Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ሕማም ቲቢ በቢመዓልቱ 57 ሰባት ከምዝሞቱ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ሕማም ቲቢ በቢመዓልቱ 57 ሰባት ከምዝሞቱ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
በቢሰዓቱ ድማ 2 ሰባት ህይወቶም ከምዝስእኑ እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ።
ኣብ ክሊ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ቲቢ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝተባብዑ ውፅኢታት…
መዓልቲ ማይ ዓለም ንመበል 27 ግዘ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ማይ ዓለም ዓመተ 2021 ንመበል 27 ግዘ ይኽበር ኣሎ።
“ንማይ ዋጋ ምሃብ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።
ዕላማ እቲ ዕለተ ማይ፥ ግንዛበ ረብሓ ማይ ንምምዕባልን ፅርየት ከባቢ ንኹሉ ንምርግጋፅን ዝብል ትልሚ ንምዕዋትን…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ብሴናተር ክሪስ ኩንስ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣሜሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኣሜሪካ ሴናተር ክሪስ ኩንስ ዝገበርዎ ዘተ ሃናፃይ ከምዝኾነ ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስትር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም።
ኣፍቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ…
ኣብ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ትራንስፖርት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ትራንስፖርት ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ።
እቲ ጉባኤ ካብ ዕለተ ረቡዕ ጀሚሩ ንተኸታታሊ ክልተ መዓልታት ዝካየድ እንትኸውን፥ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ካብ ትካል ዝተዳለወ ተልሚ 10…
ኣይተ ስብሓት ነጋን ዶ/ር ኣዲስ ኣለም ባሌማን ሓዊሱ ካልኦት ተጠርጠርቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ስብሓት ነጋ፣ ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማን ኣምባሳደር ኣባይ ወልዱን ሓዊሱ ካልኦት ተጠርጠርቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም።
እቶም ተጠርጠርቲ ናብ ቤት ፍርዲ ዘቕረቦም ቤት ህንፀት ኣዲስ ኣበባ እንትኸውን፥ ተጠርጠርቲ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ…
ሽዱሽተ ዓሰርተ ዓመታት ዘቑፀረ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮ – ፓኪስታን ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣2013 (ኤፍ ቢሲ)ንብዙሓት ዓሰርተታት ዓመታት ዘቑፀረ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮ - ፓኪስታን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ወይዘሮ እፀገነት መንግስቱ ገሊፀን።
እተን ምክትል ኣፈ ጉባኤ ኣምባሳደር ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ንዝኾና ሾዛብ ኣባስ…
ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን 14 ነጥቢ 98 ቢሊየን ብር ካብ ህዝቢ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን 14 ነጥቢ 98 ቢሊየን ብር ካብ ህዝቢ ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣተሓባባሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ገሊፁ።
እቲ ግድብ ዝተጀመረሉ መበል 10 ዓመት ኣመልኪቱ ካባ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ብሄራዊ ሰራዊት ምክልኻል ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ብሄራዊ ሰራዊት ምክልኻል ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ከምዝተኻየደ ኢዩ፡፡
ኣብ እዋን እቲ ዘተ፥ ሰራዊት…
ዓለም ለኸ መዓልቲ ዳውንሲንድረም ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ዳውንሲንድረም (ዝሕታለ ዕቤት ኣእምሮ) ብብርኪ ዓለም ንመበል 10ይ ግዘ ብኢትዮጵያ ድማ ንመበል 6ይ ግዘ ተኸቢሩ።
እቲ መዓልቲ ካብ ደምበል ሲቲ ሴንተር ክሳብ ፋውንዴሽን ኣብ ዘሎ ቦታ ጉዕዞ እግሪ 1 ኪሎ ሜትሮ ብምግባር ኢዩ…
ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ሰሜን ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንምቁፅፃር ፃዕሪ ይግበር ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ሰሜን ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንምቁፅፃር ሕብረተሰብ ብምስታፍ ፃዕሪ እናተገበረ ምዃኑ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርክ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ሕብረተሰብን ቱሪምን ኣይተ ታደሰ ይግዛው ከምዝገለፁዎ፥ ትማሊ ካብ ሰዓት 9 ጀሚሩ ኣብ…