Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ትግራይ ኢንተርፕራይዛት ንምጥንኻር ዘኽእል 369 ሺሕ ዶላር ደገፍ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ደኣንት ንዝተዋፈሩ 500 ኢንተርፕራይዛት ንምጥንኻር ዘኽእል 369 ሺሕ ዶላር ደገፍ ተረኺቡ።
ኤጀንሲ ልምዓት ምርግጋፅ ውሕስነት ምግቢ ከተማታት እቲ ክልል ከምዝበሎ፥ ኣብቲ ብዝነበረ ፀገም ኪሳራ ንዘጋጠሞም ኢንተርፕራይዛት ዝውዕል…
ኣብ ትግራይ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ንምጥንኻር ዘኽእል መምርሒ ተዳሊዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ንምጥንኻር ዘኽእል መምርሒ ከምዝተዳለወ ጊዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ።
ቤት ምኽሪ ፀፅታ እቲ ክልል ኣብ ዘዳለዎ ስርዓት ኣተገባብራ ተፍቲሽ ኬላ ብዝምልከት፥ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ዶክተር…
መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ንምፅብፃብ ዘኽእል ፍቓድ ዝረኸቡ 89 ዓለም ለኸ ጋዜጠኛታት ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ምርጫ ንምፅብፃብ ዘኽእል ፍቓድ ክሳብ 11 ሰነ 2013 ዓ.ም ዝረኸቡ 89 ዓለም ለኸ ጋዜጠኛታት ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዮም።
በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ከምዝበሎ፥ እቶም ፍቓድ ዝረኸቡ ቢቢሲ፣ ኣልጀዚራ፣ ኒውዮርክ ታይምስ፣ ሮይተርስ፣…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሓላፊ ጉጅለ ተዓዘብቲ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብነበር ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ተዓዘብቲ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲየን።
ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተውፃእፅኡ እቶም ጉጅለ ተዓዘብቲ መረፃ፥ ልዕሊ 45 ኣባላት ከምዘለዉዎ ተገሊፁ፡፡…
ኢትዮጵያ ኣባል ዓለም ለኸ ትካል ፓስፖርት ሎጂስቲክስ ኮይና
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብማሕበር ኣተሓላልቲ ኣቑሑትን ወኪላት መርከብን ኢትዮጵያ ኣቢላ ኣባል ዓለም ለኸ ትካል ፓስፖርት ሎጂስቲክስ ኮይና።
ዓለም ለኸ ፓስፖርት ሎጂስቲክስ፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣወውሮፓውያን ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ዳቮስ ኣብ ዝተኻየደ…
ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ዝመክር ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቕኒዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ዝመክር ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቕኒዑ።
ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን መዳርግቲ ኣካላትን ዝተውፃእፀአ ልኡኽ ኢዩ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ንምዝታይ ናብ ስዑድ ዓረብ ኣቕኒዑ…
“ክመርፅ ኢየ፤ ሓምለዋይ ኣሰር ከንብር ኢየ” ብዝብል ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝቕፅል ሰኑይ “ክመርፅ ኢየ፤ ሓምለዋይ ኣሰር ከንብር ኢየ” ብዝብል ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ።
ሃገራዊ መረፃ ምስ ሓምለዋይ ልምዓት ብምውዳድ ሕብረተሰብ ጎድና…
ማሕበር ቀይ መስቀለ ኢትዮጵያ 100 ሺሕ ክታበት ኮቪድ-19 ካብ ቀይሕ መስቀል ቻይና ክርከብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይ መስቀለ ኢትዮጵያ ካብ ቀይሕ መስቀል ቻይና ዝተበርከተሉ ሓገዝ 100 ሺሕ ክታበት ኮቪድ-19 ክርከብ ኢዩ።
እቲ ማሕበር ዝተገበረሉ ሓገዝ ድማ ብሚኒስቴር ጥዕና ኣቢሉ ናብ ሕብረተሰብ ንኽባፃሕ ንሚኒስቴር ጥዕና ከምዘረክብ ተሓቢሩ፡፡…
ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ኣብ ዝካየደሉ መዓልቲ ብኽፋል ክፍቲ ኮይኖም ክውዕሉ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ዝካየደሉ መዓልቲ ምስ መረፃ ዝተተሓሓዙን ህፁፅ ውሳነ ቤት ፍርዲ ዝሓቱ ጉዳያት ንምትእንጋድ ብኽፋል ክፍቲ ኮይኖም ከምዝውዕሉ ተገሊፁ።
ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ማለት እውን ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል፣…
ኣብ እዋን መረፃ ኣካላት መኽበርቲ ሕጊ ሰብኣዊ መሰላት ኣኽቢሮም ክንቀሳቐሱ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካላት መኽበርቲ ሕጊ ኣብ እዋን መረፃ ሰብኣዊ መሰል ዜጋታት ኣኽቢሮም ክንቀሳቐሱ ከምዝግባእ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ፀዊዑ።
እቲ ኮሚሽን ኣብ ከይዲ መረፃ ሓለዋ ሰብኣዊ መሰላት ኣመልኪቱ ምስ ኣካላት መኽበርቲ ሕጊ ተዛቲዩ።
እቲ መድረኽ…