Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፓርቲ ብልፅግናን ገዛኢ ፓርቲ ቬትናምን ተዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግናን ገዛኢ ፓርቲ ቬትናምን ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ልዝብ ኣካይዶም።
ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ጉዳያት ወፃኢን ፓርቲ ብልፅግና ዶክተር ቢቂላ ሁሪሳ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝተሸሙ ሓዱሽ ኣምባሳደር…
ሓደሽቲ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት 10 ሃገራት ደብዳበ ሽመቶም ናብ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ዝተሸሙ ኣምባሳደራት 10 ሃገራት ደብዳበ ሽመቶም ሎሚ መዓልቲ ናብ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣቕሪቦም፡፡
ደብዳቤ ሽመቶም ናብ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዘቕረቡ፥ ኣምባሳደራት ካናዳ፣ እስራኤል፣ ባንግላዴሽ፣ የሞዛምቢክ፣ ናይጄሪያ፣…
ናብ ሓደ ሺሕ ዝፅግዑ ኣብ ዝተፈላለዩ ገበናት ዝተሳተፉ ውልቀ ሰባት ተታሒዞም ምርመራ ይግበረሎም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ገበናት ብምፍፃም ስግኣት ፀፅታ ዝኾኑ 1 ሺሕ ዝኾኑ ውልቀ ሰባት ሒዙ ምፅራይ እናገበረ ከምዝኾነ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን 22 ጉንበት 2013 ዓ.ም ኣብ ሸውተ ክፍለ ከተማታት ኣብ ዝተመረፁ…
መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ህዝቢ እቲ ክልል ተረባሒ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ህዝቢ እቲ ክልል ተረባሒ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ተዛሪቦም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መንግስቲ እቲ ክልል ንብዙሓት ርእሰ ጉዳያት…
ዘዕግብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣባላትን ኣመራርሓታትን ሰራዊት ምክልኻል ስነ-ስርዓት ምልባስ መዓርግ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ መዓርግ መፅመንሒ ግዜኦም ዝሸፈኑን ዘዕግብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘመዝገቡ ኣመራርሓታት እቲ መምርሒ ስነ-ስርዓት ምልባስ መዓርግ ኣካይዱ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምልባስ መዓርግ፥ ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ዋና መተሓባበሪ ህንፀት ዓውዲ…
“ንቑሕ ተሳትፎ ሙሁራትን ዜጋታትን ኣብ ምግሃድ ግድብ ህዳሰ” ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ ምስ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ መተሓባበሪ ተሳትፎ ህዝቢ ግድብ ህዳሰ ብምትሕብባር “ንቑሕ ተሳትፎ ሙሁራትን ዜጋታትን ኣብ ምግሃድ ግድብ ህዳሰ” ብዝብል መሪሕ ቃል መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ…
ንሰብ ሞያታት ኮሙዩኒኬሽን ፌዴራልን ክልልን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬስ ሴክሬታሪት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንሰብ ሞያታት ኮሙዩኒኬሽን ፌዴራልን ክልልን ስልጠና ይህብ ኣሎ፡፡
እቲ ስልጠና፥ “ኮሙዩኒኬሽን ኣብ ዲጂታል ዘበን”ን “ናይ ቀውሲ ኮሙዩኒኬሽንን” ብዝብል ርእሲ እናተኻየደ ምዃኑ ካብቲ ቤት ፅሕፈት…
ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ሴናተር ጂም ኢንሆፍ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ሴናተር ኣሜሪካ ግዝኣት ኦክላሆማ ጂም ኢንሆፍ ተዛቲዮም።
ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ኣብ ዞባዊን ሃገራዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ምዝታዮም ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…
ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ንምቅልጣፍ ንኢኮኖሚያዊ ዕቤትን ብሄራዊ ልምዓትን ኣድላዪ ከምዝኾነ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ምቅልጣፍ ንኢኮኖሚያዊ ዕቤትን ብሄራዊ ልምዓትን ኣድላዪ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ስለዝኾነ ድማ ኣብቲ ዓውዲ ኣብ ሽቶ ምዕባለ ኢትዮጵያ ትኹረት ዝገበረ ምዃኑ ኣብ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም፡፡…
ኩሉ ኢትዮጵያዊ ብሓባር ጠጠው ብምባል ንሃገሩ ድጋፍ ክገብር ይግባእ – ኣብ ካናዳ ዝነብሩ ኢትዮ- ካናዳውያን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ካናዳውያን መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘንበሮ ማዕቐብ ጉዕዞ ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ብምቅዋም ኣብ ከተማ ካልጋሪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
እቶም ትውልደ ኢትዮጵያውያን፥ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት…