዊ መግለፂ…
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሪፎርም እናገበረ ከምዝኾነ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሕገ-መንግስታዊ ልኡኽቱኡ ንምውፃእ ትካላዊ ሪፎርም እናገበረ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ትካላዊ ሪፎርም ኣድሂቡ ምስ መዳርግቲ ኣካላት እናተዛተየ ይርከብ፡፡
ሃገራዊ ሓድነትን ዘላቒ ሰላምን ምህናፅ፣ ውፅኢታዊ…