Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ውፅኢት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ወይ ፅባሕ ዕላዊ ክግበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ 20 ጋቢት፣ 2013 ዓም (ኤፍቢሲ)ውፅኢት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ወይ ፅባሕ ዕላዊ ከምዝግበር ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ እርማት ፈተና ስለ ዝተዛዘመ ውፅኢቱ ዕላዊ ክኸውን ኢዩ።…
ኣብ ክሊ ፅንሰ ሓሳብ ፌዴራሊዝን ዘድሃበ ስልጠና ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ክሊ ፅንሰ ሓሳብ ፌዴራሊዝን ዘድሃበ ስልጠና ኣብ ጅግጅጋ ይህብ ኣሎ።
እቲ ስልጠና 18 ክሳብ 20 መጋቢት ዝወሃብ ዘሎ እንትኸውን፥ በቢበርኩ ንዘለዉ ኣመራርሓ ናይ ኣሰልጠንቲ ስልጠና ኢዩ ዝወሃብ ዘሎ ኢዩ ተባሂሉ።
እቶም…
ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትራንስፖርት ተዓዚበን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበበ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት እታ ከተማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትራንስፖርት ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም።
እቶም ኣመራርሓታት ኣገልግሎት እናተፀበዩ ዝርከቡ ነበርቲ፣…
መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ንኣፍሪካ ኢሉ እውን ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኦሎምፒክ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ባርሴሎና በዓልቲ ዋና ፈላማይ መዳሊያ ወርቂ ባለቤት ንዝኾነት ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት…
ዝሐሸ ፅሬት ዘለዎ ኣገልግሎት ንዘሃቡ 10 ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት መንግስቲ ፌዴራል ኣፍልጦ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ሽልማት ፅሬት ኢትዮጵያ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴሪኢ ብምዃን ዘሰናድኦ መዛዘሚ መደብ ፍሉይ ውድድር ፅሬት ኣገልግሎት ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከይዲ ኣወሃህባ ፅሬቶም ተመዚኑ ዝሐሸ ኣገልግሎት ንዘሃቡ 10 ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት…
ኣብ ጎንደር መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ፕሮግራምን ጎስጓስ መረፃን ፓርቲታት ፖለቲካ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ጎንደር መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ፕሮግራምን ጎስጓስ መረፃን ፓርቲታት ፖለቲካ ብልፅግና፣ እናትን ኣብንን ተኻይዱ፡፡
ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኣምሓራ መርሃ ግብሪ ጎስጓስ መረፃ ኣርባዕቲአን ዞባታት ጎንደር ዘካየደ እንትኸውን፥ ፓርቲ ብልፅግና መበገሲ…
ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ስሩዕ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልል ህዝቢታት ጋምቤላ መበል 11 ስሩዕ ስሩዕ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ።
ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ዝተጠቓለለ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም መፈፀምቲ ኣካላት ቀሪቡ ልዝብ ክግበረሉ ኢዩ…
ቦርድ መረፃ ብግምባር ናፅነት ኦሮሞ (ኦነግ) ዝተሳለጠ ሓፈሻዊ ጉባኤ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቦርድ መረፃ ኢትዮያ ብግምባር ናፅነት ኦሮሞ (ኦነግ) ዝተሳለጠ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ።
ኣብ መግለፂኡ ድማ ኣብ ሞንጎ ኣመራርሓታት ኦነግ ዝተፈጠረ ምክፍፋልን ውጥጥን ዝተመልከቱ እገዳታት፣ ስምዕታታትን ካብ ክልቲኦም ወገናት ዝወፅኡ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢንዱስትሪ ኣሙኒሽን ኢንጂነሪንግ ሆሚቾ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢንዱስትሪ ኣሙኒሽን ኢንጂነሪንግ ሆሚቾ ዑደት ገይሮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ሰራዊት ምክልኻል ናይ ምፍራይ ዓቕሙ ኣጠናኺሩ ብዘላቕነት ሉኣላውነት ሃገር ምሕላው ኣብ…
ኣብ ሲያትል ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ሰልፊ ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣሜሪካ፣ ሲያትል ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ስም ኢትዮጵያ ንምጥፋእ ብክፍሊት ዝሰርሑሉ ናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳ ንዝሰርሑ ተረፍ መረፍ ጁንታ ዘውግዝ ሰልፊ ኣካይዶም።
ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኣባላት ጉጅለ ጁንታ ኣብ ዝሓለፉ ሰላሳ ዓማውቲ…