Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ርክብ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ተጠናኺሩ ቀፂሉ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን እነተወገኑ ብዝርከቡ ምትሕብባራት ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፊንላንድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፊንላንድ ኣሌክሳንደር ስተብ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዞባዊ፣ በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባርን ኣብ ክልተኣዊ ርክብን ኣድሂቦም ከምዝተዛተዩ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢኮኖሚ፣ ርክብ ምሕዝነት ባህሊ፣ ኣብ ዘላቒ ልምዓን ሓለዋ ክሌማዊ ለውጢን ኣብ ዘካተቱ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ውፅኢታዊ ልዝብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ወራሲ ዓራት ኣቡዳቢ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ወራሲ ዓራት ኣቡዳቢ ልኡል ሼኽ ካሌድ ቢን መሃሙድ ቢን ዛይድ ኣልናህያን ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ጎድና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ምስ ወራሲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ኣይኤምኤፍ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ) ክሪስታሊና ጂኦርጂየቫ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ኣብ ጆሃንስበርግ እናተኻየደ ዝርከብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ዝተገበረ ኢዩ፡፡ በዚ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ሲዲ ኡልድ ታህ (ዶ/ር) ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ምስ ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ሲዲ ኡልድ…

ኢትዮጵያ ንዓለም ለኸ ልምዓት ናይ ባዕላ እጃም ንምውፃእ ቆራፅ ኢያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብፅንሰ ሓሳብ መደመር እናተመርሐት ንዓለም ለኸ ልምዓት ናይ ባዕላ እጃም ንምውፃእ ቆራፅ ኢያ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ጆሃንስበርግ እናተኻየደ…

ትራንስፖርት ባቡር ንዓውዲ ቱሪዝም ልዑል ዓቕሚ ዝህብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምንቅስቓስ ትራንስፖርት ባቡር ንዓውዲ ቱሪዝም ልዑል ዓቕሚ ዝህብ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም እንደገና ኣበበ (ዶ/ር)። ሚኒስቴር ቱሪዝም ምስ ማሕበር ኣክሲዮን ኢትዮ-ጅቡቲ ብምትሕብባር ምስ ሰብ ሞያ ትካላት ሚዲያ ፈጠርቲ ፅዕንቶ ማሕበራዊ…

ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኮንፈረንስ ቱሪዝምን መብፅሒት ቱሪስትን ምዃና ብዝበለፀ ዘስፍሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኮንፈረንስ ቱሪዝምን መብፅሒት ቱሪስትን ምዃና ብዝበለፀ ዘስፍሕ ኢዩ ኢሎም ሓላፊ ቢሮ ኮሙኒኬሽን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሃፍታይ ገ/እግዚአብሄር። እቶም ሓላፊ ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ መበል…

ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ህዝቢና ንምፍታሕ ብዙሓት ውፅኢታዊ ስራሕቲ እናተወገኑ ይርከቡ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ህዝቢና ንምፍታሕ ብዙሓት ውፅኢታዊ ስራሕቲ ይውገኑ ኣለዉ ኢለን፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ውሽጢ ትሽዓተ ኣዋርሕ ብፍጥነትን ብፅሬትን ኣብ 24 ህንፃታት ዝተሃነፁ 1 ሺሕን 287…