Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኮሪደር ልምዓት ገፀር ጀፎረ ጉራጌ ሕዚ ንዘሎ ጥበብ ምህንድስና ኣብነት ኢዩ – ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሪደር ልምዓት ገፀር ጀፎረ ጉራጌ ሕዚ ንዘሎ ጥበብ ምህንድስና ኣብነት ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣማኻሪ ዓውዲ ማሕበራዊ ቀዳማይ ሚኒስትር ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ገሊፆም፡፡
ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ኣብ ዞባ ጉራጌ ወረዳ እዣ…
ርክብ ኢትዮጵያን ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካን ዘጠናክር ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፅሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ሕቡራት መንግስታት ክላቨር ጋቴቴ ዘትዮም፡፡
ኣብ ዘትኦም ኢትዮጵያን ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካን ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት…
ኩባንያ ኣንቴክስ ቴክስታይል ብ20 ሚሊየን ዶላር ስራሕቲ ምስፍሕፋሕ ይሰርሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዳማ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ዝርከብ ኩባንያ ኣንቴክስ ቴክስታይል ብ20 ሚሊየን ዶላር ተወሳኺ ምስፍሕፋሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ፡፡
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር)፥ ምንቅስቓሳት ስራሕቲ እቲ…
መድረኽ ሕውነት ህዝቢታት ሶማሌን ዓፋርን ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ህዝቢታት ክልላት ዓፋርን ሶማሌን ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ከይረዲን ተዘራ (ዶ/ር)፣ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና…
መሪሕ ያታ ምልዕዓል ልምዓት፣ ዝምድና ሓበራዊነትን ሕውነትን ይፈጥር-ዲያቆን ዳንኤል ክብረት
ኣዲስ ኣበባ፣ 16መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘተኣኻኽብ ያታ ሓበራዊነት ሰባት፣ ክብሪ ማንነት ንኽጉልብት ይሕግዝ እዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣማኻሪ ዓውዲ ማሕበራዊ ቀዳማይ ሚኒስትር ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ገሊፆም፡፡…
መድረኽ ሕውነት ህዝቢታት ሶማሌን ዓፋርን ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ህዝቢታት ክልላት ዓፋርን ሶማሌን ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ፡፡
ቅድመ ዘተ እቲ መድረኽ ካብተን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ምሁራን፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን…
ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ትካል ንግዲ ዓለም ካብ 19 ሃገራትን ባንኪ ዓለምን ድጋፍ ምርካባ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሓምሻይ ኣኼባ ትካል ንግዲ ዓለም ካብ 19 ሃገራትን ባንኪ ዓለምን ድጋፍ ምርካባ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
እቶም ሚኒስትር ኣብ ሓምሻይ ኣኼባ ትካል ንግዲ ዓለም ኢትዮጵያ ዘኻየደቶም…
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ፍሉይ ጠመተ ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ፍሉይ ጠመተ ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣፍሊጦም፡፡
ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ፍሉይ ወረዳ ኣርጎባ፣ ቃሉ፣ ከባቢ ደሴን ወረዳ ጋምቦን ንሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ካብ ፈልሲ…
ካብ ኢንዱስትሪታት ዝወፅእ ፈሳሲ ጎሓፍ ንምቁፅፃር ዘኽእል ስርዓት ዲጂታል ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ኣዳማ÷ ካብ ኢንዱስትሪታት ዝወፅእ ፈሳሲ ጎሓፍ ብዘበናዊ መገዲ ንምቁፅፃር ዘኽእል ስርዓት ዲጂታል ስራሕ ኣጀሚሩ፡፡
እቲ ስርዓት ዲጂታል ኣወሃህባ ግልጋሎት ንምስላጥ ከምዝሕግዝ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት…
ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 836 ሺሕን 253 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ሃገር ተጓዓዒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክሳብ ትማሊ ኣብ ዘሎ እዋን 964 ሺሕን 118 ነጥቢ 1 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡
ካብ ሞንጎ እዚ እቲ 836 ሺሕን 253 ነጥቢ 2 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ሃገር…