Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክልል ሲዳማ ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ‘ኢፋ ቦሩ’ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብደገፍ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ለኩ ዝተሃነፀ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ 'ኢፋ ቦሩ' ተመሪቑ፡፡
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምርቓት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን ሓዊሱ…
ማሕበራት ንግዲ ኣብ ምድላው ፖሊሲ ንቑሕ ተሳትፎ ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበራት ንግዲ በቢ እዋኑ ኣብ ዝወፅእ ፖሊሲ ንግዲ ንቑሕ ተሳትፎ ብምግባር እታዎታት ንኽህቡ ሚኒስትር ንግድን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡
ምስ ኣባላት ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ከም ብሓዱሽ ናይ ዝተጣየሸ ቤት ምኽሪ…
ምልምል ሰልጠንቲ ምክልኻል ኣድማን ስሩዓት ፖሊስ ሰላም ንምፅናዕ ኣብ ዘኽእል ቁመና ከምዝኾኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምልምል ሰልጠንቲ ምክልኻል ኣድማን ስሩዓት ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ካብቲ ክልል ሓሊፉ ድሕንነት ሃገር ንምሕላው ኣብ ዘኽእል ድልዉነት ከምዝርከቡ ሓላፊ ቢሮ ፀፅታት ሰሰላምን ሳለኝ ጣሰው ገሊፆም፡፡
እቶም ሓላፊ ኣብ ቤት ትምህርቲ መሰረታዊ መሰልጠኒ…
ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ምስ ሓለፍቲ ትካል ኣገልግሎት ማርስክ ሎጂስቲክስ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን ምድር ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ምስ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካል ኩባኒያ ሎጂስቲክስ ማርስክ ተዛቲዮም፡፡
ኣብቲ እዋን ዘተ ምስ ሓለፍቲ እቲ ኩባንያ ኣብ ስራሕቲ ሎጂስቲክስ ባቡር ብምትሕብባር ንምስራሕ…
ኩባንያታት እንግሊዝ ብመመሓየሺ ኢኮኖሚ ዝተፈጠረ ምቹው ዕድል ንኽጥቀሙ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩባንያታት እንግሊዝ ብመመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ምቹው ዕድል ኢንቨስትመንት ንኽጥቀሙ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡
ብኣተሓባባራይነት ኤምባሲ እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን እንግሊዝን ኣብ ለንደን…
ንምዕባለ እዛ ሃገር ዝምጥን ህንፀት መሰረተ ልምዓት ሓይሊ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ዕቤት ኢኮኖሚ ዝምጥን ህንፀት መሰረተ ልምዓት ሓይሊ እናካየደ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡
ዳይሬክተር መምርሒ ኮሙኒኬሽን እቲ ትካል ሞገስ መኮንን ከምዝበሉዎ፤ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘሎ ሃገራዊ ሓይሊ ናይ ምፍልፋል ዓቕሚ…
ኢትዮ ቴሌኮምን ማስተር ካርድን ኣገልግሎታት ዲጂታል ፋይናንስ ብሓባር ንምምሕያሽ ዝዓለመ ዘተ ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፈፃት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይዎት ታምሩን ፕሬዚዳንት ማስተር ካርድ ኣፍሪካ ማርክ ኤሊዮትን ሓደሽቲ ኣገልግሎታት ዲጂታል ፋይናንስ ንምጅማር ዕድላት ምትሕብባር ንምፍታሽ ዘኽእ ዘተ ኣካይዶም፡፡
እዚ ማዕቐፍ ምትሕብባር ፕላትፎርምታት ቴሌብርን…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ
ጻውዒት ጥቆማ ፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ
ንመላእ ህዝቢ ትግራይ
ከምዝፍለጥ በመሰረት ሕገ መንግስቲ ፈዴሪኢ 62(9)፣ ከምኡውን በመሰረት ስምምዕነት ፕሪቶሪያን ኣብ ክልላት ምእታው ጣልቃ መንግስቲ ፈዴራል ንምድንጋግ ብዝወጸ አዋጅ ቁጽሪ 359/1995 መሠረት፣ ከምኡውን…
ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ገበን ግዕዝይና ውፅኦታዊ ንክኾኑ ኣሰራርሓ ምዝማን የድሊ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ገበን ግዕዝይና ውፅኦታዊ ንክኾኑ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣሰራርሓ ምዝማን የድሊ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፤ “ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስራሕቲ…
ጂ ኣይ ዜድ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘለዎ ምትሕብባር ከምዘጠናኽር ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ሓላፊ ፕሮግራም ዓለም ለኸ ምትሕብባር ልምዓት ሕርሻ ጀርመን (ጂ ኣይ ዜድ) አንድሪያ ዊሊያም-ሰም ዘትዮም፡፡
ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ልምዓት ጀርመን ልሙዕነት ሓመድ…