Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሉኣላውነትን ምትሕብባርን ኣብ ዝፈታተኑ መራኸብቲ ሓፋሽ ስጉምቲ ከምዝወስድ በዓል መዚ ብሮድካስት ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሉኣላውነትን ምትሕብባርን ኣብ ዝፈታተኑ መራኸብቲ ሓፋሽ ስጉምቲ ከምዝወስድ በዓል መዚ ብሮድካስት ኣፍሊጡ።
ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኣይተ ወንድወሰን ኣንዷ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ዝተወሰኑ ናይ ወፃኢ…
ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ሃላይጌ ብዝተለዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 100 ስኲየር ኪሎ ሜተሮ ሳዕሪን ቆጥቋን በሪሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሄራዊ ፓርክ ሃላይጌ ብዝተለዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 100 ስኲየር ኪሎ ሜተሮ ሳዕሪን ቆጥቋን ከምዝበሰ መተሓባበሪ እቲ ፓርክ ኣፍሊጦም።
ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ 2 መጋቢት 2013 ዓ.ም ቀጥሪ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እቲ ፓክ ዝተለዓለ…
ኣብ ዝቕፅል ክረምቲ ንዝካየድ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ምድላው ፈልሲታት ይካየድ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ክረምቲ ንዝካየድ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ምድላው ፈልሲታት እናተኻየደ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ 2013/14 ዘበነ ፍርያት ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ዓሸራ ብብርኪ ሃገር…
ሕፅረት ሰብ ስራሕ መትፈሲ መሳርሒን ኦክስጅንን እናጋጠመ ስለዝኾነ ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ምጥንቃቕ የድሊ – ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ እዋን ናብ እዋን ኣብ መላእ ሃገር ብለበዳ ኮቪድ-19 ዝተሓዝ መጠን፣ ህይወቶም ዝስእኑን ግልጋሎት ፅኑዕ ሕክምና ዝደልዩ ተሓከምቲን ሰባት ቁፅሪ ብዘደንግፅ ኩነታት እናወሰኸ ከምዝርከብ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ትማሊ 30…
ዳይሬክተር ዋና ኢንዶክትሪኔሽን ሰራዊት ምክልኻል ሜጀር ጄኔራል መሐመድ ተሰማ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝተዋፈሩ ሻለቃታትዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ዋና ኢንዶክትሪኔሽን ሰራዊት ምክልኻል ሜጀር ጄኔራል መሐመድ ተሰማ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣዘ ከባቢታት ጁባ ፣ ቦርን ያምቢዮ ዝተዋፈሩ ሻለቃታት ዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያ ተዛቲዮም።
እቶም ሜጀር ጀነራል፥ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝተዋፈረ ኣዛዚ መበል…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ባሌ ዝርከቡ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንምፍላጥ ዝዓለመ ጉያ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ባሌ ዝርከቡ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንምፍላጥ ዝዓለመ ውድድር ጉያ ኣብ ከተማ ሮቤ ተኻይዱ።
እቲ ውድድር ብኮሚሽን ቱሪዝም እቲ ክልል ከምዝተዳለወ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ኢቲ ዞባ ለዘዎ ሃፍቲ ንምፍላጥ ዝዓለም ውድድር ከምዝኾነ ምክትል…
ተለኣኣኽቲ ጉጅለ ህወሓት ኢኮኖሚ ሃገር ንምርባሽ ዘይሕጋዊ ተግባራት እናሰርሑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተለኣኣኽቲ ጉጅለ ህወሓት ናይ ሕሶት ገንዘብ ብምክፍፋልን ህዝቢ ተጎዳእቲ ንምግባርን ኢኮኖሚ ሃገር ንምርባሽ ዘይሕጋዊ ተግባራት እናሰርሑ ምዃኖም ሓላፊ መምርሒ ወፍሪ እዚ ሰሜን ኮሎኔል ካሳ መላኩ ገሊፆም።
ኣብዚ ሰሙን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ኣካላት…
ቀዳማይ ዓመት በዓል ምስረታ ካውንስል ኣመንቲ ወንጌል ኣቢያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዓመት በዓል ምስረታ ካውንስል ኣመንቲ ወንጌል ኣቢያተ ክርስቲያናት ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል፣ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሻሸመኔ ዝርከብ ፋብሪካ መገጣጠሚ ትራክተርን ኮምባይነርን ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣4 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሻሸመኔ ዝርከብ ፋብሪካ መገጣጠሚ ትራክተርን ኮምባይነርን ተዓዚቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ብብርኪ ሃገር ብዓቕምና ልክዕ እኽሊ ንምፍራይ ንኽንክእል ግብርና ምዝማን ቁልፊ ተግባር ኢዩ ኢሎም።
እዋናዊን…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፓርክ ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ይርጋለም መሪቖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፓርክ ዝተዋደደ ኣግሮ ኢንዱስትሪ ይርጋለም መሪቖም።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሓዊሱ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማሪያም ደሳለይ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን…