Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ጉዳይ ብሄራዊ ረብሓ ብሓባር ደው ክብሉ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ጉዳይ ብሄራዊ ረብሓ ብሓባር ደው ክብሉ ይግባእ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ፥ “ግደ ፓርቲታት ፖለቲካ ንዝተረጋገዐ ባህሊ ስርዓት ፖለቲካ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

7ይ ሃገራዊ መረፃ ንምክያድ ስራሕቲ ምድላው ተጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 7ይ ሃገራዊ መረፃ ንምክያድ ስራሕቲ ምድላው ጀሚረ ኢሉ፡፡ ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሜላተወርቅ ሃይሉ ምድላው ዝቕፅል ሃገራዊ መረፃን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን፡፡ ኣብ መግለፂአን…

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ብዙሓት ናይ ወፃኢ ኢንቨስትመንታት እናሰሓበ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ብዙሓት ኢንቨስትመንት ወፃኢ እናሰሓበ ይርከብ ኢሎም፡፡ ኣብ ዓውዲ ምትሕብባር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ቤልጂየምን ዘድሀበ መድረኽ ቢዝነስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣይተ ኣሕመድ…

ግድባት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሓይሊ ንምፍልፋል ዘኽእለን እኹል ማይ ሒዘን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኩለን ግድባት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብዚ ባጀት ዓመት ዝተተለመ ሓይሊ ንምፍልፋል ዘኽእለን እኹል ማይ ሒዘን ኢሉ። ኣካያዲ ስራሕ ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ ትካል ፍስሃ ጌታቸው ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ 14…

ሱዳን ሰላም ንምርግጋፅ ንእትገብሮ ፃዕሪ ኢትዮጵያ ዘይናጋዕ ደገፋ ክትቅፅል ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዳይሬክተር  ጀኔራል  ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ሬድዋን ሑሴን ሱዳን ሰላማን ምርግጋዓን ንምርግጋፅ ንእትገብሮ ፃዕሪ ኢትዮጵያ ዘይናጋዕ ደገፋ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም። ብዳይሬክተር ጀኔራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን…

ናይ ፅባሕ ኢትዮጵያና ኣብ ዘተኣማምን መሰረት ንክትነብር ወሳኒ ኣብ ዝኾኑ ሃገራዊ ዛዕባታት ትዝቲ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ፅባሕ ኢትዮጵያና ኣብ ዘተኣማምን መሰረት ንክትነብር ወሳኒ ኣብ ዝኾኑ ሃገራዊ ዛዕባታት ትዝቲ ኣላ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያን ኢትዮጵያዊያንን ናይ ሓባር ኩለ መዳይን ሕልኽላኽን ዝኾኑ…

ሓበራዊ ኣሰር ኢትዮጵያዊያን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብደለል ንከይመልእ—

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓበራዊ ኣሰር ኢትዮጵያዊያን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብደለል ንከይመልእ ብዝተዋደደ ኣገባብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮን ስራሕቲ ለምዓት ተፋሰስን ይካየድ ኣሎ ኢሉ ቢሮ ግብርና ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ። ዳይሬክተር ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮን ኣጠቓቕማን ፈቃዱ…

ክልል ትግራይ ተበፃሒ ምግባር ቀፃሊ ስራሕና ኢዩ – መስፍን ኣርዓያ(ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርዓያ(ፕ/ር) ምስ ምእካብ ኣጀንዳ ሃገራዊ ዘተ ዝተዛመደ ኣብ ቀፃሊ ክልል ትግራይ ተበፃሒ ምግባር ከንሰርሕ ኢና ኢሎም። እቲ ዘተ ሓቛፊ ስለዝኾነ ክልል ትግራይ እንተይሓዝና ናይቲ ዘተ ዕዉትነት…

ኣብ ወርሒ ሚያዚያን ግንቦትን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ትርጉም ዘለዎም ስጉምቲታት ተኻይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወርሒ ሚያዚያን ግንቦትን 2017 ዓ.ም ኣብ ውሽጢ ዓዲ ትርጉም ዘለዎም ስጉምቲታት ከምዝተኻየዱ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣበይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብተን ኣዋርሕ ኣብ ለምዓት ኢኮኖሚ፣ ምዕባለ ቴክኖሎጂ፣ ዓለም ለኸ…

ድንሽ ንምርግጋፅ ውሕስና ምግቢ ዘለዎ ግደ ዝምጥን ትኹረት ክወሃቦ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድንሽ ንምርግጋፅ ውሕስና ምግቢ ዘለዎ ግደ ዝምጥን ትኹረት ክወሃቦ ከምዝግባእ ተመራመርቲ እቲ ዓውዲ ሓቲቶም። ፍርያት ድንሽ ካብ ኢኮኖሚያዊ ረብሑኡ ሓሊፉ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ዕዙዝ ኣበርክቶ ከምዘለዎ ተመራመርቲ ዓውዲ ሕርሻ…