Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

እዋናዊ ቅዋም ኢትዮጵያ ኣብ ኣመላልኣ ማይን ኣመሓድራ እቲ ምልኢትን ግድብ ህዳሰ ጥራሕ ምዝርራብ ኢዩ – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋናዊ ቅዋም ኢትዮጵያ ኣብ ኣመላልኣ ማይን ኣመሓድራ እቲ ምልኢትን ግድብ ህዳሰ ጥራሕ ምዝርራብ ከምዝኾነ ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ኣምባሳደር ዲና ኣብ ዘሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ፥ ኣብ ግድብ ህዳሰ…

ዶክተር ፋና ሓጎስ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኮይነን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶክተር ፋና ሓጎስ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኮይነን ተሾይመን። ዶክተር ፋና ሓጎስ ቀዳማይ ዲግሪ ትምህርተን ካብ ዩኒቨርሰዲቲ ኣዲስ ኣበባ ብክፍሊ ትምህርቲ ሕጊ ዝተቐበላ እንትኾና፥ ካልኣይን ሳልሳይ ድግሪ ድማ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዩኒቨርሲቲ ኦፍ…

ቋንቋታት ትግርኛ ኣምሓርኛ፣ ኦሮምኛን ሶማሊኛን ንማሽን ናይ ምምሃር ስራሕቲ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ቋንቋታት ትግርኛ ኣምሓርኛ፣ ኦሮምኛን ሶማሊኛን ንማሽን ናይ ምምሃር ስራሕቲ እናተሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ሰብ ስራሕ ናይ ምስትውዓል ማሽን፥ ሰብ ስራሕ ክእለት ምሕሳብ ክህልዎም ብምግባር ብዘይ ሓገዝ ሰባባት…

ውድብ ትዕና ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሰብ ሞያታት ሃንደበታዊ ሕክምና ንምስልጣን ዘኽእል ማእኸል መሰልጠኒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ትዕና ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሰብ ሞያታት ሃንደበታዊ ሕክምና ንምስልጣን ዘኽእል ማእኸል መሰልጠኒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምኽፋቱ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆሰፒታል ፊልድ ዝተሃነፀ እቲ ማእኸል መሰልጠኒ፥ ሚኒስትር ጥዕና…

ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ ኣብ ክሊ ሓምለዋይ ልምዓትን ድርድር ህዳሰ ግድብን ብምድሃብ  ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ  ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጅን ዶ/ር ኢንጂነር ስለሺ በቀል ኣብ ክሊ ሓምለዋይ ልምዓትን ድርድር ህዳሰ ግድብን ብምድሃብ  ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃንስ ሉንድኩዊስት ተዛቲዮም። ብተወሳኺ ድሕሪ ኮቪድ 19 ዝሓሸ ነገር ንምፍጣር ኣብ…

ዜጋታት ናይ ምምራፅ ዴሞክራሲያዊ መሰሎም ብምጥቃም ንቑሕ ተሳትፎ ክገብሩ ይግባእ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ናይ ምምራፅ ዴሞክራሲያዊ መሰሎም ብምጥቃም ንቑሕ ተሳትፎ ክገብሩ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም፥ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምክያድ ሒደት…

ሙሁራትን ሰብ ሞያን ሱዳን መንግስቶም ብዛዕባ ግድብ ህዳሰ ዘሰጉሞ ዘሎ ቅዋም ዝተሰሓሓተ ምዃኑ ይገልፁ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሙሁራትን ሰብ ሞያን ሱዳን መንግስቶም ብዛዕባ ግድብ ህዳሰ ዘሰጉሞ ዘሎ ቅዋም ዝተሰሓተ ከምዝኾነ ይገልፁ ኣለዉ ከብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣእምሮ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር፥ ኣስዋን ግድብ ንግብፂ ብዙሕ ረብሓ ክረኽቡ ሓጊዝዎም እዩ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ኣተኣኻኽባ እቶት ልውውጥ ልምዲ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ እወንታዊ ውፅኢት ኣተኣኻኽባ እቶት ልውውጥ ልምዲ ኣካይደን። ብኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ጀምስ ፒቲያ ሞርጋን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኣተገባብራ ካሽ ሬጂስተር ዘሎ ልምዲ ንምውሳድ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር…

ኮቪድ 19፣ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ኣንበጣን ንዜጋታት ናብ ሓደጋ ጥምየት ንኸየሳጥሖም ጥንቃቐ ክግበር ይግባእ ተባሂሉ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ለበዳ ኮቪድ 19፣ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ኣንበጣን ንዜጋታት ናብ ሓደጋ ጥምየት ንኸየሳጥሖም ጥንቃቐ ክግበር ይግባእ ተባሂሉ ነዚ ዝበሉ ሸሞንተ ዘይመንግስታዊ ትካላት ኣውሮፓ ዝሓቖፈ ጥምረት/ኣሊያንስ 2015 ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ኢዩ።…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዳይሬክተር ትካል ጥዕና ዓለም ኣብ ኣፍሪካ ሞኤቲ ሺዲ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ኣብ ምክልኻልን እትገብሮ ዘላ ፃዕሪን ኣብ ኣፍሪካ ከትባት እቲ…