Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኮፕ32 ንቐፃላይ ትውልዲ ዝረብሕ ውፅኢት ክርከበሉ ዝግባእ ዓብዪ ጉባኤ ኢዩ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ክሊማዊ ለውጢ ሕቡራት መንግስታት(ኮፕ32) ንቐፃላይ ትውልዲ ዝረብሕ ውፅኢት ክርከበሉ ዝግባእ ዓብዪ ጉባኤ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ተወካሊ ፕሬዚዳንት ኮፕ32ን ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)።
ኢትዮጵያ ብመሰረት ማዕቐፍ ኮንቬንሽን…
ኮፕ32 ኢትዮጵያ ንዓለም ንምርኣይ ገዚፍ መድረኽ ኢዩ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ክሊማዊ ለውጢ ሕቡራት መንግስታት(ኮፕ32) ሃፍቲ ቱሪዝምና ንዓለም ንምርኣይ ገዚፍ መድረኽ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።
ኢትዮጵያ ብመሰረት ማዕቐፍ ኮንቬንሽን ክሊማዊ ለውጢ ሕቡራት መንግስታት ኣሰናዳኢት ኮፕ32 ሃገር…
ኣይተ ኩመራ ዋቅጂራ ኣብ ሓለዋ ብዝሃ ህይወት ብዝሰርሕዎ ስራሕ ተሸላሚ ዋንጫ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ እንስሳት ዘገዳም ኢትዮጵያ ኣይተ ኩመራ ዋቅጂራ ኣብ ሓለዋ ብዝሃ ህይወት ብዝሰርሕዎ ስራሕ ተሸላሚ ዋንጫ ተስክ ኮንዘርቬሽን ኣዋርድ ኮይኖም።
ኣይተ ኩመራ ኣብ ለንደን ኣብ ዝተሳለጠ መርሃ ግብሪ ሽልማት ኣብቲ ዓውዲ…
መበል 47 መድረኽ ጉሚ በለል ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 47 መድረኽ ጉሚ በለል ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ፥ ዴሞክራሲያዊ ምርድዳእ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ተባሂሉ።
መበል 20 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዝካየድ ዘሎ…
ኣብ ከባቢ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ተረባሕነት ህዝቢታት ዘጠናኽር ልምዓት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከባቢ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ኩለመዳይ ልምዓትን ተረባሕነትን ህዝቢታት ንምጥንኻር ብምትሕብባር ምስራሕ ከምዝግባእ ተሓቢሩ፡፡
ኣብ ከባቢ ዶብ ኢትዮጵያን ኬንያን ተረባሕነት ልምዓት፣ ሰላምን ሰናይ ምምሕዳርን ንምርግጋፅ እናተወገነ ዝፀንሐ…
ፈረንሳይ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ወታደራዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ክተጠናኽር ኢያ – ጄ/ል ፒየር ሺል
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳይ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ወታደራዊ ዓውዲ ዘለዋ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ድልውቲ ኢያ ኢሎም ኣዛዚ ጦር ምድሪ እታ ሃገር ጄነራል ፒየር ሺል፡፡
ብጄ/ል ፒየር ሺል ዝተመርሐ ወታደራዊ ልኡኽ ፈረንሳይ ምስ ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ…
ምትሕብባር ምሕደራ ጉምሩኽ ኢትዮ-ቻይና…
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሕደራ ጉምሩኽ ኢትዮጵያን ቻይናን ትካላዊ ህንፀት ዓቕሚ፣ ልምዓት ትካልን ስሉጥ ኣገልግሎት ጉምሩኽን ምሃብ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ዘተ ኣካይዶም።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ምሕደራ ጉምሩኽ ቻይና ዋንግ ጁን…
ምስ ተሓከምቲ ቫይረስ ማርበርግ ምንኽኻእ ዝነበሮም ሰባት ተፈልዮም ክትትል እናተገበረሎም ይርከብ – ዶ/ር መቅደስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ተሓከምቲ ቫይረስ ማርበርግ ምንኽኻእ ዝነበሮም 349 ሰባት ተፈልዮም ክትትል እናተገበረሎም ይርከብ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ።
እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ከምዝበለኦ፥ ክሳብ ሕዚ ምርመራ ቫይረስ ማርበርግ ካብ ዝተገበረሎም…
ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ተወካሊ ፕሬዝደንት ኮፕ 32 ብምዃን ተመሪፆም
ብመሰረት ማዕቐፍ ኮንቬንሽን ክሌማዊ ለውጢ ሕራት መንግስታት ኢትዮጵያ ኣሰናዳኢት ሃገር ኮፕ 32 ምዃና ስዒቡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ጌዲዮን ጢሞቴዎስን (ዶ/ር) ተወካሊ ፕሬዝደንት ኮፕ 32 ብምግባር ከምዝመደበ እንትገልፅ ሓጎስ ይስመዖ።
ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ…
ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ መራሕቲ ሃገራት ቼክ ሪፐብሊክ፣ ሃንጋሪ፣ ስሎቫክያን ክሮሽያን ተዛቲዮም፡፡
ፕሬዚዳንት ታዬ ምስቶም መራሕቲ ዝተዛተዩ፤ ጎድና ጎድኒ 7ይ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ኣውሮፓን ኢዩ።
እቲ ዘተ ብዋናነት ኣብ ሞንጎ እተን…