Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ወሰን ሩባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ወሰን ሩባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዑደት ገይሮም፡፡ እቶም ኣመራርሓ “እረኣእያ መንግስቲ መደመር ብራኸ ዘፈራት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ስልጠና እናወሰዱ ከምዝፀንሑ ተሓቢሩ፡፡ ሎሚ…

ተሳትፎ ዓበይቲ ሃገራት ዘረጋግፅ ፍትሓዊ ስርዓት ዓለም ንክህሉ ብሓባር ክንሰርሕ ኢና – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ተሳትፎ ዓበይቲ ሃገራት ዘረጋግፅ ፍትሓዊ ስርዓት ዓለም ንክህሉ ብሓባር ንምስራሕ ቁርፀኛ ኢያ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣንጎላ ሉዋንዳ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ሓበራዊ ኣኼባ ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ…

ጥዑይ ማሕበረሰብ ንምፍጣር ወሳኒ ግደ ዘለዎ ተበፃሕነት ክታበት  

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ተበፃሕነት ምጥንር ጥዑይ ማሕበረሰብ ንምፍጣፍር ወሳኒ ግደ ኣለዎ ኢሉ። መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህፅናት ምስተወለዱ ዝወሃብ ኣገልግሎት ክታበት መከላኸሊ ሕማም ጉበት ኣብ ሆስፒታል ኣበበች ጎበና ብዕሊ ተጀሚሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቡን ታሪኻዊ ዓዋት እናመዝገበት ትርከብ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ቡን እናመዝገበቶ ትርከብ ዓዋት ታሪኻዊን ልዑል ዓቕሚ ኢኮኖሚ ዝፈጠረን ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣፍይቲ ቡን፣ ለኣኽቲን መዳርጊ ኣካላት እቲ ዓውዲን ኣብ…

ኢትዮጵያ ዲጂታል ክእለት ብምህናፅ ተወዳዳራይነት እናፈጠረት ትርከብ – ሕቡራት መንግስታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዲጂታል ክእለት ብምህናፅ ተወዳዳራይነት እናፈጠረት ትርከብ ኢሎም ኣብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ልምዓት (ዩኤንዲፒ) ተወካሊ ኢትዮጵያ ሳሙኤል ዶ። ስምምዕነት ፖሊሲን ቁፅፅርን ንተወዳዳራይነት ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ትካላት ንግዲ፥ ጉዕዞ…

ንውፅኢታውነት ትግበራ ቀጣና ኣህጉራዊ ናፃ ንግዲ ብምውዳድ ምስራሕ ይግባእ-ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንውፅኢታውነት ትግበራ ቀጣና ኣህጉራዊ ናፃ ንግዲ ብምውዳድ ምስራሕ ይግባእ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢ ጃፋር በድሩ፡፡ ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢን ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ትካላት ንግዲ ፕሮግራም ልምዓት ሕቡራት መንግስታት …

ጉባኤ ማሕበር ትካላት መሰልጠኒ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያን ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ብሓባር ዘሰናድኡዎ 5ይ ጉባኤ ማሕበር ትካላት መሰልጠኒ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ተወከልቲ ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ሓለፍቲ ዓውዲ ኣቪየሺንን ተወከልቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ሕቶ መንበሪ ኣባይቲ ንምምላስ ቆላሕቲ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ዘሎ ሕቶ መንበሪ ኣባይቲ ንምምላስ ቆላሕቲ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎኹ ኢሉ። እቲ ምምሕዳር ብምትሕብባር መንግስቲ፣ ወለንታዊያንን ውልቀ ሃነፅቲን ብዙሓት ኣባይቲ ብምህናፅ ንዜጋታት ብፍትሓዊነት ተረባሕቲ ከምዝገበረ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ኣዛዚ እዚ ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣዛዚ እዚ ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ጄነራል ዳግቪን ኣር ኤም ኣንደርሰን ዘቲዮም።   እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ንጎሆ ምስ ኣዛዚ እዚ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ላውረንስ ዎንግ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምስ ዝገብሩ ዘለዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ሪፐብሊክ ሲንጋፖር ላውረንስ ዎንግ ዘቲዮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዘተና ኣብ መንጎ…