Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ላስቬጋስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ልዕሊ ሃገሮም ዝግበር ዘይተገበአ ዲፕሎማሲያዊ ፅዕንቶ ብምቅዋም ሰልፊ ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢሲ)ኣብ ላስቬጋስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብሓደ ሓደ ኣካላት መውፃእቲን ኣፈፀምቲን ሕጊ ኣሜሪካ ዝግበር ዘይተገበአ ዲፕሎማሲያዊ ፅዕንቶ ብምቅዋም ሰልፊ ኣካይዶም።
ኢትዮጵያውያን፣ ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ኣብ ዝገበሩዎ ሰልፊ፥ ጉጅለ ህወሓት…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒሰስትር፥ ንህዝቢን መንግስቲን ታንዛኒያ ምፅንዕናዕ ተመኒዮም፡፡
ጆን ማጉፉሊ ትማሊ ለይቲ ህይወቶም ከምዘሓለፈ ምክትል ፕሬዚዳንት እታ ሃገር…
ክርክር ምርጫ ንምግባር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓዊሱ 11 ትካላት ተሓሪየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ክርክር ምርጫ ንምግባር ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓዊሱ 11 ትካላት ከምዝተሓረያ ብሄራዊ ቦረድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ፦
1 ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
2 ቴሌቪዥን ኣሃዱ
3 ኦሮሚያ ብሮድካስቲንግ ኔትዎርክ
4…
ናይ እኒ ሜጀር ጄኔራል ገብረመድህን ሕቶ ውሕስነት ውድቂ ብምግባር ናብ ቤት ህንፀት ቃሊቲ ንክወርዱ ትእዛዝ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ እኒ ሜጀር ጄኔራል ገብረመድህን ፍቃዴ ሕቶ ውሕስነት ውድቂ ብምግባር ናብ ቤት ህንፀት ቃሊቲ ንክወርዱ ትእዛዝ ተዋሂቡ።
እቲ ትእዛዝ ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ልደታ ምድብ ሳልሳይ መጋባእያ ጉዳያት ፀረ ሽብርን ሕገ መንግስቲን ኢዩ ተዋሂቡ።…
ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዴንግ ሊተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ብቪድዮ ኮንፈረንስ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ቻይና ወሳኒት ፈታዊት ኢትዮጵያ ከምዝኾነት ኣምባሳደር ሬዲዋን…
ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ ምዝገባ ሕፁያት ብዝተተሓሓዘ ልዕሊ 500 ሕቶታት ከምዝቐረብሉ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ ምዝገባ ሕፁያት ብዝተተሓሓዘ ልዕሊ 500 ሕቶታት ከምዝቐረብሉ ኣፍሊጡ።
እቲ ቦርድ ከይዲ ምርጫ በዝምልከት ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ይዛተ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ኣብ ክልተ ዙር ኣብ ዝተገበረ ምዝገባ 47 ፓርቲታት…
ኣብ ትግራይ ዝግበር ሰብኣዊ ደገፍ ብዝተቐላጠፈ ኩነታት ይሳለጥ ኣሎ-ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ትግራይ ዝግበር ሰብኣዊ ደገፍ ብዝተቐላጠፈ ኩነታት ይሳለጥ ኣሎ ክብል ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መነገስታት(ውሕመ) ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብቲ ክልል ዝግበር ዘሎ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ብዝምልከት ኣብ…
ምዝዛም ህንፀት ግድብ ህዳሰ ምርግጋፅ ሉኣላውነት ኢትዮጵያ እውን ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓስራይ ዓመት ገድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዘተሓባብሮ ድርድር እቲ ግድብ ዝተሳተፉ፣ ካብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝተውፃእፅኡ ምሁራን፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዝተረኸብሉ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ሲምፖዚየም ሓፈሻዊ…
ኣብ ሎስ ኣንጀለስን ከባቢኡን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣካላት መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ዘይግቡእ ፅዕንቶ ብምቅዋም ሰልፊ ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሎስ ኣንጀለስን ከባቢኡን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን መነግስቲ ኢትዮጵያ ዝገበሮ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብምድጋፍን ኣካላት መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ዘይግቡእ ፅዕንቶ ብምቅዋምን ኣብ ፊት ንፊት ቤት ፅሕፈት ኮንግረስ አባል ካረን ባስ ሎስ…
ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ን770 ሺሕ ሰባት ዝገብሮ ደገፍ ምግቢ ምቕራብ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ን770 ሺሕ ሰባት ዝገብሮ ደገፍ ምግቢ ትማሊ ምቕራብ ጀሚሩ።
ብመሰረት እዚ ትማሊ ን18 ሺሕ ንነበርቲ ዕዳጋ ሓሙስ ደገፍ ምግቢ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
እቲ ደገፍ ሩዝ፣ ዕፉንን ናይ ኣትከልቲ ዘይቲን ዘካተተ ኢዩ…