Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ጉጅለ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ ተቐቢሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብፕሬዚዳንት ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ ዘዝተለኣኸን ብኣምባሳደር ክዋሜ ታፒዋ ሙዛዋዚ ዝምራሕን ጉጅለ ልኡኽ ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም።
እቶም ልኡኻት፥ ሕሉፍ ታሪኽ 500 ዓመት ትኽክለኛ ኣፍሪካ ንኽምዝገብ ሕብረት ኣፍሪካ…
ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ፖለቲካዊን ዓለም ለኻዊን ምግባር ንኹሉ ሰዓራይ ዝገብር ውፅኢት ኣየምፅእን ኣይተ ደመቀ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ድርድር ግድብ ህዳሰ ፖለቲካዊን ዓለም ለኻዊን ምግባር ዘይኮነስ መንፈስ ምትሕብባር፣ ምርድዳእን ምውሃድን ክኸውን ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ኤምባሲ ኢትዮጵያ…
ኣብ ዋሸንግተን ዲሲን ከባቢኣን ቤት ምኽሪ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዋሸንግተን ዲሲን ከባቢኣን ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዝተረኸባሉ ቤት ምኽሪ ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ተጣይሹ።
ምጥያሽ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ምህናፅ ምስሊ ሃገር፣ ዝተዛበዐ ሓበሬታ ኣብ ምፍሻልን ካልኦት ምኽባር ብሄራዊ…
ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ (USAID Ethiopia) ሾን ጆንስ ኣብ ስርዓት ሓደጋን ቅድመ መጠቀቕታን ተዛቲየን።
እተን ሚኒስትር ከጋጥሙ ዛኽእሉ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ፀገማት…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ክሊ ምርጫ ምስ ፕሬዚዳንታት ክልላትን ኣመራርሓ ምርጫ ቦርድን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክሊ ምርጫ ምስ ፕሬዚዳንታት ክልላትን ኣመራርሓ ምርጫ ቦርድን ተዛቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ፍፃመታት ምርጫን ዕንቅፋታትን ገምጊሞም።
ብተወሳኺ ድልውነት ጣቢያታት ምርጫን መረፅቲ ኣብ ዝተረፉ ጊዜታት ንክምዝገቡ…
ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ዶክተር ማሺዲሶ ሬቤካ ሞቲን ተዛቲየን።
እቲ ዘተ ድማ ኣብ ጉዳያት ግልጋሎት ጥዕና ማሕበረሰብ፣ ጥዕናን ሰላምን ዘለዎም ጥቡቕ ርክብ፣ ፅዕንቶ ለበዳ ኮቪድ-19ን ማሕበረ ኢኮኖሚን…
ኮሚቴ ሚኒስትራት ወሃቢ መልሲ ህፁፅ እዋን ተግባራት ኣወሃህባ ምላሽ ህፁፅ እዋን ገምጊሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ሚኒስትራት ወሃቢ መልሲ ህፁፅ እዋን ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ዝተሳለጡ ተግባራት ኣወሃህባ ምላሽ ህፁፅ እዋን ገምጊሙ።
ብኣካብነት ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ዝተሳለጠ ግምገማ፥ ኣብ መላእ ሃገር ክፍጠሩ ዝኽእሉ…
ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ድሬዳዋ ዝኣተዉ ሰብ ሃፍቲ ፍርያቶም ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ምቕራብ ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ድሬዳዋ ዝኣተዉ ሰብ ሃፍቲ ፍርያቶም ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ምቕራብ ጀሚሮም።
ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ዋና መካየዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ኣይተ ካሚል ኢብራሂም፥ እቲ ፓርክ ን2 ሺሕ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠረ…
ኣብ ሓድጊ ትኹል እምኒ ዝግበር ዝነበረ ፅገና ተዛዚሙ ንበፃሕቲ ክፍቲ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)የጢያ ትክል ድንጋይ የመዳረሻ ስፍራ ጥገና ተጠናቆ ለጎብኚዎች ክፍት ምዃኑ ሚኒሰስቴር ባህልን ቱሪዝምን ኣፍሊጡ።
ስራሕቲ ፅገና እቲ ሓድጊ ብምትሕብባር ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊን ኢዩ ተሰሪሑ፡፡
ኣሲዳማ ዝኾነ ሓመድ እቲ…
ኣገልግሎት ራብዓይ ትውልዲ ኤል ኢቲ ኣብ ክልል ደቡብ ደቡብ ምዕራብ ሪጅን ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ራብዓይ ትውልዲ (4ጂ) ኤል ኢቲ ኣብ ክልል ደቡብ ደቡብ ምዕራብ ሪጅን ኣጀሚሩ።
አገልግሎቱ በደቡብ ክልል ስድስት ከተሞችን ተጠቃሚ የሚያደርግ ሲሆን በወላይታ ሶዶ ከተማ በይፋ ተጀምሯል።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ክልል ደቡብ…