Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ከተማ ዳንሻ ግፍዒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንንን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቃወምን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዳንሻ ግፍዒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንንን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቃወምን ሰልፊ ተኻይዱ። ኣብ ዘበነ ስልጣን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝበፅሐ ግፍዒ ዝኹንኑን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቃወሙን ሰልፊታት ኣብ ወልቃይት ፀገዴ፣ ሰቲት ሑመራን ዝተፈላለዩ…

ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል መንበሪ ኣባይቲን ሹቓትን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘህነፆም መንበሪ ኣባይቲን ሹቓትን ኣመሪቑ። እቲ ኮርፖሬሽን፥ ኣብ ሳይታት መካኒሳ፣ ከባቢ ሆስፒታል ቶታል ተዘንዓ፣ ቦሌን ኣዋሬን ንሰራሕተኛታት መንግስቲ ፌዴራል ዝሰርሖም እንትኾኑ፥ ኣብ ሳይት ገርጂ…

ብልዕሊ 2.5 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 2.5 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ፕሮጀክት መስቀል ኣደባባይ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ። እቲ ፕሮጀክት ቅድመ ሐዚ ዝወሃብ ዝነበረ ሃይማኖታዊ፣ ህዝባዊን ካልኦት ማሕበራዊ ምድላዋትን ተሓሳቢ ብምግባር ዝሓሸ ኣገልግሎት ንምሃብ ብዘኽእል ዝተሃነፀ ኢዩ።…

ኣብ  ትግራይ ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስታይ ኣብ ምብፃሕ ሰብ ውልቀ ሃፍቲ ንክተሓባበሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ  ትግራይ ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስታይ ኣብ ምብፃሕ ውልቀ ሰብ ሃፍቲ ንክተሓባበሩ ፃውዒት ቀሪቡ። ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ትግራይ ከምዝበሎ፥ ኣብ  ትግራይ ዘበናዊ ድኩዒ ናብ ሓረስታይ ንምብፃሕ ፀገም መጓዓዝያ  ኣጋጢሙ ኣሎ። ስለዝኾነ እታወት…

ብሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ቀ/ሚ ኣቢይ ዝተልኣኸ ደብዳበ ንፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኣብፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተልኣኸ ደብዳበ ንፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ኣብፂሑ። እቲ መልእኽቲ ፍሉይ ኣማኻሪ ጉዳያት ኣፍሪካ ንፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ፍራንክ ፓሪስ…

“ኣብ ጉዳይ ትግራይ ስራሕቲ መንግስቲ ምንኣስ ኣግባብነት ኣይብሉን” ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ትግራይ ስራሕቲ መንግስቲ ምንኣስ ኣግባብነት ኣይብሉን ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን  ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ጉዳይ ትግራይ ብዝምልከት መንግስቲ ዝሰርሖም ስራሕቲ ብምቅዋም ዝካየድ ወፍሪ…

ኣብ ከተማ ኣዳማ ብ1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክቲታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ብ1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክቲታት ተመሪቖም። እቶም ፕሮጀክቲታት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መሪቐሙዎም። ዝተመረቑ ናይ ምስፍሕፋሕ ፕሮጀክቲታት መገዲ፣ መሀደስቲ ፓርኪታት፣ ቤት ትምህርቲን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ብምኽኒያት ምረቓ ፕሮጀክቲታት ንተሽከርከርቲ ዕፁው ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ተገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ብምኽኒያት ካብ መስቀል ኣደባባይ ክሳብ ማዛጋጃ ቤት ዝምረቑ ፕሮጀክቲታት ንተሽከርከርቲ ዕፁው ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ተገይሮም። ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ከምዝበሎ፥ እቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ብሰላም ንክዛዘም ምስ ኣካላት ፀፅታን…

41 ዜጋታት ካብ ኦማን ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)41 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር…

ፅሬት ብዘለዎ ትምህርቲ ሓታቲን መሃዚን ትውልዲ ምህናፅ ከምዝከኣል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬት ብዘለዎ ትምህርቲ ሓታቲን መሃዚን ትውልዲ ምቕራፅ ከምዝከኣል ተገሊፁ። ኣብ ክሊ ፅሬት ትምህርቲ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ መፅናዕቲን ምርምርን ኣብ ዩንቨርስቲ ወሎ ይሳለጥ ኣሎ። ፕሬዚዳንት ዩንቨርስቲ ወሎ ዶ/ር ኣፀደ ተፈራ፥ ሓታቲን መሃዚን…