Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሰላም ኢትዮጵያ ንድሕንነት ቀርኒ ኣፍሪካ ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ መለስ ኣለም ኣብ ኬንያ ናይ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብመዓርግ ምክትል ዋና ፀሓፊ ዳይሬክተር ጀነራል ምስ ዝኾና ሃዋ ባንጉራ ተዛቲዮም።
ዳይሬክተር ጀነራል ሃዋ ባንጉራ ኣብቲ እዋን ዘተ፥ ናይ…
እዋናዊ ምዕባለታት ትግራይ ኣመልኪቱ ካቢኔ ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ገምጊሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ እዋናዊ ምዕባለታት ክልል ትግራይ ኣመልኪቱ ዘትዩ።
እቲ ብዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ዝተመርሐ ኣኼባ ካቢኔ፥ ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ንምምላስ ዝውገኑ ዘለዉ ስራሕቲ ፣ ተበፃሕነት…
ሓድነትና መልክዕናን ጥንካረናን ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጅማ ዝተገበረሎም ኣቀባብላ ብዝምልከት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ኣብ መልእኽቶም፥ ሎሚ መዓልቲ ካብ ጅማ ክሳብ ኣጋሮ፣ በሻሻ ዝተርኣየ ሰለማዊ ሓይሊን ናይ ፀዋርነት መንፈስን ህዝብና ብዝበለፀ ንምግልጋል ዘለዓዕል ኢዩ…
ብውልቀ ሰባትን ጉጅለታትን ዝፍፀም ዘሎ ገበን ቅትለትን ውራን ንምክልኻል ይስራሕ ኣሎ-ቢሮ ፀፅታ ክልል ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብውልቀ ሰባትን ጉጅለታትን ዝፍፀም ዘሎ ገበን ቅትለትን ውራን ንምክልኻል ይስራሕ ኣሎ ክብል ቢሮ ፀፅታ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ቢሮ እቲ ቢሮ ረዳት ኮሚሽነር የማነ ገሰሰ ከምዝበልዎ፥ ኣብቲ ክልል ቅድሚ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣብ…
ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ን148 ውልቀ ሕፁያት ተወዳደርቲ ናይ 50 ሺሕ ብር ደገፍ ንምግባር ወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ን148 ውልቀ ሕፁያት ተወዳደርቲ ናይ 50 ሺሕ ብር ደገፍ ገንዘብ ንምግባር ወሲኑ።
እቲ ገንዘብ ኣብ ዕለተ ምርጫ ንዘውፅእዎ ወፃኢ መከሓሓሲ ከምዝኾነ ሓቢሩ።
ኣማኻሪት ኮሚኒኬሽን እቲ ቦርድ ሶሊያ ሽመልስ፥ ማንነት…
ዩንቨርስቲ ኣኽሱም ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ወገናት 4 ሚሊየን ብር ዝዋግኡ ናውቲታት ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣኽሱም ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ወገናት 4 ሚሊየን ብር ዝዋግኡ ናውቲታት ደገፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ከተማታት ኣኽሱም፣ ዓድዋን ሽረ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝደገፈ እንትኸወን፥ ብ4 ሚሊየን ብር ዝተገዝአ ሕሩጭ ናውቲታት…
ኢዜማ ኣብ ክሊ ሃገራዊ ዛዕባታት ምስ ኣባላቱን ደገፍቱን ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ኢትዮጵያ ዜጋታት ንማሕበራዊ ፍትሒ ፓርቲ (ኢዜማ)ኣብ ክሊ ሃገራዊ ዛዕባታት መስ ኣባላቱን ደገፍቱን ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ተዛቲዩ።
ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ፥ እቲ ፓርቲ ብዛዕባ ዘፍፅሞም ጉዳያት ኣብሪሆም።
ፕሮፌሰር…
381 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)381 ኢትዮጵያዊያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባበል ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል…
ቤት ህንፀት ዞባ መቐለ ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ስርሑ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ህንፀት ዞባ መቐለ ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ስርሑ ክጅምር ኢዩ ተባሂሉ።
እቲ ቤት ህንፀት ኣብ እዋን ምኽባር ሕጊ ኣባላት ጉጅለ ህወሓት ተሃነፅቲ ነክስደዱ ብምግባሩ ልዑል ዕንወት ምግጣሙ ይዝከር።
ብመሰረት እዚ መሽናት መለማመድቲ ስራሕቲ ዕንፀይቲ፣…
ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ብምኻድ ሰፊሕ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ብምኻድ ሰፊሕ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከምዘካየዱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ ሰሙናዊ መግለፂ፥ እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ…