Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

5 ሚኢታዊ ብፅሒት ኢትዮ ቴሌኮም ንዜጋታት ኢትዮጵያ ብኣክሲዮን ከምዝሽየጥ ተገለፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ስራሕቲ ምምሕያሽ ዘፈር ቴሌኮሙኒኬሽን ኣድሂቡ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ልዝብ ተኻይዱ። ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ላብ ውልቀ ንምዝውዋርን ተወሰኽቲ ኮርፖሬሽናት ቴሌኮም ናብ ውሽጢ ዓዲ ንምእታው ዝተወሰነ ከይዲ ውሳነ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር…

ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም 320 ሚሊየን ኩንታል ሲሚንቶ ናብ ሃገር ውሽጢ ከምዘኣቱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሕፅት ሲሚንቶ ንምንካይ ብዝብል ኣብ ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝምረት ብተወሳኺ 320 ሚሊየን ኩንታል ሲሚንቶ ናብ ሃገር ውሽጢ ከምዘኣቱ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ መሰረታዊ እታወት ስራሕቲ ኮንተራክሽን ዝኾነ ፍርያት…

መዓልቲ ምትሕብባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብብርኪ ከተማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መዓልቲ ምትሕብባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብብርኪ ከተማ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ መዓልቲ “ኣነ ንወገነይ” ብዝብል መሪሕ ቃል እናተኸበረ እንትኸውን፥ ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤኣብ ክፍለ ከተማ ጉሌሌ ናይ ሓባር መንበሪ ኣባይቲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶመ ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም 918 ቀፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶመ ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም 918 ቀፂሑ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 25 ሺሕን 218 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 206 ሰባት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብብርኪ ከተማ መዓልቲ ይቕሬታ ተኸቢሩ

ዛዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት መዓልቲ ይቕሬታ ተኸቢሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ መራሕቲ ሃይማኖታት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን እንግዶት ዝተገበረሎም…

ፋብሪካ ዓለባ ሃዋሳ ብብር 2 ቢሊየን ወፃኢ ናብ ዓቢዪ መንደር ኢንዱስትሪ ክዓቢ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ፋብሪካ ዓለባ ሃዋሳ ብብር 2 ቢሊየን ወፃኢ ናብ ዓቢዪ መንደር ኢንዱስትሪ ከምዝዓቢ ተገሊፁ። እቲ ፋብሪካ ናብ ጨርቀመርቂን ፓርክ ኢንዱስትሪን ስግግር ንምግባር ሎሚ መአልቲ ስነ-ስርዓት ምጅማር ህንፀት ተወሰኽቲ ሼዳት ተኻይዱ። ህንፀት…

“ካብ ጳጉሜን ክሳብ ጳጉሜን ክንበፅሕ ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተጀመረ ሃገር ለኸ ወፍሪ ድሕንነት መገዲ ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ በባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ካብ ጳጉሜን ክሳብ ጳጉሜን ክንበፅሕ ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተጀመረ ሃገር ለኸ ወፍሪ ድሕንነት መገዲ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ፍሪ ዝተረኸባ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ “እዛ መዓልቲ ኣብ ኣጠቓቕማ…

ኣብ ኢትዮጵያ ንመመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ዘገልግል ኪት ምፍራይ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንመመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ዘገልግል ኪት ድሕሪ ሓደ ወርሒ ምፍራይ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ከከምዝገለፁዎ፥ ዓቕሚ ምርማር ቫይረስ ኮሮና ክብ ንምባል ዝተፈላለዩ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መንግስቲ ክልል ትግራይ ከካይዶ ኢየ ዝበሎ ምርጫ ብዝምልከት ናይ መወዳእታ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፣ ኮሚሽን ምርጫን ኣፈፀምቲ ኣካላትን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ምርጫ ብዝምልከት ዘውፅኦ ኣዋጅ ምርጫ ቁፅሪ 351/2012 ዘሕለፍዎም ውሳነታትን ዝፈፀምዎም ተግባራትን ምስ ሕገ መንግስቲ ዝፃብኡ ብምዃኖም ብመሰረት ሕገ መንግስቲ…

መንግስቲ ክልል ደቡብ ንዝተፈላለዩ ሓላፍቲ ስራሕ ሹመት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ንዝተፈላለዩ ሓላፍቲ ስራሕ ትማሊ ሹመት ሂቡ። ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ሃይለማርያም ተስፋዬ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተርን ኣይተ ማሄ ቦዳ- ሓላፊ ቢሮ…