Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ከተማ ማይጨው ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ክታበት ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ከተማ ማይጨው ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ክታበት እናተውሃበ ምዃኑ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ሆስፒታል ለምለም ካረል ገሊፁ።
መካየዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ኣይተ ገብረእግዚአብሔር ኪሮስ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ክታበት…
ኢትዮ ቴሌኮም ራብዓይ ትውልዲ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ኣብ ምብራቕ ኢቲዮጵያ ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ከተማታት ምብራቕ ኢቲዮጵያ ብልዑል ቅልጣፈ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ሞባይል ንምጥቃም ዘኸእል ራብዓይ ትውልዲ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ኣጀሚሩ።
ምጅማር እቲ ኣገልግሎት ኣብ ከተማታት ድሬዳዋ፣ ኣይሻን ጭሮን ተግባራዊ ከምዝኸውን…
ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ 33 መኻይን ቢሮን ካልኦት ናውቲን ንክልል ትግራይ ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (USAID) ንቢሮ ዘገልግላ 33 መኻይንን 10 ነጥቢ 6 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ዝተፈላለዩ ካልኦት ናውቲን ንቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሓገዝ ገይሩ።
ተወከልቲ እቲ ትካል፥ ኣብ ቀፅሪ ቢሮ ጥዕና ትግራይ…
ቻይና ንክልል ትግራይ ዝኸውን ሓገዝ ኣቑሑት ሕክምና ኣበርኪታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንክልል ትግራይ ዝኸውን ሓገዝ መከላኸሊ ኮቪድ-19ን ንግልጋሎት ሕክምና እውዕሉ ኣቑሑት ሕክምናን ኣበርኪታ።
እቲ ሓገዝ፥ ካውንስለር ንግዲን ኢኮኖሚን ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሊ ዩ ንዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር…
ኣብ ከይዲ ህንፀት ዝርከቡ ጣቢያታት መከፋፈልቲን መተሓላለፊን ሓይሊ እቶም ሓሙሽተ ፈተነ ምምሕልላፍ ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ህንፀት ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ጣቢያታት መከፋፈልቲን መተሓላለፍቲን ሓይሊ እቶም ሓሙሽተ ፈተነ ምምሕልላፍ ከምዝጀመሩ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
እቲ ትካል ካብ 132 ኪሎቮልት ክሳብ 500 ኪሎቮልት ዘለዉ ልዑል ሓይሊ ዝሽከሙ መስመራት…
መራሕቲ ሃይማኖት ትውልዲ ብእወንታዊ መገዲ ኣብ ምቕራፅ ዝሰርሕዎ ስራሕቲ ከጠናኽሩ ኣለዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ሃይማኖት ትውልዲ ብእወንታዊ መገዲ ኣብ ምቕራፅ ዝሰርሕዎ ስራሕቲ ከጠናኽሩ ኣለዎም ተባሂሉ።
ትካላት ሃይማኖት ነክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ኣብ ክሊ ህንፀት ሰላም፣ ዕንቅፋታትን መፍትሒታትን ዝላዘብ መድረኽ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ይሳለጥ…
መዓልቲ ኣፍሪካ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)በዓልቲ መዓልቲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ።
እቲ መዓልቲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 1963 ምምስራት ሕብሪካ ኣፍሪካ ስዒቡ ኢዩ ዝኽበር፡፡
መዓልቲ ኣፍሪካ፥ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከምኡ እውን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ…
ኣሜሪካ ዘንበረቶ ክልከላ ቪዛ ንክፍለ ዘበናት ዝፀንሐ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘሐርፍፍ ኢዩ- ኣባላት ዳያስፖራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ዘንበረቶ ክልከላ ቪዛ ንክፍለ ዘበናት ዝፀንሐ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘሐርፍፍ ከምዝኾነ ኢትዮጵያውያንን ኣባላት ዳያስፖራ ማሕበረሰብን ገሊፆም።
ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝነብሩ ኣባላት ዳያስፖራ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ እቲ ውሳነ ኣግባብነት…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ መዓልቲ ኣፍሪካ ኣመልኪቶም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መዓልቲ ኣፍሪካ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ዝማዕበለት ሃገር ንምህናፅ ኣብ ዝግበር ጉዕዞ ፈታኒ ከምዝኾነ፣ ይኹን እምበር ብፍሉጥ ኣትሌት ኣበበ ቢቂላ ከምዝተርኣየ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሚስተር ምክልኻል ጥሜትን ሰብኣዊ ጉዳያትን እግግሊዝ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጉንበት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሚስተር ምክልኻል ጥሜትን ሰብኣዊ ጉዳያትን እንግሊዝ ኒክ ዳየር ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ብዛዕባ ክልል ትግራይ ዝምልከቱ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ተላዒሎም፡፡…