Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀ/ሚ ኣቢይ ብቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው እናተሃነፀ ዝርከብ ፋብሪካ ባኒ ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው እናተሃነፀ ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ባኒ ዑደት ኣካይዶም።
እቲ ፋብሪካ ባኒ ሙሉእ ብሙሉእ ስራሕ እንትጅምር ኣብ መዓልቲ 1 ሚሊየን ባኒ ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዎ ኣብ…
ኣየተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ከተማ ጎንደር ድምፅ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣየተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ከተማ ጎንደር ድምፅ ሂቦም።
መረፃ ብሰላም ተዛዚሙ ውፅኢት ንምቕባል ምድላው ከምዝግባእ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣገንዚቦም፡፡
ኣብቲ ክልል ብዙሓት ፓርቲታት ፖለቲካን ውልቀ ተናሓናሕቲን…
ኣቦ መንበር ፓርቲ ነፃነትን እኩልነትን ኣብድልቃድር ኣደም ድምፂ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ፓርቲ ነፃነትን እኩልነትን ኣብድልቃድር ኣደም ድምፂ ሂቦም።
እቶም ኣቦ መንበር ኣብ ዝወዳደርሉ ክልል ምርጫ ባቲ ብምርካብ ኢዮም ድምፆም ሂቦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ድምፂ ሂበን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ብምርካብ ድምፂ ከመዝሃባ ካፒታል ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ጉጅለ ተዓዛቢ ሕብረት ኣፍሪካ ከይዲ ምርጫ ኣዲስ ኣበባ ይዕዘብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብነበር ፕሬዚዳንት ናይጀሪያ ኦሊሴንጎን ኦባሳንጆ ዝምራሕ ጉጅለ ተዓዛቢ ሕብረት ኣፍሪካ ከይዲ ምርጫ ኣዲስ ኣበባ ይዕዘብ ኣሎ።
ኣባላት እቲ ጉጅለ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ወረዳ 7 ክልል ምርጫ 21/22 ዘሎ ከይዲ ምርጫ ተዓዚቦም።
ኣብ ናይ ሎሚ…
ኣቦ መንበር ኣብን ኣይተ በለጠ ሞላ ኣብ ዝወዳደርሉ ጣብያ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኣብን ኣይተ በለጠ ሞላ ኣብ ዝወዳደርሉ ጣብያ ምርጫ ከተማ ቆቦ ቀበሌ 04 ብምርካብ ድምፆም ሂቦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይዝኾነ ይኹን ፀገም ይካየድ ከምዘሎ ኮሚሸን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይዝኾነ ይኹን ፀገም ይካየድ ከምዘሎ ኮሚሸን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ከምዝገለፆ፥ መራፂ ሰላማዊን ዝተረጋገዐን በዝኾነ መገዲ ድምፁ ይህብ ኣሎ።
ንቐፃሊ ተመሳሰልቲ ሓበሬታታት ካብ ፌዴራልን…
ኣይተ ክቡር ገና ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወካሊ ኢዜማ ኣይተ ክቡር ገና ኣብ ክልል ምርጫ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ፣ ጣቢያ 11 ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ከልል ዓፋር ብምርካብ ደምፂ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ከልል ዓፋር ብምርካብ ደምፂ ሂቦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ኣብ ክልል መረፃ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብምርካብ ድምፆም ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ክልል መረፃ 23 ጣቢያ መረፃ 05 ብምርካብ ድምፆም ሂቦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…