Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ተቃላዒነት ሓደጋ ውሕጅ ንምንካይ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ዓቕሚ ክልላት ብምጥንኻር ተቃላዒነት ሓደጋ ውሕጅ ክረምቲ ንምንካይ ይስራሕ ኣለኹ ኢሉ፡፡ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሽፈራሁ ተኽለማርያም (ዶ/ር ) ንሓደጋ ውሕጅ ቅልጡፍ ምላሽ ንምሃብ ምስ ክልላት ብምውህሃድ ስራሕቲ ምስርሑ…

3ይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ባህር ዳር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)3ይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም "ሃይማኖታት ንሰላም፣ ንምክብባርን ሕብረትን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ጉባኤ ሰላም ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ምስ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ክልል ኣምሓራ ብምትሕብባር ዝተሰናደአ…

ላፍቶ ኩለ መዳይ ማእኸል ዕዳጋ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 8 ነጥቢ 8 ሄክታር መሬት ዝዓረፈ ላፍቶ ቁፅሪ ክልተ ኩለ መዳይ ማእኸል ዕዳጋ ተመሪቑ። እቲ ማእኸል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ(ዶ/ር) ብሓባር ብምዃን መሪቐም ከፊተምዎ።…

ረቂቕ በጀት 2018 ዓ.ም 1 ነጥቢ 93 ትሪሊየን ብር ብምዃን ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 35 ስሩዕ ኣኼብኡ ዘቕረብዎ መግለፂ ረቂቕ ባጀት 2017 ዓ.ም መንግስቲ ፌዴራል ኣዳሚፁ። ኣይተ ኣሕመድ፥ እቲ ረቂቕ ባጀት ተግባራዊ ንዝግበር ዘሎ መመሓየሺን ፊሲካል ፖሊሲን…

ኩለ መዳያዊ ዕብየት ንምምፃእ ዓውዲ ኣገልግሎት መንግስቲ ልዑል ግደ ኣለዎ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓንቲ ሃገር ኩለ መዳያዊ ዕብየት ንምምፃእን ተረባሕነት ዜጋታት ንምርግጋፅን ዓውዲ ኣገልግሎት መንግስቲ ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። ዓብዪ ኮሚቴ ኣመራርሓ ኣገልግሎትን ምምሕዳርን ሪፎርም መንግስቲ ሎሚ መበል…

መመሓየሺ ኢኮኖሚ ንምቕናስ ድኽነት ልዑል ግደ ኣበርኪቱ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣብ ምቕናስ ድኽነትን ዓውዲ ኣፍረይቲ ኣብ ምጥንኻርን ልዑል ግደ ኣበርኪቱ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ። ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ፓነል ተሳሊጡ። ኣማኻሪ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ወርቃለማሁ፥…

ሰብ ሃፍቲ ኣርሜኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ፕሬዚዳንት ታዬ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኣርሜኒያ ኩለመዳይ ዕድላት ሪፎርም ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ንምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣርሜኒያ ቫሃን ኮስታኒያን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም።…

ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ብሄራዊ ረብሓ ንምርግጋፅ ወሳኒ ግደ ይፃወት

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ደረጃ ንምርግጋፅ ወሳኒ ግደ ዝፃወት ኢዩ ኢሉ፡፡ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ጠሚቱ ኣብ ዝካየድ መድረኽ ዘተ መዳርግቲ ኣካላት፤ ሚኒስትር ዴኤታ…

መድረኽ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን(ዶ/ር) ተወከልቲ ማሕበረሰብ ንግዲን ሎሚ ምሸት ክቐርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን(ዶ/ር) ትማሊ ምስ ካብ መልላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ማሕበረሰብ ንግዲ  ዘተ ኣካይዶም ኢዮም። እቲ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ናይ ዝገብርዎም ዘተታት ኣካል…

ንኣትክልትን ፍራምረን ዝተውሃበ ቆላሕታ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ልዑል ግደ ኣለዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንኣትክልትን ፍራምረን ዝተውሃበ ቆላሕታ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም ተመራመርቲ ኢኮኖሚ። ተመራማሪ እቲ ዓውዲ ኣቡሌ መሓሪ (ዶ/ር)፥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንግዲ ወፃኢ ከብ ንምባልን ናህሪ ዋጋ…