Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዘሓለፉ ኣዋርሕ ዓዳጋ ወርቂ ካብ 20 ክሳብ 29 ሚኢታዊ ወሰኽ ዋጋ ስለዝተገበረ ዝሐሸ ኣታዊ ተረኺቡ – ሚኒሰስቴር መዓድንን ነዳዲን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ (ፀሊም ዕዳጋ) ዝሽየጥ ወርቂ ንምትራፍ ኣብ ዘሓለፉ ኣዋርሕ ዓዳጋ ወርቂ ካብ 20 ክሳብ 29 ሚኢታዊ ወሰኽ ዋጋ ስለዝተገበረ ዝሐሸ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒሰስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣፍሊጡ።
ተጠባባቒ ዳይሬክተር መረጋገፂ ብቕዓት…
ቤት ፍርዲ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኣመራርሓታት ባልደራስ ቦርድ መረፃ ዝሃቦ ውሳነ ክፀንዕ ወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ፍርዲ ኣቦ መንበር ፓርቲ ባልደራስ እስክንድር ነጋ ሓዊሱ ቤት ፍርዲ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኣመራርሓታት ኣብ ዝቕፅል መረፃ ክወዳደሩ የብሎምን ኢሉ ቦርድ መረፃ ዝሃቦ ውሳነ ክፀንዕ ወሲኑ።
እቲ ውሳነ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል 1ይ መጋባእያ…
ላዕለዎት ኣመራርሓ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያን ኣምሓራን ኣብ ክሊ ሰላምን ልምዓትን ይላዘቡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያን ኣምሓራን ኣብ ክሊ ሰላምን ልምዓትን ይላዘቡ ኣለዉ።
ኣብቲ መደረኽ ዘተ ኣብ ክልቲአን ክልላት ብተደጋጋሚ ዘጋጥሙ ፀገማት ሰላምን ፀፅታን ተዋዲድካ ንምክልኻልን ብሓባር ንምስራሕን ኣብ ዘኽእል…
ኤጀንሲ ማእኸላዊ ስታትስቲክስ ናህሪ ዋጋ ወርሒ መጋቢት 20 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ወሰኽ ከምዘርኣየ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ማእኸላዊ ስታትስቲክስ ሓፈሻዊ ናህሪ ዋጋ ወርሒ መጋቢት ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር 20 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ወሰኽ ከምዘርኣየ ገሊፁ።
ኣብ ኣእኻል ዝተርኣየ ወሰኽ ኣብ ዋጋ ምግቢ ወሰኽ ንክህሊ ከምዘኽኣለ ተገሊፁ።…
ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ን12 ሙሁራት መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ን12 ሙሁራት መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ሂቡ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ዝሃቦም ሙሁራት፥ ኣብ ምምሃር ምስትምሃር፣ መፅናዕቲን ምርምርን፣ ኣብ ውሽጢ እቲ ዩኒቨርሲቲ ብዘለዎም ኣገልግሎት ከምኡ…
ዓቃቢ ሕጊ ኣብ እኒ ጃዋር መሓመድ ብዕፁው መጋባእያ መሰኻኽር ከስምዕ ኢሉ ዘቕረቦ ሕቶ ተነፂጉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቃቢ ሕጊ ኣብ እኒ ጃዋር መሓመድ ብዕፁው መጋባእያ መሰኻኽር ከስምዕ ኢሉ ዘቕረቦ ሕቶ ተነፂጉ።
ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ዝሓለፈ ቆፀሮ ብመሰረት ኣዋጅ ሓለዋ መሰኻኽር ንድሕንነት መሰኻኽር እንትበሃል “መሰኻኽረይ ኣብ ድሕሪ መጋረዲን ኣብ ዕፁው መጋባእያን…
ማረት ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ንዝርከቡ 80 ሽሕ ተመዛበልቲ ዝኸውን ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ረድኤት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለን ሽረእንዳስላሰን ንዝርከቡ 80 ሺሕ ተመዛበልቲ ዝውዕል ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘቕረበት ኣፍሊጣ።
እታ ማሕበር ኣብ ትግራይ ብዘሎ ኩነታት ምኽንያት በቢመዓልቲ ናተን ከተማታት ተመዛበልቲ እናኣተዉ ከምዝርከቡ ገሊፃ።…
ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ንፍሉይ ተወካሉ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ዞባዊ ጉዳያትን ኣድሂቦም መብርሂ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ኣምባሳደር ይበልጣል ኣእምሮ ንፍሉይ ተወካሊ ዋና ፀሓፊን ሓላፊ ልኡኽ ዝተዋደደ ሓገዝ ስግግር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ሱዳንን ቮልኬር ፕርተኸስ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ዞባዊ ጉዳያትን…
ኮሚሽን ጉሙሩክ ሰራሕተኛታት እቲ ጉምሩክን ኣባላት ፖሊስ ፌዴራልን ኣብ ቁፅፀር ኣውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉሙሩክ ምስ ፖሊስ ፌዴራል ብምትሕብባር ንልዕሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ብዝተገበረ ወፍሪ ናውቲ ኮንትሮባንድ፣ ኣዘዋወርቲን ተሓባበርቲን ኣብ ቁፅፀር ከምዘውዓሉ ኣፍሊጦም።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉሙሩክ ኣይተ ደበሌ ቀበታ ናውቲ ኮንትሮባንድ፣ ኣዘዋወርቲን…
350 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)350 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ።
ተወካሊ…