Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መቐመጢኦም ኣብ ናይሮቢ ዝገበሩ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ሚዛናዊ ሓበሬታ ንኸቕርቡ ተሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ መለስ ኣለም መቐመጢኦም ኣብ ናይሮቢ ዝገበሩ ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ሚዛናዊ ሓበሬታ ንኸቕርቡ ሓቲቶም።
እቶም ኣምባሳደር መራኸብቲ ሓፋሽ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ዝሰርሑዎ ፀብፃብ…
140 ዜጋታት ካብ የመን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)140 ዜጋታት ካብ የመን ብዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
እቲ ትካል፥ ናብ ሃገሮም ንምምላስ ድሌት ዘለዎም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ ምምዕርራዩ ገሊፁ፡፡
እዚ ድማ ለበዳ ቫይረስኮሮና ምስተወለዐ ንፈለማ እዋን ከምዝኾነ…
ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ደረጃታት ናይ 285 ብሄራዊ ደረጃታት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ደረጃታት ናይ 285 ብሄራዊ ደረጃታት ኣፅዲቑ።
ብሄራዊ ኤጀንሲ ደረጃታት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሃቦ መግለፂ፥ እቲ ቤት ምኽሪ ነቶም ደረጃታት ዘፅቖም ብሽዱሽተ ዘፈራት ተዳሊዮም ካብ ሞንጎ ዝቐረቡ 589 ረቂቕ ደረጃታት ከምዝኾነ…
ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ንምርመራ ሓገዝቲ ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ኣቑሑት ሓገዝ ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቢሮ ምርመራ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ንምርመራ ሓገዝቲ ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ኣቑሑት ሓገዝ ተገይሩሉ።
እቲ ሓገዝ ብቤት ፅሕፈት መዐወኒ ሓሽሽን ካልኦት ገበናትን ፕሮግራም ዝሐሸ ምምሕዳር ፍልሰት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝተገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ክልል ሶማሌ ኣብዚ ሐዚ እዋን ንዘለዋ ሰላም፣ ልምዓትን ምዕባለን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዑል ግደ ከምዘበርከተ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ሶማሌ ኣብዚ ሐዚ እዋን ንዘለዋ ሰላም፣ ልምዓትን ምዕባለን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዑል ግደ ከምዝነበሮ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ተዛሪቦም።
እቲ ክልል ኣብ ዝሓለፉ ብዙሓት ዓማውቲ ልዑል ፀገም ፀፅታ ከምዝነበሮ…
መከላኸሊ ሜላታት ቫይረስኮሮና ንክኽበሩ ኣካላት ኣኽበርቲ ሕጊ ቁፅፅር ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መከላኸሊ ሜላታት ቫይረስኮሮና ንክኽበሩ ኣካላት ኣኽበርቲ ሕጊ ቁፅፅር ንክገብሩ ሚኒስቴር ጥዕና ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝስእኑ ሰባት ኣብ ዝሓለፉ 10 መዓልታት ልዕሊ 20 ሚኢታዊ ወሰኽ…
“ትሕዝቶ ልዕልነት ሕጊን ክብሪ ዜጋታትን ኣብ ከይዲ ለውጢ ኢትዮጵያ” ብዝብል ርእሱ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ትሕዝቶ ልዕልነት ሕጊን ክብሪ ዜጋታትን ኣብ ከይዲ ለውጢ ኢትዮጵያ” ብዝብል ርእሱ መድረኽ ዘተ እናተኻየደ ምዃኑ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ሰላም ምስ ትካል መፅናዕቲ ድሕንነት ብምትሕብባር ዘዳለዉዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝኾኑ ዜጋታት ምግቢን ምግቢ ተንከፍን ሰብኣዊ ሓገዛት ቀሪቡ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝኾኑ ዜጋታት ምግቢን ምግቢ ተንከፍን ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝቐረበ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ሳምንታዊ መግለፂ…
ፋብሪካ ባኒ ሸገር ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ምፍራይ ከምዝኣቱ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ባኒ ሸገር ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ምፍራይ ከምዝኣቱ ተገሊፁ።
ብምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ጉጅለ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር እቲ ፋብሪካ ዘለወሉ ኩነታት ብዝምልከት ዑደት ገይሩ።
ምክትል…
ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ክሊ ምምሕያሽ ኢኮኖሚን ቀጠናዊ ድሕንነትን ብምድሃብ ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ክሊ ምምሕያሽ ኢኮኖሚን ቀጠናዊ ድሕንነትን ብምድሃብ ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ተዛቲዮም።
እቶም ሚኒስትር ገንዘብ፥ ኣብ ቀጠናዊ ምትእስሳር ጉዳያት ፖለቲካ፣ ማህበራዊን ድሕንነትን…