Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መንበሪ ኣባይቲ ብቅልጡፍ ብፅሬትን ንምህናፅ ብፍሉይ ትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መንበሪ ኣባይቲ ብቅልጡፍ ብፅሬትን ብዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ንምህናፅ ብፍሉይ ትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢለን ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
እተን ከንቲባ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ከባቢ ኣደባባይ ጀርመን…
ሃገር በቆል መፅናዕቲን ምርምርን ንጥዕና ሕብረተሰብ እታወት ንኽውዕል ምግባር የድሊ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ፍሬህይወት አበበ ሃገር በቆል መፅናዕቲን ምርምርን ናብ ልምዓት ብምልዋጥ ንጥዕና ሕብረተሰብ እታወት ምውዓል ይግባእ ኢለን።
ኢንስቲትዩት ምርምር ኣርማወር ሃንሰን (ኣህሪ) ‘ዕዙዝ ልምዓትን ምርምርን ጥዕና ንዝሐሸ ጥዕና’ ብዝብል…
ተወዳደርቲ ዜጋታት ንክትኮኑ እንተይሰረቕኩም ጠንኪርኩም ፈተናኹም ብባዕልትኹም ስርሑ-ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)ን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ፣ ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተርን ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲን ኣይተ ኣንተነህ ፈቃዱን ኣብ ዞባ ከንባታ ሓፈሻዊ ላዕለዋይ ካልኣይ በርኪ ቤት ትምህርቲ ሺንሺቾ ተረኺቦም ናይ…
ኮሪደር ልምዓት ከተማ ቢሾፍቱ ዝበፅሐሉ ብርኪ ዝተባብዕ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሪደር ልምዓት ከተማ ቢሾፍቱ ኣብዚ ዝበፅሐሉ ብርኪ ንክበፅሕ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝበረታታዕ እዩ ኢለን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
እተን ከንቲባ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ቢሾፍቱ ሎሚ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ዝካየድ ዘሎ…
ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ምላሽ ምርካብ ነዚ ቀጣና ተረባሒ ዝገብር ኢዩ – ቴር ማጆክ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተመራማሪ ትካል መፅናዕቲ ሰላም፣ ልምዓትን ፀፅታን ዩንቨርስቲ ጁባ ቶንጊክ ማጆክ (ዶ/ር)፥ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ምላሽ ምርካብ ለምዓት እዛ ሃገር ካብ ምድጋፍ ብተወሳኺ ቀጣና መብራቕ ኣፍሪካ ተረባሒ ዝገብር ኢዩ ኢሎም።
ቴር ማጆክ (ዶ/ር)…
ኣብ ኣፍሪካ ስርዓት ገምጋም ዝጠመተ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ስርዓት ገምጋም ዝጠመተ መበል 25 ጉባኤ ኢቫሉዌሽን አሶሴሽን ኣፍሪካ ካብ ሰነ 9 ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ።
ንሰለስተ መዓልታት ዝካየድ ጉባኤ ኢቫሉዌሽን አሶሴሽን ኣፍሪካ ፣ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ከምኡ እውን ኢቫሉዌሽን…
ዘተኣኻኽብ ያታታት ብዝበለፀ ንምስፋሕ ኣብ ህንፀት ሓባራዊ ምንነት ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰብ ሞያ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ዘተኣኻኽብ ያታታት ብዝበለፀ ንምስፋሕ ብትኹረት ምስራሕ ትፅቢት ይግበረሎም ኢሎም ሓላፊ ዘፈር ህዝብን ዓለም ለኸ ርክብን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)፡፡
“ድሕሪ ሓቂ ዘበን ምስ ፍልጠትን ሓቅን”…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ መምህራን ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ መምህራን ዘትዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲ ከምዝበልዎ፤ ምስ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት እንገብሮ ዘተ ብምቕፃል ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ…
ልዕሊ 1 ሚሊየን ተረባሕቲ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ናብ ዘላቒ ምምሕያሽ ናብራ ተሰጋጊሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብ450 ሚሊየን ዶላር እናተተግበረ ዝርከብ ፕሮግራም ልምዓታዊ ከተማታት ሴፍቲኔት ልዕሊ 1 ሚሊየን ተረባሕቲ ናብ ዘላቒ ምምሕያሽ ናብራ ተሰጋጊሮም።
ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ትሑት መነባብሮ ዝርከቡ ዜጋታት ካብ ድኽነት ናብ ኣፍራይነት…
ኣብ ሕቶ በሪ ባሕቲ ኢትዮጵያ ብመሰረት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ጭቡጥ ውፅኢታት ይረአዩ ኣለዉ-ምሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሕቶ በሪ ባሕቲ ኢትዮጵያ ብመዳርግቲ ኣካላትን ዓለም ለኸ ትካላትን ተቐባልነት ንክረክብ ብመሰረት ዝተሰርሑ ስራሕቲ ጭቡጥ ውፅኢታት ይረአዩ ኣለዉ ኢሎም ምሁራን።
ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ምሁራን፥ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮፕያ…