Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ዞባ ሸካ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሸካ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነስርዓት ምረቓ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን…

ኢማም ግብፂ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ዝሃቡዎ መግለፂ ሓቂ ኢትዮጵያ ዝኸሓደ ኢዩ – ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ኢማም ግብፂ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ዝሃቡዎ መግለፂ ሓቂ ኢትዮጵያ ዘይተመልከተን ካብ ሓቂ ዝረሓቐን ከምዝኾነ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ ገሊፆም። ኣብዚ ሰሙን እዚ ዓለም ለኻዊ እስልምና ግብፂ ዝኾኑ ዓቢዪ ኢማም ሼክ ኣልሃዛር-ኣህመድ…

ኣብ መቐለ 400 ኩንታል ናይ ረድኤት እኽሊ ናብ መኽዝን ውልቀሰብ እንትራገፍ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ 400 ኩንታል ናይ ረድኤት እኽሊ ናብ መኽዝን ውልቀሰብ እንትራገፍ ተታሒዙ። እቲ እኽሊ ካብ ጅቡቲ ብምብጋስ ብቐጥታ ናብ መቐለ ኣዋሽ ተባሂሉ ዝፅዋዕ መኽዘን ክራገፍ እናተገበኦ ናብ ናይ ከልተ ሰባት መኽዘን እንትራገፍ ብመሰረት ሕብረተሰብ…

ኣብ መቐለ ስልጠና ዝተውሃቦም ልዕሊ 1 ሺሕ መናእሰይ ኣብ ምንፃፍ እምኒ ተዋፊሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ስልጠና ዝተውሃቦም ልዕሊ 1 ሺሕ መናእሰይ ኣብ ምንፃፍ እምኒ ከምዝተዋፈሩ ቤት ፅሕፈት ደኣንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣፍሊጡ። ኣተሓባባሪ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ሃይላይ ገብረ ጊዮርጊስ ከመዝበልዎ፥ ካብ ዩንቨርስቲታትን ኮሌጃትን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እምነ ኩርናዕ መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዓመተ 2013 ንምጅማር ናብ ከልል ደቡብ ከተማ ሚዛን ኣማን ኣምሪሖም። ስለዝኾነ ብብርኪ ክልል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብዕሊ ኣጀሚሮም። ብተወሳኺ እምነ ኩርናዕ መዕርፎ ነፈርቲ እታ…

ኣብ ትግራይ 4 ሺሕን 400 ኩንታል ብሓገዝ ዝመፅአ ስርናይ ንምሻጥ እናተንቀሳቐሱ ዝተረኸቡ ውልቀሰባት ኣብትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ንዝተመዛበሉ ወገናት ብሓገዝ ዝቐረበ 4 ሺሕን 400 ኩንታል ስርናይ ኣየር ብኣየር ንምሻጥ እናተንቀሳቐሱ ዝተረኸቡ ውልቀሰባት ኣብትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ቢሮ ፀፅታ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ሓጋዚ ኮሚሽነር የማነ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ኢትዮጵያ ዘመን ስርሖም ዝዛዘሙ ኣምባሳደር ኮንጎ ኣሰናቢተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዘመን ስርሖም ዝዛዘሙ ኣምባሳደር ኮንጎ ከምዘሰናበታ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ…

ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ንዓቕመ ደካማታትን ኣረጋውያንን ዝኸውን ህንፀት ገዛውቲ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ኣብ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ 8 ንዓቕመ ደካማታትን ኣረጋውያንን ዝኸውን ህንፀት ገዛውቲ ጀሚሩ። ህንፀት እቶም ገዛውቲ ዘጀምሩ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ሜጀር ጀነራል ብርሃኑ በቀለ፥ እቲ ሰራዊት ምክልኻል ዝተውሃቦ…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሃገራዊ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ፀዊዖም። 6ይ ሃገራዊ መረፃ ብዙሓት ዘተሓሳስቡ ጉዳያት ኣብ ዘለዉሉ ኩነታት ዝካየድ ስለዝኾነ፥ ኩሎም ኣካላት ጎንፂ ክፈጥሩ ካብ ዝኽእሉ ተግባራትን መደረታትን ንኽቑጠቡን መረፃ…

ኣብስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝግበር ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝግበር ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። ብኣሃካብነት ሚኒስቴር ሰላም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ከምኡ እውን እቲ ጉዳይ ምስ ዝምልከቶም ሚኒስቴር ቤት…