Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንምርጫ 2013 ዝኸውን ድልድል 700 ሰዓታት ቴሌቪዥን፣ 400 ሰዓታት ራዲዮን ጋዜጣን ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምርጫ 2013 ዝኸውን ንፓርቲታት ፖለቲካ ድልድል ነፃ ኣየር ሰዓትን ዓምዲ ጋዜጣን ቀሪቡ።
እቲ ድልድል ተሞክሮ ሕሉፋት ምርጫታት፣ በዝሒ መራኸብቲ ሓፋሽን ዓቕሚ ብሄራዊ መራኸብቲ ሓፋሽን መሰረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ…
ልዕሊ 55 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ዓምዩቕ ጉድጓድ ማይ መስተ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 55 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ፕሮጀከት ዓምዩቕ ጉድጓድ ማይ መስተ ኣመሪቑ።
ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮን ጉለሌን ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ንሕድሕዶም ኣብ መዓል 9 ሺሕ ሜትር ኪዩብ ማይ ምፍልፋል…
ንሰራሕተኛታት መንግስቲ ካብ ቀፃሊ ወርሒ ጀሚሩ ምዘና መረጋገፂ ብቕዓት ክወሃብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራሕተኛታት መንግስቲ ካብ ቀፃሊ ወርሒ ሚያዚያ ጀሚሩ ምዘና መረጋገፂ ብቕዓት ክወሃብ ኢዩ ክብል ኮሚሽን ስቪል ሰርቪስ ኣፍሊጡ።
ብዩንቨርስቲ ስቪል ሰርቪስ ኢትዮጵያ ዝዳሎ ምዘና፥ ብቑዕን ተወዳዳሪን ሰራሕተኛ ንምፍራይ ወሳኒ ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ።…
ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣየር ወለድን ኮማንዶን የመርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር መበል 12 ዙር ኣየር ወለድ ብርጌድን መበል 34 ዙር ኮማንዶን የመርቕ ኣሎ።
እቶም ተመረቕቲ ብላቴ ኣብ ዝርከብ ማእኸል መሰልጠኒ ወፍሪ ፍሉይ ሓይሊ ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዋና…
ተምሃሮ ኣብ ዘለውዎ ብምዃን ምምዝጋብ ዘኽእል ቀጥታ ምዝገባ መረፅቲ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ዘለውዎ ብምዃን ምምዝጋብ ዘኽእል ቀጥታ ምዝገባ መረፅቲ (ኦንላይን) ዕላዊ ኮይኑ።
ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ዘተ ተዛቲዩ።
ኣብቲ መድረኽ…
ተሳታፍነትን ተረባሕነትን ደቂ ኣንስቲዮ ብብርኪ ሃገር ንምጉልባት ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ዝርከብ ማእኽል መውሃቢ ሕክምና ፊስቱላ፣ ኮሌጅ ኢደ ጥበብ ኢናይ ኣቢዳን ሙዚየም ኣብደላ ሸሪፍን ዑደት ገይረን።
ብተወሳኺ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ብምርካብ ፕሮግራም ስራሕቲ ምጉልባት…
ሸውዓተ ታካላት ልምዓት መንግስቲ ብር 780 ቢሊየን ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዕዳ ከምዘለወን ተረጋጊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸውዓተ ታካላት ልምዓት መንግስቲ ብር 780 ቢሊየን ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዕዳ ከምዘለወን ምርግጋፁ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ።
ንዘይምርግጋእ ማክሮ ኢኮኖሚ ምላሽ ንመሃብ መንግስቲ ካብ ትካላት ልምዓት ምስ ልቓሕን መሰረታዊ ምኽንያታትን ተተሓሒዙ…
ድልድል ኣየር ሰዓት ሻድሻይ ሓፈሻዊ መረፃ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ኣየር ሰዓት ሻድሻይ ሓፈሻዊ መረፃ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ።
ቦርድ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያን በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያን ኣብ ክሊ እቲ ድልድል ኣየር ሰዓት ኣድሂቦም ምስ መራኸብቲ ሓፋሽ ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ ምሰር…
299 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)299 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ጂዳ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ተወካሊ ዳይሬክቶሬት ጉዳያት ቆንስላ ጀነራል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ተረኺቦም ነቶም ተመለስቲ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…
ማእኸል ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ትካል ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ትካል ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት ዋና ዳይሬክተር ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢንጂነር ወርቁ ጋችናን ዋና ፈፃሚ…